ሃገርን መንግስትን ( ሓንቲ ዓለም) ብ ኣማኑኤል ሳህለ December 10, 2010 7:36 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሓደ ካብቲ ንኤርትራውያን ጸገም ኮይኑና ዘሎ ጉዳያት፡ ኣብ መንጎ ሃገርን መንግስትን ዘሎ ፍልልይ ኣነጺርካ ከተለሊ ዘይምኽኣል ኢዩ። ሃገር ከም መሬት መጠን፡ ኣምላኽ ሰማይን ምድርን ኪፈጥር ከሎ ዝፈጠሮ ቦታ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገርንሓንቲመንግስትንሳህለብኣማኑኤልዓለም
ካብቶም ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ተኣሲሮም ዘለዉ ኣባላት ራድዮ ባናን ሰራሕተኛታት መንግስትን ሓደ ተፈቲሑ። February 25, 2009 8:21 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ 'ቶም ስርዓት ህግደፍ ብዘይተነጸረ ምኽንያት ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ኣሲሩዎም ዘሎ ዓሰርተታት ኣባላት ራድዮ ባናን ሰራሕተኛታት መንግስትን ሓደ፡ ማለት ሃይለሚካኣኤል ዑቕቡ ጥራይ ከምዝተፈትሐ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓደመንግስትንራድዮሰራሕተኛታትባናንብስርዓትተኣሲሮምተፈቲሑ።ኣባላትኣቤቶኣብካብቶምዓዲዘለዉ
ኩሉ ሓይልና ኣንጻር ህግደፍን ንቕዋማዊ መንግስትን ይኩን!- መልሲ ን”ኣፍን ግብርን መራሕቲ ኪዳን ክቕላዕ መንእሰይ ኤርትራ ተሰራዕ” November 8, 2008 1:38 pmፖለቲካassenna00 SHARE ብፈለማ ደቒ ሃገር ኩሉኩም ከመይ ኣለኩም። መበገሲ ጽሑፈይ ኣብ መስከረም ዶት ነት ዝበሃል መርበብ ሓበሬታ ብ”ኣፍን ግብርን መራሕቲ ኪዳን ክቕላዕ መን እሰይ ኤርትራ ተሰራዕ” ዝብል ኣርእስቲ እዩ። መብዛሕትኡ እኳ ዝሰማምዓሉ ነጥቢ እንተሃለወ ኣብ’ቲ ዘይተሰማማዕኩሉ ነጥቢ ወስ ከብል እሞ ናብ ሓናጺ ዝኮነ ልዝብ ምእንቲ ክንኣቱ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍንሓይልናመልሲመራሕቲመንእሰይመንግስትንተሰራዕንንቕዋማዊኣንጻርኣፍንኤርትራኩሉኪዳንክቕላዕይኩንግብርን