ዝተፈላለያ ክፍላተ-ሰራዊት፡ ኣብ ልዕሊ ‘ተን ተቓውሞ ዘካይዳ ዘለዋ ኣሃዱታት መጥቃዕቲ ንምፍጻም ንዝተዋህበን መንግስታዊ ትእዛዝ ይነጽጋ። December 11, 2008 2:19 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ክፍለ ሰራዊት 21 ከምኡ ‘ውን ክፍለ ሰራዊት 39፡ ነቲ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ በተን ክልተ ቦጦሎኒታት ናይ ምክትታል ዶባት ዝተበገሰ ምንቅስቓስ ብብረት ንኽሃርመኦ ንዝተዋህበን ትእዛዝ ብምንጻግ፡ “ዝዓጠቕናዮ ኣጽዋር ኣንጻር ጸላኢና ‘ምበር ምስ ኣሕዋትናን ብጾትናን ኣይንታኾሰሉን ኢና” ብምባል ከም ዝተቛወሞኦ ምንጭታት ካብቲ ዞባ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ‘ተንልዕሊመንግስታዊመጥቃዕቲሰራዊት፡ተቓውሞትእዛዝንምፍጻምንዝተዋህበንኣሃዱታትኣብክፍላተዘለዋዘካይዳዝተፈላለያይነጽጋ።
ኤርትራ ካብ ዓለም እታ ዝለዓለ ደረጃ ዝቕባበ (ገንዘብ) ዘለዋ ሃገር ምዃና IMF ኣሚቱ። November 14, 2007 6:29 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራ ካብ ዓለም እታ ዝለዓለ ደረጃ ዝቕባበ (inflation) ዘለዋ ሃገር ምዃና IMF ከምዝኣመተ Taipei-Times ንሰነዳት ናይቲ ኣህጉራዊ ፋይናንሳዊ ውድብ ብምጥቃስ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ ይጠቅስ። Continue reading POST TAGS: imfሃገርምዃናኣሚቱ።ኤርትራእታካብዓለምዘለዋዝለዓለዝቕባበደረጃገንዘብ
ኢራን ምስ ኤርትራ ዘለዋ ምሕዝነታዊ ዝምድና ከተስፍሖ ከምእትደሊ ትገልጽ September 6, 2007 1:13 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ተሂራን ድሕሪ ምርኻቡ፡ ሃገሩ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ዝምድና ከተስፍሖ ከምእትደሊ ምግላጹ ኣገልግሎት ዜና እስላማዊ ሪፓብሊክ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ምሕዝነታዊምስትገልጽኢራንኤርትራከምእትደሊከተስፍሖዘለዋዝምድና