ቕልዕቲ ደብዳቤ ናብ ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ትግርኛ October 13, 2011 6:48 pmርእይቶ ትግርኛ ጋዜጠኛታትassenna210 SHARE አብ ዝሓለፈ ሰሙን ነቲ ምስ ኢሰያስ አፍወርቂ ዝገበርኩሞ ቃለ ምልልስ ምኽንያት ብምግባር ንኽልተ ዝተፈላለየ አረአእያ ዘለዎም ውልቀሰባት አቕሪብኩም ምዝርራብኩም ዝዝከር እዩ:: እቲ መደብ ሚዛናዊ ንክኽወን ምሕሳብኹም ዝምጎስ እኳ እንተነበረ: አብ ተግባር ግና እቲ መደብ ሚዛን ምሕላዉን ዘይምሕላዉን መዔቀኒ ብዘይምግባርኩምን ኣብቲ ኣተሓታትታ እንተኾነ እውን እቲ ዝቀረበ ሕቶታት READ MORE
ኣብ ምስጢራዊ ኣብያተ ማእሰርቲ ህግደፍ ክሳቐዩ ካብ ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ኣርባዕተ ከምዝተሰውኡ ብሰነድ ተረጋጊጹ። September 8, 2009 8:55 amጋዜጠኛታትassenna00 SHARE ካብቶም ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምጽዋዕ ንስርዓት ህግደፍ ንዝተቓወሙ ኣባላት ጉጅለ 15 ኣብ ብሕታዊ ጋዜጣታት ብምእንጋዶም ብ23 መስከረም 2001 ተኣሲሮም ኣብ ምስጣራዊ ኣብያተ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ካብ ዘለዉ ጋዜጠኛታት ኣርባዕተ ከምዝተሰውኡ ካብ ኤርትራ ብዝተረኽበ ሰነድ ተረጋጊጹ። (ሰነዳት ቀሪቡ ‘ሎ) Continue reading POST TAGS: ህግደፍማእሰርቲምስጢራዊብሰነድተረጋጊጹ።ኣርባዕተኣብኣብያተከምዝተሰውኡካብክሳቐዩዝጸንሑጋዜጠኛታት
ዜናታት ድምጺ ኣሰና – ረቡዕ 2 መስከረም 2009 – ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ – ቅትለት ስደተኛታት ኣብ ምስሪ – ምጥፋእ ሃለዋት ጋዜጠኛታት September 2, 2009 11:08 pmጋዜጠኛታትassenna00 SHARE – ፍሉይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ንዶባዊ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ልዑል ቀዳምነት ሂቡ ዘትዩሉ። – ሓይልታት ጸጥታ ምስሪ ኣብ ዶብ ምስርን እስራኤልን ሓደ መንነቱ ዘይተፈልጠ ተጓዓዛይ ስደተኛ ክቐትሉ ኸለዉ ንሓንቲ ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ከቢድ መውጋእቲ ከምዘውረዱላ ሮይተርስ ሓቢሩ። – ሪፖርትተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ “ብጸላእቲ ነጻ ፕረስ ዝኾኑ መንግስታት ሓያለ ጋዜጠኛታት ዓለም ሃለዋቶም ጠፊኡ ኣሎ” ይብል። Continue reading POST TAGS: 2009ሃለዋትመራሕቲመስከረምምስሪምጥፋእረቡዕስደተኛታትቅትለትኣሰናኣብኣፍሪቃዋዕላዜናታትድምጺጋዜጠኛታት
ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ተዳጕኖም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት መንግስቲ፡ ብስርዓት ህግደፍ ተሰዊሮም። June 11, 2009 11:59 pmጋዜጠኛታትassenna00 SHARE ካብ ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣትሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ተዳጕኖም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት መንግስቲ፡ ስርዓት ህግደፍ ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ከምዝሰወሮም ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመንግስቲ፡ሰለስተቤትማእሰርቲብስርዓትተሰዊሮም።ተዳጕኖምንልዕሊኣርባዕተኣቤቶኣብኣዋርሕዓዲዝጸንሑጋዜጠኛታት