መትከላዊ ሓድነት ንጸጋታት ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘማእኽልን ዘማዕብልን ፤ ድአ እምበር ጭርሖ አይኾነን!! May 4, 2010 5:20 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ክቡራን ዜጋታት ኤርትራ፤በዚ አርእስቲ’ዚ ክንጽሕፍ ምኽንያት ዝኾነ፤ነቲ ካብ 1974 አትሒዙ ሕዝብና ዝጠለቦ ሓድነት ሕዝብን ገድሉን በተን ሽዑ ዝነበራ ውድባት ንሓንቲ ሀገር ተፋላሊካ ሕድሕድ እናተጓነጽካ፤ ፍትሓዊ ነጻነት ከተዕቁብ ስለ ዘይክአል፤ Continue reading POST TAGS: ፤ሓድነትሕብረተሰብመትከላዊንጸጋታትአይኾነንኤርትራእምበርዘማእኽልንዘማዕብልንድአጭርሖ
ሃገራዊ ጸሎት ፣ ሃገራዊ ሓድነት የምጽእ! May 2, 2008 11:44 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ከምዝፍለጥ ግንቦት 18 ፣ 2008 ሃገራዊ መዓልቲ ጸሎት ኮይኑ ተኣዊጁ ኣሎ። ብተወሳኺ ድማ ኩላትና ብሓባር ነታ ቅድሚኣ ዘላ ሰሙን ፣ ብዝጥዕመና መንገዲ ፣ ብውልቂ ይኹን ብሓባር ፣ ናይ ጸሎት ሰሙን ጌናያ ክንውዕል ንላቦ። በዚ መሰረት ድማ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ነናታ ናይ ጸሎት ኣርእስቲ ተዋሂብዋ ብሓባር በቲ ዝወሃብ ኣርእስቲ ጸሎት ይጸሊ። Continue reading POST TAGS: ፣ሃገራዊሓድነትየምጽእጸሎት
ኣገዳሲ ንባብ – ብዛዕባ ተቓወምቲ ሓይልታትን ሓድነት ህዝብን April 5, 2008 11:22 pmፖለቲካassenna00 SHARE ብወገነይ፡ መበገሲ ናይ’ዚ ጽሑፍ’ዚ እቲ ኣብ ቀረባ እዋን ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ጕባኤ ናይ ኪዳን፡ ክርስትያን ክዕብሉሉና ይደልዩ ኣለዉ ብዝብል ምፍርራሕ፡ ናይ እስላማውያን ውድባት ደገፍ ረኺቡ፡ ንውድቡ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ንምስራዕ ከይኰነ ኣይተርፍን ዝብል ግምት ኣሎኒ። እዚ ግምት ጥራሕ ኢዩ። ነፍስወከፍኩም ድሕር’ዚ ሓተታ’ዚ ምንባብ ከም ናተይ ይኹን ካብ ናተይ ዝተፈልየ ግምታት ክህልወኩም ከምዝኽእል ኣይስሕቶን ኢየ። Continue reading POST TAGS: ህዝብንሓይልታትንሓድነትብዛዕባተቓወምቲንባብኣገዳሲ