ንኹሉኹም ኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ጾመ-ሉጓም ፈትሓልኩም እናበልና፡ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ንምነየልኩም። ኣሰና !
ንኹሉኹም ኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ጾመ-ሉጓም ፈትሓልኩም እናበልና፡ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ንምነየልኩም። ኣሰና !

ንኹሉኹም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮነ ኣብ ስደት ዘለኹም ወይ ‘ውን ንኽትስደዱ ኣብ ባሕርታት ሜዲተራንያን፡ ኣብ ኣጻምእ በረኻታት ሰሃራን ሲናይን፡ ኣብ ጫካታት ደቡብ ኣፍሪቃን ደቡብ ኣሜሪካን ጉዕዞኹም ትቕጽሉ ዘለኹም ወይውን ኣብ እስርቤትን ጸልማትን ህግደፍ ተዳጉንኩም ፍትሒ ንኽትረኽቡ ሃንቀው ትብሉ ዘለኩም ኩቡራት ደቂዛ ብኹቡር ዋጋ ዝመጸት ሃገር ንሕና ኣባላት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (Eritrean Youth for Change, EYC) ርሑስ ሐድሽ ዓመት እንዳበልና መጻኢ ዓመት፡ ዓመት ሰላምን ራህዋን ንክኾነልና ሰናይ ትምኒትና ንገልጽ። መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ንኹሎም ኣመንቲ ምስልምና ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ትብል።
ኩሉኹም ኣመንቲ ክርስትና ርሑስ በዓል ቅዱስ-ዮውሃንስ ይግበረልኩም! ኣሰና !
ርሑስ በዓል ዒል ኣልፈጥር ንኹሉኹም ኣመንቲ ምስልምና - ትብለኩም ኣሰና ! መስጊድ ጃምዕ ተወሊዓ - ጠውቑ K]²ï©ö ®M— Fohñ o‘Dï– K]²ï©ö ®M— Fohñ o‘Dï–
ንኹልኹም ኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ኣፈ ልጓም ከፈተልኩም እናበለና ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልኩም ንብል ። - ኣሰና !
ዓመተ ራህዋን ሰላምን
ዓመተ ሩፍታን ቅሳነትን
ዓመተ ሕግን ፍትሕን
ዓመተ ጽጋብን ፍስሃን
ይግበረልና።