ስርዓት ህግደፍ ንኹለን ብሕታዊ ኣገልግሎት ኣብያተ ሕክምና ደው ኣቢሉወን። October 2, 2010 11:54 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዓብላሊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ቅድሚ ሓያለ ኣዋርሕ ዝጀመሮ ዕማም ምዕጻው ብሕታዊ ኣብያተ ሕክምና ከም ዝፈጸሞ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። በቲ ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኩለን እተን ብገንዘብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህባ ዝነበራ ኣብያተ ጥዕና ደው ኢለን ኣለዋ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሕክምናስርዓትብሕታዊንኹለንኣቢሉወን።ኣብያተኣገልግሎትደው
12 ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዲስ-ኣበባ ከምዝኣተዉ ኣብ ዝተዘናበሉ ኤርትራውያን ዝግደስ ኤርትራዊ ማሕበር ሓቢሩ። September 13, 2010 12:54 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም 3 ደቅንስትዮ ዝርከባኦም 12 ኤርትራውያን ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ ‘ዮም ብ 3 መስከረም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ እቶም 7 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ከምዝነበሩ ‘ውን እቲ ሓበሬታ የመልክት። Continue reading POST TAGS: ሓቢሩ።ማሕበርማእሰርቲስደተኛታትኣበባኣብኣብያተኣዲስኤርትራዊኤርትራውያንከምዝኣተዉክሳቐዩዝተዘናበሉዝግደስዝጸንሑ
ኣብ ምስጢራዊ ኣብያተ ማእሰርቲ ህግደፍ ክሳቐዩ ካብ ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ኣርባዕተ ከምዝተሰውኡ ብሰነድ ተረጋጊጹ። September 8, 2009 8:55 amጋዜጠኛታትassenna00 SHARE ካብቶም ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምጽዋዕ ንስርዓት ህግደፍ ንዝተቓወሙ ኣባላት ጉጅለ 15 ኣብ ብሕታዊ ጋዜጣታት ብምእንጋዶም ብ23 መስከረም 2001 ተኣሲሮም ኣብ ምስጣራዊ ኣብያተ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ካብ ዘለዉ ጋዜጠኛታት ኣርባዕተ ከምዝተሰውኡ ካብ ኤርትራ ብዝተረኽበ ሰነድ ተረጋጊጹ። (ሰነዳት ቀሪቡ ‘ሎ) Continue reading POST TAGS: ህግደፍማእሰርቲምስጢራዊብሰነድተረጋጊጹ።ኣርባዕተኣብኣብያተከምዝተሰውኡካብክሳቐዩዝጸንሑጋዜጠኛታት
ኣብያተ መዐደሊ ነዳዲ ኤርትራ በንዚን ምዕዳል ደው ኣቢለን። February 23, 2009 3:46 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ንሊትሮ 38 ናቕፋ (2.50 ዶላር ኣመሪካ) ክሽየጥ ዝጸንሐ በንዚን ስለዝተሳእነ፡ ኣብያተ መዐደሊ ነዳዲ ኤርትራ በንዚን ምዕዳል ደው ኣቢለን ከምዘለዋ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: መዐደሊምዕዳልበንዚንነዳዲኣቢለን።ኣብያተኤርትራደው