ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ህይወት ብዙሕ ትእውደና እንተኾይና ኩሉ ጽቡቕ ነገር፣ ብጻዕሪ ድኣ ‘ምበር ብኣጋጣሚ ዝመጽእ ኣይኮነን!!! March 14, 2011 8:57 pmኣብነትassenna00 SHARE መርበብ ምትሕግጋዝ መንእሰያት ኤርትራውያን ስዊዘርላንድ Continue reading POST TAGS: ‘ምበርህይወትመግለጺ፡ብኣጋጣሚብዙሕብጻዕሪትእውደናነገር፣ኣይኮነንእንተኾይናኩሉዝመጽእድኣጋዜጣዊጽቡቕ
ሓንሳብ ሓንሳብ ምኽሪ ‘ጸላኢኻ’ ምስማዕ ‘ውን ጽቡቕ ‘ዩ May 16, 2010 8:18 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንህግደፍ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ስርዓቱን ኣካይዳኡን ነቐፌታ ዘለዎ ወገን ጸላኢኡ እዩ። ካብ ብሕታዊ ዝናን ውልቃዊ ጠቕምን ሃገራዊ ዕላማታትን ህዝባዊ ረብሓን ዘብልጽ ልቦና ዘለዎ መንግስቲ እንተዝኸውን፡ ንነቐፍቱ ከም መቛርንቱ ‘ምበር ከም መቓርንቱ ክርእዮም ኣይምተገብአን። Continue reading POST TAGS: ‘ውን‘ዩ‘ጸላኢኻ’ሓንሳብምስማዕምኽሪጽቡቕ
ካብ በልኩም ዓድና ጽቡቕ ኣሎ እሞ ሰላም ሃቡና ኪዱ ናብ ብዓል እካኣሎ April 10, 2010 1:22 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ዋሓጥዎ ተልናዮም ተመሊሶም ዝጎስዑ ሰይጣን ዝሰረሮም ተማዒዶም ዘይሰምዑ ስኒት ሰላም ገዲፎም ህውከት ክጽውዑ ንሃገራዊ ጉዳይ ገይረሞ ስራሕ ቆሉዑ ሕማም ከይኸውን ሙሁራትና አጽንዑ Continue reading POST TAGS: ሃቡናሰላምበልኩምብዓልናብኣሎእሞእካኣሎኪዱካብዓድናጽቡቕ
‘መምህረይ ጽቡቕ ትምህሩ’፡ ኣበይ ‘ሞ ጽቡቕ ከይትገብሩ! October 18, 2008 7:42 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE መምህረይ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፡ ….ድኹም ጎንኹም መዝሚዙ፡ ምእንቲ በለጽን ውልቃዊ ጠቕምን ዋላ ኣብ ሓዊ ክትኣትዉ ቅሩብ ምዃንኩም ምስ ተኣማመነ ኸኣ፡ ኣምባሳደር ዲክታተር ክትኮኑ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ልኢኹኩም። በዚ ሽልማት ዝመስለኩም ዘሎ መዝነት፡ ዕዳ ይጽዕነኩም ከምዘሎ ግን ኣይተሰቆረኩምን። .. Continue reading POST TAGS: ‘መምህረይ‘ሞትምህሩ’፡ኣበይከይትገብሩጽቡቕ
ተኻፊልካ ምብላዕ ጽቡቕ ባህሊ ‘ዩ፡ ተኻፊልካ ምድካይ ግን ኣይግድን May 3, 2008 3:42 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ቅልውላው መግቢ ዓለም: ንኤርትራውያን ሲ ኣብ ርእሲ ኣላታ ተወሰኸታ ‘ዩ ። Continue reading POST TAGS: ‘ዩ፡ምብላዕምድካይባህሊተኻፊልካኣይግድንግንጽቡቕ
ህግደፍ ዘይገበሮ ሕማቕ የልቦን: ንሕና ዘይገበርናዮ ጽቡቕ ግን መሊኡ ‘ሎ። March 8, 2008 3:04 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ዓለም ብዛዕባ መሰል ኣንጭዋን ፈረስን እናሞጎተት፡ ዓለም ዘይትርእዮን ዘይትዛረበሉን ናይ በይንና ዓለም ኣብ ትሕቲ መሬት ፈጢርና ‘ለና። Continue reading POST TAGS: ‘ሎ።ህግደፍሕማቕመሊኡንሕናዘይገበርናዮዘይገበሮየልቦንግንጽቡቕ
ሎሚ ዘበን ጽቡቕ ክራማት እንተዘይተረኺቡ ኤርትራ ናይ ወጻኢ ረዲኤት ከድልያ ከምዝኽእል ሮይተረስ ሓቢሩ። June 23, 2007 3:53 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሎሚ ዘበን ጽቡቕ ክራማት እንተዘይተረኺቡ። “ እታ ምእንቲ ‘ርእስኻ ምኽኣል’ ክትብል ረዲኤት መግቢ ኣጕዲላቶ ዝጸንሐት ንድርቂ ዝተቓልዐት ኤርትራ ናይ ወጻኢ ረዲኤት ከድልያ እዩ” ክብል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዘጠንቀቐ፡ ሎሚ 22 ሰነ ሮይተርስ ካብ ኣስመራ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሎሚሓቢሩ።ረዲኤትሮይተረስናይኤርትራእንተዘይተረኺቡከምዝኽእልከድልያክራማትወጻኢዘበንጽቡቕ