ገዚፍ ቁጽሪ ዘለዎ ህዝቢ ሰገንይቲ ብጅምላ ኣብ ቤትማእሰርቲ ተዳጕኑ April 27, 2011 9:05 amሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤርትራ ኣድማ ከይጅመር ኣብ ሻቕሎት ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ፡ ሎሚ ንጉሆ ገዚፍ ቁጽሪ ዘለዎ ህዝቢ ሰገነይቲ ኣብ ማእሰርቲ ከምዝዳጎነ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ምምሕዳር ከተማ ሰገንይቲ ንቐንዲ ቀሺ ናይቲ ዓዲ ንሳዋ ኪኸይድ ናይ ሓንቲ መዓልቲ መጠንቐቕታ ድሕሪ ምሃቦም፡ Continue reading POST TAGS: ህዝቢሎሚሒደትሓብሬታሰገንይቲቁጽሪቅድሚቤትማእሰርቲብጅምላተዳጕኑንጉሆኣረዲኡ።ኣብኤርትራከምዘሎካብዘለዎዝረኸብናዮደቃይቕገዚፍ
ዳርጋ ኩሎም ኤርትራውያን 335 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ሃሊቖም ከምዘለዉ ተሓቢሩ። April 5, 2011 9:57 amሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE (ነዚ እንደገና ብተወሳኺ ሓበሬታ ዝተመሓየሸ ዜና ንምርኣይ ብሰማያዊ ሕብሪ ተጻሒፉ ዘሎ ሕጡበ-ጽሑፋት ተመልከቱ) ነዚ ዘሕዝን ፍጻሜ’ዚ ብዝምልከት ዘዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከነስዕበልኩም ምዃና ከምዝሓበርናኩም፡ ብፍላይ ንቑጽሪ ናይቶም ግዳያት ብዝምልከት ዝረኽብናዮ ዝያዳ ዝተጻረየ ሓድሽ ሓበሬታ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። Continue reading POST TAGS: 330breakingnewsሃሊቖምሊብያማእከላይምዃኖምስደተኛታትባሕሪ፡ብጅምላተሓቢሩ።ኣብኤርትራውያንከምዘለዉኩሎምዝንገረሎምገማግም
ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ንህዝቢ ዓዲ ገብራይ ብጅምላ ኣብ ከባቢ ጋሕቴላይ ሓይሩዎ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። June 2, 2009 5:34 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ጀሚሩ ንህዝቢ ዓዲ ገብራይ፡ ቆልዓ ሰበይቲ ከይተፍረፈ ብጅምላ፡ ኣብ ከባቢ ጋሕቴላይ ኣብ ኣጻምእ ኣብ ዝተደኮነ ማሕዩር ዳጕኑዎ ከምዘሎ ምንጭታት ኣፍሊጦም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍ፡ሓቢሮም።ሓይሩዎምንጭታትስርዓትብጅምላንህዝቢኣብከምዘሎከባቢውልቀምልካዊዓዲገብራይጋሕቴላይ