ስርሒት ፈንቅል ፡ንጸላኢ ዝጎሓፈ፡ ህዝቢ ዝደበሰ፡ ድምቀት ወሲኹ ክዝከር ዝነብር ብዓል February 15, 2011 12:36 amኣብነትassenna00 SHARE ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ሃገርና ብስርዓት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ካብ ዝተቛረነትሉ ግዜ ጀሚሩ ንዓመታት ዝተዋህለለ ግፍዒ መሊኡ ስለ ዝተደፍአ ብዓወት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ዝገልጽ’ዩ። Continue reading POST TAGS: ፡ንጸላኢህዝቢስርሒትብዓልክዝከርወሲኹዝነብርዝደበሰ፡ዝጎሓፈ፡ድምቀትፈንቅል
ኣብ ቀጠር ንክልተ ሰሙን ዝቐነየ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጽምብል ስርሒት ፈንቅል ተሳቲፉ። February 13, 2011 10:28 amNewsassenna00 SHARE ብህዝባዊ ናዕብታት ቱኒዝያስ ግብጽን ሰንቢዱን ኣእሙራኣዊ ዕረፍቲ ስኢኑን ብ 27 ጥሪ ናብ ቀጠር ብምኻድ ክሳብ 11 ለካቲት ኣብታ ሃገር ንኽለተ ሰሙን መመላእታ ዝቐነየ መራሒ ጭፍራ ህግደፍ ‘ፕርዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ከምቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ ኣብቲ ብ12 ለካቲት ኣብ ባጽዕ ዝተኻየደ ጽምብል ስርሒት ፈንቅል ከምዝተሳተፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ‘ፕረዚደንት’ህግደፍመራሒሰሙንስርሒትስርዓትቀጠርተሳቲፉ።ንክልተኢሳይያስኣብኣፈወርቂዝቐነየጽምብልፈንቅል

ስርሒት ፈንቅል: ንጸላኢ ዝጎሓፈ፡ ህዝቢ ዝደበሰ፡ ድምቀት ወሲኹ ዝዝከር ብዓል February 11, 2011 4:25 amፖለቲካassenna10 SHARE ስሪሒት ፈንቅል መጻኢ ዓወት ህዝብና ዘበስረ በብዓመቱ ድምቀት እናወሰኸ ዝዝከር በዓል ኢዩ። ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ነቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ሰሚዑ ምስኦም ይሕጎስ። ከምታ ጸባ ዘስተኹምና ጸባ ስተዩ ይብሎም ብልቡ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢስርሒትብዓልንጸላኢወሲኹዝዝከርዝደበሰ፡ዝጎሓፈ፡ድምቀትፈንቅል
ስርሒት ፈንቅል ምእንቲ ነጻነትን ሓርነትን ዝተኽፍለ መስዋእቲ እምበር፡ ምልካዊ ስርዓት ንምትካል ኣይኮነን February 13, 2010 12:12 pmፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕን ተኻታታሊ መግዛእታትን ንልዕሊ 30 ዓመታት ብርቱዕ ቃልሲ ድሕሪ ምክያዱ መዘና ዘየብሉ ከቢድ መስዋእቲ ምእንቲ ሃገሩን ሓርነቱን ከፊሉ ነጻነቱ አረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሓርነትንመስዋእቲምልካዊምእንቲስርሒትስርዓትነጻነትንንምትካልኣይኮነንእምበር፡ዝተኽፍለፈንቅል
ስርዓት ህግደፍ ብዝሓደሮ ጸጥታዊ ስግኣት ንጽምብል ስርሒት ፈንቅል ኣሕለምሊምዎ:: February 13, 2009 12:42 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ህግደፍስርሒትስርዓትስግኣትብዝሓደሮንጽምብልኣሕለምሊምዎጸጥታዊፈንቅል