ኣብ ማእከል ባሕሪ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ተንጠልጢሎም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ረዲኤትን ድሕነትን ህጹጽ ጻውዒት ይገብሩ ኣለዉ። ርድኡ ! October 6, 2009 6:50 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሓንቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ዝተበገሰት፡ ዝነቐለትሉ ዕለት ዘይተፈልጠ ጃልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ኣህጉራዊ መስመር ምስ በጽሐት ነዳዲ ወዲኣ ጠጠው ኢላ ከምዘላ ‘ሞ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ከምዝርከቡ ተሳፈርታ ተደጋጋሚ ናይ ረዲኤት ጻውዒት ይገብሩ ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: ህጹጽሓደጋማእከልረዲኤትንርድኡስደተኛታትባሕሪተንጠልጢሎምናይኣለዉ።ኣብኤርትራውያንዝርከቡይገብሩድሕነትንጥፍኣትጻውዒት
ርድኡ ! ርድኡ ! 90 ኤርትራውያን ኣሕዋት ኣብዛ ሰዓት እዚኣ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ይሓቱ ኣለዉ። September 7, 2009 6:50 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 90 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ ናይ ሞትን ህይወትን ኩነታት ከምዝርከቡ፡ ሓደ ካብኣቶም ሎሚ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ኣብ ነርወይ ንዝረክቡ ቤተሰቡ ቴሌፎን ብምድዋል ርድኡና ክብል ጸዊዑ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሓደጋማእከላይረዲኤትርድኡሰዓትባሕሪኣለዉ።ኣሕዋትኣብኣብዛኣጋጢሙዎምኤርትራውያንእዚኣ፡ይሓቱ