እቲ ዝጋዕገዐ ታሪኽኩም ከ መንዩ ከዘንትወልኩም ? – መልሲ ንኤሪ-ቲቪ November 22, 2010 2:28 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብዚ ቅንያት’ዚ፡ ቴለቪዥን ስርዓት ህግደፍ ታሪኽ ናይ ቡዛሓት ሃገራት ኣፍሪካ ከተዘንቱ ቀንያ። ቀንያ ጥራይ ዘይኮነ ግን መልክዕ ናይቲ ታሪኽን ተፈጺሙ’ዩ ዝተባህለ ገበናት ካኣ ቀዳማዩን ደሕረዋዩን ሓዋዊሳ ኮታ የታልል ይኸውንዩ ተባሂሉ ብዶኩመንታሪ ፊልምታት ዝተሰነየ መደብ ኣቕሪባ። Continue reading POST TAGS: መልሲመንዩቲቪታሪኽኩምንኤሪእቲከከዘንትወልኩምዝጋዕገዐ
ንሱ ዕሉም ሌባ ኮራኩሩ መንደፍ: መንዩ በደለኛ ህዝቢ ድዩ ህግደፍ? October 18, 2009 10:38 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ተጣቕዑ ዘለኹም ንዓማጺ ንቀታሊ ገለኹም ብግርህነት ገለኹም ብዕሊ ነባሪ ዝመስለኩም ህግደፋዊ ሓይሊ ረጊፉዩ ዘሎምስ ሓሪሩ ከም ቆጽሊ ናብ ሓቂ ተመለሱ ናየቦኹም ባህሊ ዕኑዳት አይትኾኑ ከም አድገበቕሊ Continue reading POST TAGS: ህዝቢህግደፍሌባመንዩመንደፍበደለኛንሱኮራኩሩዕሉምድዩ
ወዲ ገራህቱ መንዩ?? May 27, 2009 3:06 amፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ብጥምየት እናተቐዝፈ፡ ንርእሱ ኣብ ለንደን መግቢ እናማረጸ “ጥምየት የለን፡ ምስ ኢሳያስ ንቕድሚት” ኢሉ ክጭርሕ ዝውዕል መገርሂ ወዲ ገራህቱ Continue reading POST TAGS: መንዩወዲገራህቱ
ኮረኔል ተስፋልደት ስዩም መንዩ? – December 21, 2008 3:04 amፖለቲካassenna00 SHARE ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ብዝለኣኹዎ ሓበሬታ መሰረት ኮለኔል ተስፋልደት ስዩም የማናይ ክፍሊ ኣካላቱ ለሚሱ ኣብ ሆስፒታል ሓይሊ ኣየር ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓለዋ ይሕከም ከምዘሎ ደሃይ ካብ ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ ኣቕሪብናልኩም ኔርና። ሕጂ ድማ ንድሕረባይታ ኮለኔል ተስፋልደት ስዩምን ኩነታት ማእሰርቱን ንምዝኽኻር ብኤልሳ ጭሩም ተጻሒፉ ኣብ ኣዝማሪኖ ተዘርጊሑ ዝነበረ ጽሑፍ ነቕርበልኩም። ኣሰና Continue reading POST TAGS: መንዩስዩምተስፋልደትኮረኔል
ኮለኔል ተስፋልደት ሃብተስላሴ መንዩ? December 9, 2008 5:54 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኮለኔል ተስፋልደት ሃብተስላሴ ወዲ 48 ዓመት ኣቢሉ እዩ። ኣብ 1977 – 1978 ኣቢሉ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፍ። ድሕሪ ታዕሊም ኣብ ሓደ እዋን ኦፕሬተር ናይ ዋና ጸሓፊ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ የገልግል ኔሩ። Continue reading POST TAGS: ሃብተስላሴመንዩተስፋልደትኮለኔል
ኮለኔል ተስፋልደት ሃብተስላሴ መንዩ? December 9, 2008 5:54 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኮለኔል ተስፋልደት ሃብተስላሴ ወዲ 48 ዓመት ኣቢሉ እዩ። ኣብ 1977 – 1978 ኣቢሉ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፍ። ድሕሪ ታዕሊም ኣብ ሓደ እዋን ኦፕሬተር ናይ ዋና ጸሓፊ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ የገልግል ኔሩ። Continue reading POST TAGS: ሃብተስላሴመንዩተስፋልደትኮለኔል
ብርጋዴር ጀነራል ጠዓመ ጐይትኦም (መቐለ) መንዩ? November 23, 2008 11:22 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ጠዓመ ጐይትኦም (መቐለ) ኣብ 1977 ናብ መስርዕ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉ። ከም ኩሉ ሰብ በቲ ንቡር ታዕሊም ሜዳ ሓሊፉ ናብ ተዋጋኢ ሓይልታት ተሰሊፉ ግቡኡ ፈጺሙ። ኣብ 80ታት ካብ ተዋጋኢ ሓይልታት ናብ ክፍሊ ስለያን ጸጥታን ማለት ክፍሊ 72 ተመዲቡ ክሳብ ናጽነት፡ ውድብ ናብ ዝለኣኾ ክዋፈርን ክሰርሕን ጸኒሑ። Continue reading POST TAGS: መቐለመንዩብርጋዴርጀነራልጐይትኦምጠዓመ