ኣባላት Physicians For Peace ዝኾኑ ዓበይቲ ሓካይም ኣገልግሎቶም ኣቋሪጾም ካብ ኤርትራ ክወጹ ብስርዓት ህግደፍ ተኣዚዞም; April 15, 2010 11:01 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤርትራ ወለንታዊ ናይ መጥባሕቲ ኣግልትሎት ከካይዱ ዝቐነዩ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኣመሪካ (ቨርጂንያ) ዝመደበሩ Physicians For Peace ዝኾኑ ዓበይቲ ሓካይም: ኣገልግሎቶም ኣቋሪጾም ካብ ኤርትራ ክወጹ ብስርዓት ህግደፍ ተኣዚዞም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም ። Continue reading POST TAGS: ።ህግደፍሓቢሮምሓካይምመጥባሕቲምንጭታትብስርዓትተኣዚዞምናይኣቋሪጾምኣገልግሎቶምኣግልትሎትኤርትራከምዘለዉከካይዱካብክወጹወለንታዊዓበይቲዝቐነዩ
‘ነጋዶ ሰብ’ ዝኾኑ ኣባላት ራሻይዳ ካብ 81 ኤርትራውያን ሰሰለተ ሽሕ ዶላር ክዘምቱ ከለዉ ንኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ፡ ብኻላሽን ቀቲሎም፡ ኣብ ቅድሚ ‘ቶም መማጽእታ ብኻራ ጠባቢሖም ኮላሊታ ከምዝወሰዱዎ ንናይ ዓይኒ መሰኻኽር ብምጥቃስ ምንጭታት ሓቢሮም ። September 25, 2009 10:47 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እንስሳዊ ጠባዮም ሳዕሪሩ ብኤርትራዊ ህይወት ምጽዋት ዝቕጽሉ ዘለዉ ገንዘብ ዝሃይማኖቶም ‘ነጋዶ ሰብ’ ዝኾኑ ኣባላት ራሻይዳ፡ ኣብ ምስሪ ስራሕ ረኺብናልኩም ኣለና፡ ኢሎም ብምትላል ን85 መንእሰያት ካብ ከሰላ ናብ ምስሪ ብምውሳድ፡ ካብቶም 81 ሰሰለተ ሽሕ ዶላር ክዘምቱ ከለዉ፡ ንሓንቲ “ኣብ ወጻኢ ስድራቤት የብለይን፡ ካበይ ከምጻልኩም፡ ክኸፍል ኣይክእልን እየ” ዝበለቶም ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ፡ ብኻላሽን ቀቲሎም፡ ኣብ ቅድሚ ‘ቶም መማጽእታ ብኻራ ጠባቢሖም ኮላሊታ ከምዝወሰዱዎ ንናይ ዓይኒ መሰኻኽር ብምጥቃስ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ።‘ቶምሓቢሮምመማጽእታመሰኻኽርምንጭታትራሻይዳቀቲሎም፡ቅድሚብምጥቃስብኻላሽንብኻራንናይኣብኤርትራውያንከምዝወሰዱዎካብኮላሊታዓይኒጠባቢሖም
ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣዘዝቲ ሰራዊት ምቅይያራት ገይሩ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም ። July 4, 2009 12:45 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ‘ፕረዚደንት’ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ናይ ቦታን ስልጣንን ምቅይያራት ገይሩ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም ። Continue reading POST TAGS: ።ሓቢሮምምቅይያራትምንጭታትሰራዊትኢሳያስኣስመራኣብኣዘዝቲኣፈወርቂከምዘሎካብገይሩፕረዚደንት
ቅድድም ብሽግለታ ክሮኖሜተር ንምዕዛብ ህዝቢ ኣብ ዝተኣከበሉ መስመር ኣስመራ -ማይነፍሒ መነቓቕሒ ወረቓቕቲ ከምዝተዘርግሐ ምንጭታትና ሓቢሮም December 27, 2008 1:14 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ቤት ትምህርቲ ማይ ነፍሒ ብፍላይ ከኣ መንእሰያት ቅድድም ብሽግለታ ክሮኖሜተር ንምዕዛብ ኣብ መስመር ማይነፍሒ ብ25 ታሕሳስ 2008 ኣብ ዝተዘርግሑሉ መስመር ንመንእሰያት ዘለዓዕል ጽሑፋት ተዘርጊሑ ከምዝሓደረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም:: Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓቢሮምመስመርመነቓቕሒማይነፍሒምንጭታትናቅድድምብሽግለታንምዕዛብኣስመራኣብከምዝተዘርግሐክሮኖሜተርወረቓቕቲዝተኣከበሉ