እንጻር’ዚ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ክቕጽል ኣለዎ። December 30, 2010 12:11 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብዘን ዚሓለፋ 9 ዓመታት ኣንጻር ናይቲ ብህግደፍ ዝምወል “ኤርትራዊ ባህላዊ ምርኢት ኣብ ኣውስትራልያ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ፤ ብሰላማዊ መንገዲ ስልጣን ናብ ህዝቢ ክማሓላለፍ፣ ሰብኣዊ መሰላት ክኽበር፣ Continue reading POST TAGS: ምልካዊስርዓትቃልሲኣለዎ።ኤርትራእንጻር’ዚክቕጽልዘሎዝግበር
ትያትሮ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣስመራ ብኣንቶንዮ ተስፋይ 14 ጥቕምቲ 2010 October 15, 2010 12:23 amህይወትassenna00 SHARE ካልእይ መወዳእታ ክፋል መንግስቲ ፈልስጢን ኣየድልን እዩ። መንግስቲ እንተደለዩ ከኣ ምስ ህዝቢ የርዳኖስ ሓደ ኮይኑ መንግስቲ መስሪቶም ክቅጽሉ ይግባእ ኢሉ ኢሰያስ ኣፈውርቂ። ጕዳም ዘረባ። ጽቡቕ ንባብ። Continue reading POST TAGS: 2010ህምልካዊስርዓትብኣንቶንዮተስፋይትያትሮኣስመራዲግጥቕምቲፍ
ትያትሮ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣስመራ – ብኣንቶንዮ ተስፋይ October 14, 2010 2:00 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ኣፍቶን ብላደት ዝተባህለ ጋዜጣ ልኡኽ ናብ ኣስመራ ኸይዱ፡ እቲ ጋዜጠኛ ካብ ሽወደን ክብገስ እንከሎ ንሰበ ስልጣን መላኺ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ክዘራረብ ብፍላይ ምስ ፕረሲደንት ቃል መሕተት ከካይድ ከም ዝዀነ ተፈሊጡ ቆጸራ ተታሒዙ ምስ መሳርሕቱ ተበጊሱ። Continue reading POST TAGS: ህምልካዊስርዓትብኣንቶንዮተስፋይትያትሮኣስመራዲግፍ
ሰማእታት መሸቐጢ ምልካዊ ስርዓት ክኾኑ ኣይግብኣን! June 14, 2010 10:59 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኤርትራ ኣብ ካርታ ዓለም ሰፊራ ምልክት ልኡላውነታ ዝኾነ ሰንደቕ ዓላማኣ ካብተንበልብል እነሆ መበል 19 ዓመት ልደታ ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ግንቦት ኣኽቢራ። ናጽነት ሸቶ ናይቲ ንልዕሊ ፍርቒ ዘበን ዝወሰደ ፖለቲካውን ዕጥቃውን ቓልሲ ምዃኑ ነቲ ኣብ ምጭባጡ ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲኑ ወናኒ እዚ ዘኹርዕ ታሪኽ ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ መስካሪ ኣየድልዮን”ዩ። Continue reading POST TAGS: መሸቐጢምልካዊሰማእታትስርዓትኣይግብኣንክኾኑ

ስርሒት ፈንቅል ምእንቲ ነጻነትን ሓርነትን ዝተኽፍለ መስዋእቲ እምበር፡ ምልካዊ ስርዓት ንምትካል ኣይኮነን February 13, 2010 12:12 pmፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕን ተኻታታሊ መግዛእታትን ንልዕሊ 30 ዓመታት ብርቱዕ ቃልሲ ድሕሪ ምክያዱ መዘና ዘየብሉ ከቢድ መስዋእቲ ምእንቲ ሃገሩን ሓርነቱን ከፊሉ ነጻነቱ አረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሓርነትንመስዋእቲምልካዊምእንቲስርሒትስርዓትነጻነትንንምትካልኣይኮነንእምበር፡ዝተኽፍለፈንቅል
ቅልዕቲ መልእኽቲ ናብ ፈስቲቫል ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ክትሳተፉ ትሓስቡ ዘሎኹምን ትሻባሸቡን ዘሎኹምን! July 15, 2008 1:09 amፖለቲካassenna00 SHARE ንሕና ኣሕውትኩምን ኣሓትኩምን ኤርትራውያን ተቀማጦ ሃገረ ስዊደን፣ ብኩነታት ሕዝብና ፡ ኣብ ትሕቲ ማእሰርትን፣ መቅተልትን፣ ምህዳንን ዝርከብ ንግደስ፣ እዛ ሕጽር ዝበለት መልእኽቲ፣ ምዕዶን መለበምን ከነቅርበልኩም ንፈቱ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመልእኽቲምልካዊስርዓትስቶክሆልምቅልዕቲትሓስቡትሻባሸቡንናብኣብከተማክትሳተፉዘሎኹምንፈስቲቫል