15 ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ካብ ስርዓት ህግደፍ ብምምላጥ ዑቕባ ሓቲቶም። March 6, 2010 6:38 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 15 ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ መዓልታት ካብ ስርዓት ህግደፍ ብምምላጥ፡ ምእንቲ ድሕነቶም ንግዚኡ ክንጠቕሳ ኣብ ዘይደለና ሃገር ኣትዮም፡ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓቲቶም።ሓይሊስርዓትብምምላጥኣባላትኣየርኤርትራካብዑቕባ
ሓሙሽተ ኣባላት ሃግራዊት ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ዩጋንዳ ፖለቲካዊ ዕቑባ ሓቲቶም። April 17, 2008 9:20 amእዋናዊ ዜናassenna01 SHARE ሓሙሽተ ኣባላት ሃግራዊት ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ዩጋንዳ ፖለቲካዊ ዕቑባ ሓቲቶም። Continue reading POST TAGS: ሃግራዊትሓሙሽተሓቲቶም።ኣባላትኣብኤርትራእግሪኩዕሶዕቑባዩጋንዳፖለቲካዊ
ሰለስተ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ኤርትራ ኣብ ሱዳን ዑቕባ ሓቲቶም። December 28, 2007 5:08 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰለስተ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ኤርትራ ኣብ ሱዳን ዑቕባ ከምዝሓተቱ ኣል-ሳሓፋ ዝተባህለት ብዓረብ እትሕተም ናይ ሱዳን ነጻ ጋዜጣ ኣብ ናይ ሎሚ ዓርቢ 28/12/07 ሕታማ ገሊጻ። Continue reading POST TAGS: ላዕለዎትሓቲቶም።መኮንናትሰለስተሱዳንኣብኤርትራወተሃደራዊዑቕባ