ሕልሚ ወዲ ኢታይን፡ ”ወዲ ኢታያትን” November 15, 2010 11:34 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ፈለማ ሌላና ብቴለፎን(ስልኪ)’ዩ ዝነበረ።ኣብታ ዝሰርሓላ ዝነብርኩ ጋዜጣ ቀስተደበና እንከለኹዩ ጸሓፊት ጋዜጣ ቀስተደበና፡ሰብ ይደለየካሎ ዝበለተኒ፥ ኣብ ሓደ ሕጂ ብልክዕ መዓልቱ ኣብ ዘይዝዝክሮ ኣብ መወዳእታ ከባቢ 2000 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣስመራ። ‘ Continue reading POST TAGS: ሕልሚኢታያትንኢታይን፡ወዲ
ጋህዲ ዲዩ ሕልሚ March 10, 2009 12:42 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ከውታ ለይቲ ይመስለኒ ዓይነይ ይዕመት ጽልግልግ ይብለኒ ብኾፈይ ሕልሚ ይውሕጠኒ ዝጋሃድ ሕልሚ ይሕዘኒ Continue reading POST TAGS: ሕልሚዲዩጋህዲ
ሕልመይ ሕልሚ ኤርትራውያን March 27, 2008 1:39 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ሕልሚ ኤርትራውያን - ክገሃድ እዩ - ታሪኽና ክዛሪ - ክኸውን ነባሪ READ MORE POST TAGS: ሕልመይሕልሚኤርትራውያን
ሕልመይ ሕልሚ ድኻ‘ዩ። December 31, 2007 1:19 amፖለቲካassenna00 SHARE ዓመት 2008 መጺኡ እኖሆ’ሞ ሕጂ’ውን ከምቲ ልሙድ ብሓዲሽ ባዕላውን ውልቃውን ውሳነን ትጽቢታትን ክንኣትዎ ቅቡል ኮይኑ፡ ትጽቢትና ካብ ዝሓልፉ ዓመታት በሊጹን ሓቂ ለቢሱ ክዓስል’ውን ጸጋ’ዩ። Continue reading POST TAGS: ሕልመይሕልሚድኻ‘ዩ።
ሕልሚ ኣገልግሎት – ዋዛን ኣዋዘን September 26, 2007 12:33 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE ኣብ ኤርትራ እዩ። ሓደ መዓልቲ ብዙሓት ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዝነበሩዎ ቦታ፡ ሓደ ተዋዛያይ ካብኣቶም ዓው ኢሉ፡ ‘ኩሉኹም ተኣከቡ ተኣከቡ’ በሎም። Continue reading POST TAGS: ሕልሚኣዋዘንኣገልግሎትዋዛን
ኤርትራ፡ ሕልሚ ኣፍሪቃ ዝተቐብረላ ሃገር May 25, 2007 3:04 pmድሕሪ ናጽነትassenna00 SHARE ኤርትራ፡ ሕልሚ ኣፍሪቃ ዝተቐብረላ ሃገር – ብ ማርክ ኮርኮራን (25/05/2004) Continue reading POST TAGS: ሃገርሕልሚኣፍሪቃኤርትራ፡ዝተቐብረላ