ክልተ ወተሃደራዊ ኣማኸርቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሶማልያ ሃለዋቶም ጠፊኡ። February 2, 2010 3:53 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ : “ኣብ ሶማልያ ወተሃደራዊ ምትእትታው የብለይን” ኢሉ ብተደጋጋሚ ኣብ ዝኽሕደሉ ዘሎ እዋን ፡ ክልተ ወተሃደራውያን ኣማኸርቱ ኣብ ሶማልያ ተሸሪቦም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሃለዋቶምህግደፍስርዓትሶማልያኣማኸርቲኣብክልተወተሃደራዊጠፊኡ።
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ምስ ጉዳይ ሶማልያ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ንምውሳን ንድፊ ኣዳልዩ ከምዘሎ ተገሊጹ። November 20, 2009 1:25 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ንጥሩፋት እስላማውያን ተቓወምቲ ሶማል እትህቦ ደገፍ ብምቕጻላ፡ ኣብ ልዕሊ መንግስትን ሰራዊትን ኤርትራ ናይ ኣጽዋር መሸጣን መገሻን እገዳ፡ ከምኡ ‘ውን ምድስካል ንብረትን ጸጋታትን ዘጠቓለለ ንድፊ – እገዳ ኣርቂቑ ንውሳኔ ኣዋዲዱዎ ከምዘሎ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃገራት፡ልዕሊሕቡራትምስምኽንያት፡ሶማልያብዝተኣሳሰረተገሊጹ።ንምውሳንንድፊኣብኣዳልዩኤርትራእገዳከምዘሎውድብጉዳይ
ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ነቲ ኣብ ሶማልያ ትገብሮ ዘላ ምትእትታው ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ። June 9, 2009 5:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኮይኑ ብፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ዝተመዘ ጆኒ ካርሰን ምስ ሮይተርስ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፡ ኤርትራ ምስ ኣመሪካ ዘለዋ ዝምድና ከተማሓይሽ ትደሊ እንተደኣ ኮይና ነቲ ኣብ ሶማልያ ትገብሮ ዘላ ኣሉታዊ ምትእትታው ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ። Continue reading POST TAGS: ላዕለዋይምትእትታውሶማልያትገብሮነቲኣመሪካኣብኣተሓሳሲቡ።ኣፍሪቃ፡ኤርትራከተብሎዘላደውዲፕሎማትጉዳያት