ኣምባሳደር ሳልሕ ካብ ህዝቢ ናይሮቢ ኣዋጺኡ ብልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ዝገዝኦ ሓዲሽ ገዛ ይኣቱ፡ ቆንስል ኣለም ካብ መንበሪኡ ይባረር November 7, 2010 4:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ትማሊ 6 ሕዳር ‘ደሃይ ካብ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ፡ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብልሽውና ክሳብ ክንደይ ሳዕሪሩ ከምዘሎ ጠቒስናልኩም። ሎሚ ድማ ከም ኣብነት ናይዚ ሕማም’ዚ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ህግደፍ ዝተኸስተ ጉዳይ ነቅርበልኩም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓዲሽመንበሪኡሚልዮንሳልሕቆንስልብልዕሊናይሮቢኣለምኣሜሪካኣምባሳደርኣብኣዋጺኡካብዝገዝኦይባረርይኣቱ፡ዶላርገዛፍርቂ
መንበሪ ገዛ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ ለንደን ብፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ብጽኑዕ ተፈቲሹ። June 16, 2010 4:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ለንደን ዝርከብ መንበሪ ገዛ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ብደረጃ ሚኒስተርን ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ውሽጣዊ ጉዳያትን ኮይኑ ዘገልገለ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ: ለንደን ዝነብር ዘሎ፡ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ረፋድ ክሳብ ወጋሕታ ብፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ብጽኑዕ ከምዝተፈተሸ ተፈሊጡ። Continue reading POST TAGS: ለንደንመንበሪብጽኑዕብፖሊስተፈቲሹ።ናይዝጊኣብኣቶእንግሊዝክፍሉዓዲገዛ
ኣቱም ሰባት! ሎምስ ዘገርም’ዩ፡ ስልኪ እናደወልካ ገዛ እናኳሕኳሕካ ኮይኑ’ምበር ኣኼባ። May 10, 2009 5:07 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ማለት ኣብ ዕለት 01 ግንቦት 2009 ዓ-ም ኣብ ቤት ጽሕፈት ህግደፍ ሎንዶን እቲ ብምልኣት ህዝቢ ዝፈንፈኖ ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ፡ ያእዪ! እንተኾነለይ ብማለት፡ ብመሪሕነት ተስፋሚካኤል ገራህቱን ሓረጉ ተስፋማርያም ጓል ቀሺ ብጩሉቕ ኣኼባ ተጋደልቲ ብምባል እኳ እንተተጸውዐ ምንጭታትና ካብ ቦታ ኣኼባ ከምዝሓበርዎ ግን ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝኣክል ከባቢ ሓደ ሽሕ ተጋደልቲ ዝርከብዎ ዓቢ ሃገር ክንሱ ኣብቲ ኣኼባ ዝተረኽቡ ግን ብፍቕዲ 16 (ዓሰርተው ሹዱሽተ) ምምባሮም ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሎምስምበርሰባትስልኪኣቱምኣኼባ።እናኳሕኳሕካእናደወልካኮይኑዘገርምዩ፡ገዛ
ስርዓት ህግደፍ ቆጸራ ህዝቢ ብዝብል ምስምስ ኣብ ኣስመራ ገዛ ገዛ እናኣተወ ወግዓዊ ተፍትሽ ብምክያድ፡ 200 ወለዲ ኣሲሩ ከምዘሎ ተፈሊጡ። March 17, 2009 5:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ቆጸራ ህዝቢ ብዝብል ምስምስ ኣብ ኣስመራ ገዛ ገዛ እናኣተወ ወግዓዊ ተፍትሽ የካይድ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 200ህዝቢህግደፍምስምስስርዓትቆጸራብምክያድ፡ብዝብልተፈሊጡ።ተፍትሽኣሲሩኣስመራኣብእናኣተወከምዘሎወለዲወግዓዊገዛ
ብመጠንቀቕታ ባይቶ ጸጥታ ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መንበሪ ገዛ ይቐያይር። ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይሊ ምድሪ ንምርኻብ ዝገበሮ ፈተነ ይንጸግ። January 18, 2009 3:13 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ (14 ጥሪ 2009) ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ግዜ ካብቲ ምስ ጅቡቲ ዘከራኽር ቦታታት ክትወጽእ ተሪር መጠንቀቕታ ብምሃቡ ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ዘይወግዓዊ መንበሪ ይቐያይር ከም ዘሎ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ላዕለዎትሓይሊመንበሪምስምድሪባይቶብመጠንቀቕታንምርኻብኢሳይያስኣዘዝቲኣፈወርቂዝተሻቐለዝገበሮይቐያይር።ይንጸግ።ገዛጸጥታፈተነፕረዚደንት
ነጋዳይ ኣልኣሚን መሓመድ ዓሊ (ወዲ ገረወይና) ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ከምዝርከብ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። September 11, 2008 10:55 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ነጋዳይ ኣልኣሚን መሓመድ ዓሊ (ወዲ ገረወይና) ካብ ዝሓለፈ ቕንያት ጀሚሩ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ኣብ ትሕቲ ሓለዋ ከምዝርከብ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቢሮም።መሓመድማሕዩርምንጭታትነጋዳይናይኣልኣሚንኣስመራኣብከምዝርከብካብወዲዓሊገረወይናገዛ