ናይ ሽምዓ ምሸት ንዝኽሪ ግዳያት መዲተራንያን ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ April 19, 2011 8:00 amMessageassenna00 SHARE ህዝብና ብሰንኪ ኣብ ሊብያ ዘጋጠመ ደረት ኣልቦ ቅዝፈት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ መሪር ሓዘን ይርከብ። ሞት ናይዞም ኣስታት 400 ኤርትራውያን ዕሸላት ንኹሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራውን ንማሕበረሰብ ዓለምን ኣስካሕኪሕዎን ኣንቀጥቂትዎን እዩ። እህህ ኢልና ኣምሪርና ሓዚና እኳ እንተኾንና እቲ ጓሂ ግና ክወጽኣልና ኣይከኣለን። Continue reading POST TAGS: መዲተራንያንምሸትሽምዓቤይናይንዝኽሪኣብኤርያካሊፎርንያግዳያት
ብሓመድ ድበ ዘይፈገደ ህግደፍ ቤይ ኤርያ ካልኣይ ቀብሪ ተጌሩሉ! January 5, 2011 2:53 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዓሚ ከምዚ ሎሚ ሕር ሕራይ ጌርና ጸፊዕናዮ ሸውዓተ ሸይጣን ስጋብ ዝረኣዮ። ንመን? ንመን ደኣ ነቲ ብጎረባብቲ ሃገራት፡ ብው.ሓ.ኣ.፡ ብው.ሕ.ሃ. ብምዕራባውያን ሃገራት፡ ብሃገራት ዓረብ ኮታ ነቲ ዓለም ብዓለማ ትጸልኦ ስርዓት ህግደፍ እምበር ንመን ደኣ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍቀብሪቤይብሓመድተጌሩሉኤርያካልኣይዘይፈገደድበ
አገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ኣብ ቤይ-ኤርያ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርኒያ (Oakland California) May 27, 2010 12:41 amMessageassenna00 SHARE ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞራስያዊ ለውጢ ዓወት እምበር ካልእ ዘይሕፈሶ፡ ወሳኒ እምነ-መሰረት ደሞክርሳዊት ኤርትራ እዩ፡ ካብ ዝብል እምነትን ዕግበትን ተበጊስና እነሆና ኣብ ኦክላንድን ከባቢኣን እንነብር ጉዱሳት ኤርትራዉያን ነዚ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕድም። Continue reading POST TAGS: californiaoaklandሃገራዊህዝባዊለውጢ፡ቤይብጉዳይንደሞክራሲያዊአገዳሲኣብኣኼባ፡ኤርያኦክላንድከተማካሊፎርኒያዋዕላ
ሓበሬታ – ንኩሉኹም ፈተውትን ሰማዕትን ድምጺ ኣሰና ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ March 4, 2010 11:49 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ንድምጽና ድምጺ ውጽዓት ዝኾነት ድምጺ ኣሰና ኣጋጢሙዋ ዘሎ ፋይናንሳዊ ጸገም ንኽፍታሕ ብዓቕምና ኣበርክቶና ከነወፊ የዕሩኽቲ ኣሰና ተዳሊና ንርከብ። ነዚ ቁዱስ ሃገራዊ ዕላማ ሸትኡ ንኽወቅዕ ኩሉኹም ፈተውቲ ሀገርን ህዝብን ኤርትራ እጃምኩም ከተወፍዩን ንኣሰና ናብ ንቡር ሂወታ ኣብ ምምላስ ተራኹም ንኽትጻወቱ ንሕና የዕሩኽቲ ኣሰና ብኽብሪ ንዕድመኩም። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታሰማዕትንቤይንኩሉኹምኣሰናኣብኤርያካሊፎርንያድምጺፈተውትን