Asian Pacific / Fly Olympic ዝተባህለ ምስ ግሪኽ ምትእስሳር ዘለዎ መንገዲ ኣየር ብምጥፋሹ ኣብዚ ቕንያት ካብ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመንን ሽወደንን ጥራይ ናብ ኤርትራ ክገብሮ መዲቡዎ ዝነበረ 12 በረራታት ስለዝሰረዘ፣ ሓያለ ንኽክምታዊ ዕረፍቲ ናብ ኤርትራ ትኬት ዘቝረጹ ኤርትራውያን መገሻ ከምዝተዘናበሎም፣ ገለ ስድራቤታት ካብ 4- 5 ሽሕ
Asian Pacific / Fly Olympic ዝተባህለ ምስ ግሪኽ ምትእስሳር ዘለዎ መንገዲ ኣየር ብምጥፋሹ ኣብዚ ቕንያት ካብ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመንን ሽወደንን ጥራይ ናብ ኤርትራ ክገብሮ መዲቡዎ ዝነበረ 12 በረራታት ስለዝሰረዘ፣ ሓያለ ንኽክምታዊ ዕረፍቲ ናብ ኤርትራ ትኬት ዘቝረጹ ኤርትራውያን መገሻ ከምዝተዘናበሎም፣ ገለ ስድራቤታት ካብ 4- 5 ሽሕ
ኣብ ሊብያ ኣብ መንጎ ምልሻታት ናይቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ውግእ ኣዝዩ ጻዕጺዑ ብምህላዉ፣ እቲ ብመንገዲ ሊብያ ዝካየድ፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ዘዘውትሩዎ ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ስደተኛታት ካብ መጠን ንላዕሊ ሓደጋኛ ኮይኑ ከምዘሎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ካብቲ ሃገር ሓቢሮም። ኣብ ከምዚ ኩነታት እቶም ብመሰጋገርቲ ተመሪሖም፣ ካብ ወግዓዊ ትካላት ይኹን ኣህጉራውያን
ብ27- 28 ሰነ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሒዛ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተበገሰት ጃልባ ክሳብ ሕጂ ደሃያ ኣይተረኽበን። ኣብ ሻቕሎት ንዘለዉ ስድራቤታት ጠቒስና፣ ኣሰር ናይዞም ኤርትራውያን ንምርካብ ብ26 ሓምለ ዝዘርጋሕናዮ ምሕጽንታ ‘ውን ፍረ ኣይተረኽቦን። ሰለ’ዚ ኣሰር ናይቶም ኤርትራውያን ኣሓትን ኣሕዋትን ንምፍካብ እንተሓገዘ፣ ኣብ ሽግር እንተለዉ ረዲኤት
ኣብ ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም ሳዋ ክስልጥኑ ዝጸንሑ፣ ትማሊ ቀዳም 26 ሓምለ ነናብ ገዝኦም ንዕረፍቲ ክኸዱ ዝተፈቕደሎም ኣባላት መበል 27 ዙርያ፣ ናይ ማትሪክ (መልቀቂ ፈተና) ውጽኢቶም ንምፍላጥ ድሕሪ ወርሒ ናብ ሳዋ ክምለሱ ብሓላፊ መዓስከር ሳዋ ኮለኔል ደበሳይ ግደ ተኣዚዞም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ናይ’ዚ
ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ፣ ብ19 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብቲ ጳጳሳት ካቶልካዊት ቤተክርስትያን ዝዘርግሑዎ፣ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ሕልናዊ መልእኽቲ ብምምርኳስ “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳለዉዎ ጽሑፍ ኣብ መዓስከር ሳዋ ከምዝዘርግሑዎ፣ ነቲ ዕማም ዝፈጸሙ ደለይቲ ፍትሒ
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሳዋ ናይ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምረቓ ድሕሪ ምግባሩ፣ ኣርባዕተ ሰዓታት ዝወሰደ ካብ ኣዘዝቲ በራጊድ ንላዕሊ ዝተሳተፉዎ ዕጹው ኣኼባ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ሳዋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ኣኼባ ኢሳይያስ ዘተኮረሎም ጉዳያት፣ ኩነታት ሰራዊትን ህሉው ኩነታትን ክኸውን ከሎ፣ ኣብ ሓይልታት ምልክኻል ኤርትራ
ካብ ምንጪ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ዝለሓዀ ሓበሬታ ከም ዘነጽሮ፥ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ንዮፍታሄን፥ ጳጳሳትን ጸዊዖም፥ ኣንጻር እቲ ናይ ካቶሊኽ ጳጳሳት ዘውጽእዎ ሓውካ ኣበይ ኣሎ ዝብል ጽሑፍ፥ ንኸውጽኡ ጥብቕ ዝበለ መምርሒ ሂቦምዎም ኣለዉ። ነዚ ንምትግባሩ ዝጓየዩ ድማ፥ ቀሺ ሃብቶም ርእሶምን ቀሺ ሳሙኤል ጸጋይን እተባህሉ መጋበርያ ናይቲ ሃገርን ህዝብን ዘጽንት
ኣብ ዝሓለፈ 10 መዓልታት፣ ካብ ሱዳን ተበጊሶም ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ሊብያ ካብ ዝጓዓዙ ዝነበሩ 119 ዜጋታት፣ መሬት ሊብያ ቅድሚ ምርጋጾም ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ 7 ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ብሓደጋ ከምዝሞታ ምንጭታት ሓቢሮም። ገለ ካብተን ግዳያት ኮይነን ዘለዋ ኣዴታት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝሓዛ ክኾና ከለዋ፣ ደቀን ኣብቲ በረኻ ዘኽቲሞም
ኣብ ኣስመራ፣ ሓይሊ ኤለትሪክ ብተኸታታሊ ንሓያለ መዓልታት ብዘይ ምቍራጽ ደው ብምባሉ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ናይ ደም ባንክ ነቲ ከዚኑዎ ዝነበረ ኩሉ ካብ ህዝቢ ዝተለገሰሉ ደም ክጉሕፎ ከምዝተገደደ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ምስዚ ብዝተኣሳሰር ቀጥታዊ ምኽንያት፣ ኣብ ሓደ ሆስፒታል ናይ ክልተ ሰባት ሞት ከምዘጋጠመ ‘ውን እቲ ሓበሬታ
ካብ ዝሓለፉ አርባዕተ አዋርሕ ጀሚሩ ከተማታት ኤርትራ ብዘይ ሓይሊ ኤለትሪክ አብ ድቕድቕ ጸልማት ይርከባ አለዋ። አብ መላእ ኤርትራ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ሓይሌ ኤለትሪክ የለን፤ ስለዝኸነ ድማ እቲ ጸገማት አዝዩ ተሓላሊኹ ይርከብ። አብታ ዋና ከተማ ኤርትራ ዝኾነት ከተማ አስመራ ዳርጋ ንዝሓፈ 20 መዓልታት ብተኸታተታሊ መብራህቲ ዝብሃል የለን።
ኣብቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብስም መበል ኣርብዓ ዓመት ፈስቲቫል ቦለኛ ንኣዋርሕ “10 ሽሕ ሰብ ክስሕብ እየ” እናበለ ዑብ ዝበለሉ፣ ካብ 4 ክሳብ 6 ሓምለ ኣብ ቦለኛ ዝተኻየደ ፈንጥዝያ-ፈስቲቫል፣ ኣብ ሰለስቲኡ መዓልታት 2200 ጥራይ ከምዝተሳተፉዎ ሽያጥ ትኬት ብምውካስ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። እዚ ቁጽሪ’ዚ ሓደ ሕምሲት ናይቲ ምልካዊ
ካብ ዓዲ እንግሊዝ፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ሆላንድ፣ ጀርመን፣ ስዊዘርላንድ ዝኣመሰላ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ብነፈርትን ባቡራትን ከምኡ ‘ውን ብመኻይን ማዕረ 14 ሰዓታት ተጓዒዞም፣ ነቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ሬሳታት ላምፐዱዛ ንምስዕሳዕ ዘዋደዶ ፈንጠዝያ ንምቅዋም ናብ ቦለኛ ዝኣተዉ ደለይቲ ፍትሒ፣ ብ ዓርቢ 4 ሓምለ ኣብ ፊት ‘ቲ
ኣብ ከተማ ሚላኖ ዝርከቡ ቆንስል ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን መሓዮታቱን፣ ኣብታ ከተማ ዝርከባ ኣዴታት እቲ ስርዓት ኣብ ቦለኛ ከካይዶ መዲቡዎ ካብ ዘሎ ፈንጠዝያን ዳንኬራን ከይተርፋ ምእንቲ፣ ን 7-8 ግዜ ብቴለፎን እናደወሉ፣ “ኣብቲ ውራይ ንነፍሲ ወከፍክን መደብ ስራሕ ተዋሂቡክን ስለዘሎ ፣ ብሰንኪ ምትራፍክን እቲ ተመዲቡልክን ዘሎ ስራሕ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Ruwanda_como.pdf"] Click on this Shabait Link to Read the Revealing Paradoxical Incident of the PFDJ
ኤርትራውያን ካብ ሃገሮም ንኽስደዱ ዝሓልፍዎ መስገደላት ዝገልጽ ምርኢት፡ ልዕሊ 2 ሽሕ ኣመሪካውያን ተዓዚበሞም። ኣብ’ቲ፡ ብምኽንያት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ስደተኛታት፡ ኣብ ህይስተን ብ21 ሰነ ዝተኸብረ ጽንብል፡ ተዓዘብ’ቲ፡ ሓጺር ታሪክ ዝተፈላለየ ዕድመ ዘለዎም ኤርትራውያን ሓሳባት ለቢሶም፡ ኣብ ሃገሮም ዘጓኖፎም ግፍዒ፡ ክወጹ ዝሰግርዎ ጐቦ፡ ቁልቁለት፡ ስንጭሮን፡ ብፈንጂ ዝተሓጽረ መንገዲን ሰጊሮም፡
ሖሎት ኣብ ዝተባህለ ክፉት ቤትማኣሰርቲ እስራኤል ተታሒዞም ካብ ዝነበሩ ኣስታት 1200 ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት፣ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ብእግሮም ንልዕሊ ሰዓትን ፈረቓን ብምድረበዳ ተጓዒዞም ናብ ዶብ እስራኢልን ግብጽን ገማግም ሲናይ ብምምራሽ እቲ ተጻዒኑዎም ዘሎ ማእሰርቲ ክለዓለሎም ብዓቢኡ ድማ ከም ስደተኛታት ተሓሪሙዎም ዘሎ ናይ ዑቕባ መሰል ክሕለወሎም
ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ መዓልቲ ሰማእታት 20 ሰነ ብኽብሪ ዘኺሮም ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ን 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ዘኺሮም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ነቶም ምእንቲ ሓርነት በጃ ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ምእንታና ዝተበጀዉን ንዘላኣለም ኣብ ልብና ዝነብሩን እዮም ብምባል ሽምዓን ዝተፈላለዩ ግጥምታትን ዜማ ስዋኣትን ብምቕራብ ብነበርቲ ላስቬጋስ ተዚኪሩ
ምርኡይነት ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ጭፍራ ህግደፍ ኣብቲኣብ ዕለት04.07. 2014 ኣብ ቦሎኛ ክገብሮዝቀራረብዘሎናይዓበድበድፌስታንገለ ኣብቲ ናይ ላምፓዱሳ ሓደጋ ቤተሰቦም ዝተጐድኡዎም ሰባት ዓዲሙ ከላግጽ ይቀራረብ ኣሎ። ነዞም ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ዕድመ ህግደፍ ኣሚኖም ዝብገሱ ዘለዉ ሕልና ዝጐድሎም ውልቀሰባት ኣብቲ ፌስታ ፍሉይ ዕድመ ገይሩ’ዩ ብግዳያት ላምፓዱሳ ተዋስኦ ክገብር ይሓስብ ኣሎ።
ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ዝተገብረ ዕድመ መሰረት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዓርቢ ዕለት 20 ሰነ ናይ ምሸት፡ ምእንቲ ነጻነት ሃገሮምን ሓርነት ህዝቦምን ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር ኣብ ጅዋን ሰሎሙን ፓርክ (Juan Solomon Park - 62nd & Grandview) ብድምቀት ኣኽቢሮም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/IndianapolisReport_26042014.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Bay_AreaJune20.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Philadelphia_June20.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/ቦሎኛ-07.pdf"]
ኣብ ከባቢ ትራብሎስ ኣብ ዝርከብ ኣርባዕተ ኣብያተ-ማእሰርቲ ብውሑዱ 2000 ዝኾኑ ክሳብ 80 ዝኣኽሉ ቆልዑን ቁጽረን ብልክዕ ዘይተፈልጠ ነብሰ-ጾር ኣዴታትን ዝርከቡዎም ኤርትራውያን ብኢሰብኣዊ መንገዲ ተታሒዞም ተስፋ ኣብ ዘይብሉ ኩነታት ይሳቐዩ ምህላዎም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እቶም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣሰና ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታ፣ መብዛሕትአን ካብ'ተን ኣብ ሱልማንን
ጠንቂ ማእሰርቲ ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተቐየደ ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)፣ ኢሳይያስ፣ እቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት ብረት ዝዓጠቑ ብ ህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ኤርትራውያን ምስ ኣሃዱታት ትግራዎት ተቓወምቲ (ደምሒት) ተሓናፊጾም ክንቀሳቐሱ ንዘቕረቦ ሓሳብ ምቅዋሙ ምዃኑ ምንጭታት ሓቢሮም። ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኣስመራ፣ ቤት መኻእ፣ ህዝቢ እቲ ዓዲ ቅድሚ ሓያለ ዓመታት ኣብ ዝተዋህቦ መሬት ንዝስራሕ ዝነበረ ኣስታት 70 ኣባይቲ ወተሃደራትን ፖሊስን ብምውፋር ብቡልደዘራት ከምዘዕነዎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ኣባይቲ ኣብ ቅድሚ ቅድሚ ዓይኒ እቲ ስርዓት ንሓያለ ኣዋርሕ ክህነጽ ዝጸንሐ ‘ኳ እንተኾነ፣ ገንዘብን ጉልበትን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Press-Release_Public-Meeting_June-7-1.pdf"]
እቲ ንማሕበራት መንእሰያት፡ ንሲቪካዊ ማሕበራትን ሰልፍታትን ዝጥርንፍ ጽላል ደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ካብ ዕለት 13/06/14 ክሳብ 14/06/2014 ዓመታዊ ኣኼባኡ ኣካዪዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ስራሓት ጸብጻብ ተነቢቡ ኣብ ዝተፈላለየ ዛዕባታት ብምዝታይ ድማ ኣገዳሲ ውሳኔታት ኣሕሊፉ። ጽላል ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኖርወይ፡ ጸረ ህግደፍ ንዝኾኑ
ኣማኢት ሰማእታት ላምፐዱዛ ወግዓዊ ቀብሪ ኣብ ዘይረኸቡሉ፣ ወለዶም ሬሳ ደቆም ስኢኖም ሰንፈላል ኮይኖምሉ ኣብ ዘለዉሉ ኣጋጣሚ፣ ኣብ ቦለኛ፣ ዓዲ ጥልያን ‘መበል 40 ዓመት ቦለኛ’ ብምምኽናይ ናይ ዳንኬራ ጽምብል ክገብር ዝሸብሸብ ዘሎ ሰብኣዊ እንዶ ዘይብሉ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ እቲ ናይ ፈንጠዝያ ዳሱ ከይጽሙ መታን፣ ኣዴታት ዓዲ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሃገርና ኤርትራ ናብ ቅልውላው ሸሚሙ ንህዝብና ብምብትታኑ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” ዘርእስቱ ሰፊሕ ሰነድ ብምዝርጋሕ ብጋህድን ብትርን ዝነቐፉዎ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣርባዕተ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብምውንጃል ስጉምቲ ምእንቲ ክወስደሎም ሳተላይቱ ብዝኾና ሃሱሳት ወብሳይታት ሰፊሕ ናይ ጸለመ ፕሮፖጋንዳ የካይድ ኣሎ። እቶም ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ፣
ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንቦት ኣብ እንዱርማን (ካርቱም) ተኣኻኺቦም ብመሰጋገርቲ ተመሪሖም ናብ ሊብያ ካብ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዛጊት ልክዕ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ ብማይ ጽምእን ጥምየትን ከምዝሞቱ ካብቲ ኩነታት ዝደሓኑ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እቶም ተጻውሮ ዘይንበሮም ትሕቲ ዕድመ ምዃኖም ዝእመነሎም ግዳያት፣ ካብቶም ካብ ሱዳን ሒዞሞም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/23rd-Independence-Day.-report.pdf"]
ኣብቲ በይ ኤርያ ተባሂሉ ዝፍለጥ ከባቢ ክፍለ ግዝእት ካሊፍሮንያ ዝርከቡ ኤርትራያን ደለይቲ ፍትሒ ን መበል 23 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብኽብ ዝበለ ድምቀት ኣኽቢሮሞ። እቲ ብኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ ኤርያ ተዳልዩ ቀዳም 31 ግንቦት 2014 ኣብ ኦክላንድ ዝተኻይደ ስነ-ስርዓት ክልተ መደባት ሒዙ እዩ ቀሪቡ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Bayarea_may24.pdf"]
እቲ ን 15 ዓመታት ብዘይ ገበንን ፍርድን ኣብ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ክሳቐ ጸኒሑ ብጅግንነት ምቑሕ ናይቲ ጨካን ስርዓት ሰይሩ ብትብዓቱን ብልሓቱን ነጻ ዝወጽአ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ምስ ድምጺ ኣሰና ብዝገብሮ ዘሎ ግሉጽን ዓሚቝን ተኸታታሊ ቃለመጠየቕ ንባርባርነትን ውዲትን ኢሳይያስን ስርዓቱን ዝገብሮ ዘሎ ጽጹይ ምቅላዕ
መግለጺ ዓውደ-መጽናዕቲ ኤምዲሰመ 2014 Page 1 መግለጺ ዓውደ-መጽናዕቲ ኤምዲሰመ ፕሪቶርያ - ደቡብ ኣፍሪቃ 1. መእተዊ ንሕና፡ ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ኣውስትራልያ፡ ኤውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝመጻእና ኤርትራውያን፡ ንበርጌሳውያን ማሕበራትን ነብስና ዝወከልና ውልቀ-ሰባትን ካብ 9 ክሳብ 11 ግንቦት "ስትራተጂካዊ ጠመተ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ናይ ፖለቲካን ማሕበረ-ቁጠባዊ ቅልውላዋትን ሳዕቤናቱን፤ ክኽሰት ዝኽእል ተርእዮታትን መፍትሒታቱን" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ
ኣብ ምዕራባዊ ካናዳ ክፍሊ ሃገር ኣልበርታ ኣብ ዝርከባ ዊኒፔግ፣ ካልጋርን ካልኦት ከተማታትን ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ገሊኦም ማዕረ 1300 ኪሎሜተር ብመካይን ተጓዒዞም ናብ ከተማ ኤድመንተን ብምጋሽ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ንመበል 23 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ንክልተ መዓልታት ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ጸምቢሎሞ። ኣብቲ ብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ዝተወደበ ብዝሒ
ብሰንኪ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲት ኤርትሮ ሱዳን፣ 577 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይሊንኤርትራ ተመሊሶም። ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ በበይኑ እዋን ክልተኣዊ ርክባትን ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላትን ክግበሩ ከምዝጸንሑ ብማዕከናት ዜና ክግለጽ ጸኒሑ’ዩ። ግና ሓደ ካብ ተደጉሉ ዝጸንሔ ዘይተገልጸ ሚስጥር፣ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲትን ውዕልን እዩ። በዚ ሚስጥራዊ ውዲት ድማ ኣማኢት ኤርትራውያን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/05/Phinix_may24.pdf"]
ብምቝሕ ሰንሰለት ምልካዊ ርዓት ኢሳይያስ ንልዕሊ 15 ዓመታት ዝተሳቐየ፣ ካብ ቤትማእሰርቲ ካርሸሊ ኣብ ወርሒ መጋቢት ፈንጢሱ ባዕሉ ነብሱ ሓራ ዘውጽአ ጅግና ኤርትራዊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል፣ ብምኽንያት መብል 23 ዓመት ናጽነት ምስ ድምጺ ኣሰና ፍሉይ ቃለመጠየቕ ኣካይዱ። ንሱ ኣብቲ ምስ ድምጺ ኣሰና ንፈለማ ግዜ ድሕሪ ምፍንጣስ
ኣብ ታ ትማሊ ሰንበት ካብ ዓቐን ንልዕሊ ስደተኛታት ጽዒና ካብ ቱርኪ ናብ ግሪኽ ክትሰግር ኣብ ባሕሪ ኤጅያን ዝጠሓለት ጃልባ ዝሞቱ 22 ስደተኛታት 3 ኤርትራውያን ከምዝኾኑ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም ኣብቲ ሓደጋ ዝሞቱ ኤርትራውያን ሓንቲ ንግዚኡ ምሉእ ሽማ ዘየረጋገጽናዮ ጓል ኣርባዕተ ዝተባህለት ስንክልቲ ተጋዳሊት
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ‘መንገዲ ኣየር ኤርትራ’ ሎሚ 6 ግንቦት ክትጅምር ምዃና ብመገዲ ኤምባሲኡ ብምግላጽ ትኬት ክሸይጥ ኳ እንተቐነየ፣ ትኬት ኣቝሪጾም ናብ ኤርትራ ክኸዱ ተቐሪቦም ዝነበሩ ብዙሓት ገያሾ ብኡ ንብኡ ጉዕዞኦም ተሰሪዙ ንዕለት 12 ግንቦት ተሰጋጊሩ ከምዘሎ ስለዝተነግሮም፣ ካብ ዕማማቶም ተዘናቢሎም የማርሩ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ዱባይ