ሓበሬታ ዘይተዓጥቀ ኣእምሮ ርጡብ ውሳኔ ክወስድ ኣይክእልን ‘ዩ። November 17, 2010 3:11 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሓበሬታ ሓይሊ እዩ። ነዚ ሓይሊ ‘ዚ ከየዋህለልካ፡ ክትወፍር፡ ወፊርካ ከተፍሪ ወይ ወፊርካ ክትኣቱ ኣይከኣልን። ኣሰና ነዚ ጽንሰ-ሓሳብ’ዚ ሒዛ እያ ነቒላ ። ነጻ ምትሕልላፍ ሓበሬታ ብምስላጥ፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ዓይኒ ዘይብሉ፡ ኣዒንቲ ዘዐምት: ኣእምሮ ዘደንቍር መርዛም ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ተላቒቑ፡ ንቑሕ ውሳኔ (informed decision) ንኽወስድ ባይታ ምፍጣር እዩ ቀንዲ ተልእኾኣ። Continue reading POST TAGS: ‘ዩ።ሓበሬታርጡብኣእምሮኣይክእልንክወስድውሳኔዘይተዓጥቀ
ንህዝቢ ዘናሹ፡ሓላይ ህዝቢ ኽኸውን ኣይክእልን እዩ። December 2, 2009 3:40 pmፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ እቲ ዝነውሓን ዝመረረን ዕጥቃዊ ናይ ነጻነት ቃልሲ ኣብ ኣህጉርና ኣፍሪቃ ዘካየደ ህዝቢ ኢዩ።እዚ ንኣስታት ሓደ ክፍለ ዘመን ካብ ተቃውሞ መግዛእቲ ዘየዕረፈ ህዝቢ፡ንሰላሳ ዓመት ዘኣክል ምእንቲ መሰሉን ሰብእዊ ክብሩን ዘይተኣደነ መስዋእቲ ዝከፈለ ዝደመየን ዝቆሰለን ንክትገልጾ ቃላት ዘይርከቦ ምዑትን ቆራጽን ንዓለም መስተንክርን ዝኮነ ሓርበኛዊ ቂያ ዝፈጽመ ህዝቢ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢንህዝቢኣይክእልንእዩ።ኽኸውንዘናሹ፡ሓላይ
መሰል ድምጹን ሓሳባቱን ከቕርብ ዘይክእል: ሽግራቱ ኣብ ጊዜኡ ክፈትሕ ኣይክእልን እዩ። December 19, 2007 6:10 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዝከበርካ ኣንባቢ መሰል ድምጹን ሓሳባቱን ከቅርብ ዘይክእል፣ ሽግራቱ ኣብ ጊዜኡ ክፈትሕ ኣይክእልን እዩ ዝብል ኣርእስቲ ተሞርኪሰ ክጽሕፍ እንከለኹ፣ ብዙሕ ትዕዝብትታት ስለዘሎኒ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሓሳባቱንመሰልሽግራቱኣብኣይክእልንእዩ።ከቕርብክፈትሕዘይክእልድምጹንጊዜኡ