ናይ ሰዓት መደብ ፈነወ ሓጺር ማዕበል ራድዮ ድምጺ ኣሰና ናብ ኤርትራ ሎሚ ሰኑይ 21 መጋቢት ፈሊሙ። March 21, 2011 7:47 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ሎሚ ጀሚሩ ዘሎ፡ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ማለት፡ ሰኑይ፡ ረቡዕን ዓርብን ብኣቋጻጽራ ኤርትራ ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 9፡00 ምሸት ዝፍኖ መደብ፡ ነታ ብፍላይ ናብ ኤርትራ ኣብ ሰሙን ክልተ ሳዕ ነናይ ፍርቂ ሰዓት መደብ ጥራይ ትፍኑ ዝነበረት ራድዮ ኣሰና፡ ካብ ጽበት ግዜ ብመጠኑ ከገላግላ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሎሚሓጺርመደብመጋቢትማዕበልራድዮሰኑይሰዓትናብናይኣሰናኤርትራድምጺፈሊሙ።ፈነወ
ሓጺር ጸብጻብ ኣኼባ 6 ኅዳር 2010 (ለንደን) ብዛዕባ፡ “ነባሪ ሰላም ብመትከላት (መገዲ) ሃገራዊ ዋዕላ” December 13, 2010 10:58 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ብዕለት 6 ኅዳር 2010፡ ዶ/ር ክብርኣብ ይሥሓቕ፡ “ነባሪ ሰላም ብመትከላት (መገዲ) ሃገራዊ ዋዕላ” ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፡ ትምህርቲ ንሕዝቢ ኣቕሪቡ ነበረ። ኣቶ ጸጋዘኣብ ዮውሓንስ ኣብ ምምሕዳር’ቲ ኣኼባ፡ ከምኡ መምህር ማሕሙድ ኣደም ናብ ቛቓንቛ ዓረብ ብምቱርጋም ተሓባበሩ። Continue reading POST TAGS: “ነባሪ2010ሃገራዊለንደንሓጺርመገዲሰላምብመትከላትብዛዕባ፡ኅዳርኣኼባዋዕላ”ጸብጻብ
ሰብአዊ መሰል ኤርትራዊ ማኅበር ተጣባቒ ሰብአዊ መሰል December 10, 2010 7:51 pmሰብኣዊ መሰላትassenna00 SHARE አብዚ መሰል ደቂ ሰባት ንክኽበር ዝዕድም መዓልቲ ዓለም ለካዊ ትካል ናይ ሕቡራት መንግሥታት በዚ አርእስቲ’ዚ ክንጽሕፍ ምኽንያት ዝኾነ ብዛዕባ ሰብአዊ መሰልን አጀማምራኡን ንሕዝቢ ዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰል ዜጋን ሕብረተሰብን ንምሃብ ዘተዀረ ጽሑፍ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሓጺርመሰል፤መበገሲሰብአዊታሪኽ
ሓጺር መኽፈቲ ቃል ኣሳናዳኢት 3ይ ጉባኤ ሰ.ደ.ኤ July 25, 2008 9:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ንስዋኣትናን ብሂወት ንዘለናን ወኪሎም ኣብነት ኮይኖሙና ዘለዉ ብስም 3ይ ጉባኤ ክብርን ሞጎስን ይብጽሓዮም። Continue reading POST TAGS: 3ይሓጺርመኽፈቲሰቃልኣሳናዳኢትኤደጉባኤ
ሓጺር መግለጺ ህጹጽ ጉባኤ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ September 26, 2007 7:09 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ(ሰደኤ)፡ ብሰንኪ ገለ ክፋል መሪሕነቱ ዝወሰዶ ውሳነ ሰልፊ ንኢትዮጵያ ብምእታው ዘጋጠሞ ዉሽጣዊ ቅልውላው ንምፍታሕ ዝጸውዖ ህጹጽ ጉብኤ ብዓወት ዛዚሙ፡፡ ኣብዚ ብዕለት 21-22 መስከረም ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፈርት፡ ካብ ጀርመን፡ ስዊድን፡ ስዊዘርላንድ ዝመጹ ልኡኻት ብኣካል ክሳተፉ እንከለው፡ ካብ ኣመሪካ፡ ደቡብ ኣፍሪቃን ብመልኽትታቶም ደገፎም ኣረጋጊጾም፡፡ (ስእላዊ መግለጺ ጉባኤ You Tube ኣብ ታሕቲ ተመልከቱ) Continue reading POST TAGS: ህጹጽሓጺርመግለጺሰልፊኤርትራደሞክራሲጉባኤ