ምኒስተር ፍትሒ፡ “ተመሓይሹ ዝቐረበ” ንድፊ ሲቪላውን ገበናውን ሕጋጋት ናብ ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍን ልኢኻ። February 24, 2009 5:20 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ምኒስተር ፍትሒ፡ ፎዚያ ሃሺም “ተመሓይሹ ዝቐረበ” ዝበለቶ ንድፊ ሲቪላውን ገበናውን ሕጋጋት፡ ፈጻሚ ኣካል ህግደፍ ኣኼባ ቅድሚ ምክያዱ፡ መመሓየሺ ርእይቶታት መታን ከቕርቡሉ ብዝብል ምኽንያት ናብ ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍን ብዲስክ ልኢኻቶ ከምዘላ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: “ተመሓይሹህግደፍንላዕለዎትልኢኻ።ሓለፍቲሕጋጋትሚኒስተራትንምኒስተርሲቪላውንናብንድፊዝቐረበ”ገበናውንፍትሒ፡
ተማሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ኤርትራ፡ ነቲ ኣብ ሰራዊትን ሚኒስተራትን ተጀሚሩ ዝጸንሐ ተቓውሞ ናብ ዝተወደብን ዝሓየለን ምንቅስቃስ ኣዕሪጎሞ። January 21, 2009 10:03 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሚኒስተራትንማእከላይንምንቅስቃስሰራዊትንተማሃሮተቓውሞተጀሚሩነቲናብኣብኣዕሪጎሞ።ኤርትራ፡ካልኣይንዝሓየለንዝተወደብንዝጸንሐደረጃ
ጸብጻብ ስሉሳዊ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራትን ኣዘዝቲ ስሪሒታትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን December 22, 2008 2:52 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካቢኔ ሚኒስተራት ኤርትራ ኣብ’ቲ ብመንገዲ ፕረዚደንት ኢሰያስ ዝተጸውዐ ህጹጽ ኣኼባ ንምስታፍ ብ12 ታሕሳስ ምስ ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ስሪሒታትን ከም ልማዱ ዕጹው ኣኼባ ኣካይዱ። Continue reading POST TAGS: ሚኒስተራትንስሉሳዊስሪሒታትንኣመሓደርቲኣኼባኣዘዝቲካቢኔዞባታትንጸብጻብ
ካቢነ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ስሪሒት ዞባታትን ኣብ ናይ ሎሚ ህጹጽ ኣኼባኡ ብዛዕባ ተቓውሞ ሰራዊት ተዘራሪቡ። December 12, 2008 9:36 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካቢነ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ስሪሒት ዞባታትን ሎሚ ንግሆ ዕለት 12/12/2008 ብፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ተጸዊዑ ኣብ ባጽዕ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝቕጽል ዘሎ ተቓውሞ ሓይልታት ምክልኻል ኣንጻር ምሕደራ መንግስቲ ከም ቀንዲ ዛዕባ ክዛረበሉ ከምዝወዓለ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህጹጽሎሚሚኒስተራትንሰራዊትስሪሒትብዛዕባተቓውሞተዘራሪቡ።ናይኣመሓደርቲኣብኣኼባኡኣዘዝቲካቢነዞባታትን