Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብቲ ኣብ ቦለኛ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ፈንጠዝያ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 2200 ሰብ ጥራይ ከምዝተሳተፈ ብሽያጥ ትኬታት ተረጋጊጹ።

ኣብቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብስም መበል ኣርብዓ ዓመት ፈስቲቫል ቦለኛ ንኣዋርሕ “10 ሽሕ ሰብ ክስሕብ እየ” እናበለ ዑብ ዝበለሉ፣ ካብ 4 ክሳብ 6 ሓምለ ኣብ ቦለኛ ዝተኻየደ ፈንጥዝያ-ፈስቲቫል፣ ኣብ ሰለስቲኡ መዓልታት 2200 ጥራይ ከምዝተሳተፉዎ ሽያጥ

ኣብቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብስም መበል ኣርብዓ ዓመት ፈስቲቫል ቦለኛ ንኣዋርሕ “10 ሽሕ ሰብ ክስሕብ እየ” እናበለ ዑብ ዝበለሉ፣ ካብ 4 ክሳብ 6 ሓምለ ኣብ ቦለኛ ዝተኻየደ ፈንጥዝያ-ፈስቲቫል፣ ኣብ ሰለስቲኡ መዓልታት 2200 ጥራይ ከምዝተሳተፉዎ ሽያጥ ትኬት ብምውካስ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም።

እዚ ቁጽሪ’ዚ ሓደ ሕምሲት ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተጸበዮ ብዝሒ እዩ።

እቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብህዝቢ ዝኻዕበን ዝተመንወን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቦለኛ ኣኪቡ ፕሮፖጋንዳዊ መኽሰብ ከዋህልል ‘ኳ እንተወጠነ፣ በቶም ኣብ ወጻኢ ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ‘ውን ተነጺጉ፣ ፈሺሉን ተዋሪዱን ተመሊሱ ‘ሎ።

እቶም ዝርካቦም ተሳተፍቱ ብኣዴታትን ኣቦታትን ዝተዓበለሉ ክኾኑ ከለዉ፣ ህግደፍ ኣብ በቦትኦም እሩሩ ክብሉዎ ንግዚኡ ሞራል ኣስኒቑ ክሰዶም ዝሓሰቦ መሊሶም ተስፋ ቆሪጾም ከምዝተመልሱ እቲ ሓበሬታ የረድእ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
32 COMMENTS
  • ኣርዓዶም July 13, 2014

    WHERE IS WEDI GERAHTU ?
    I HAVE NOT HEARD NEWS FROM ASSENNA ABOUT HIM OR ABOUT THE CHANGE I HEARD FROM MY FRIENDS. CAN SOME ONE EXPLAIN TO ME IF THERE WERE ANY TRUTH OF CHANGES THAT I HAVE HEARD !!

  • Semhar July 18, 2014

    ድያብሎስ Isayas and his blind followers HIGDEF,
    ድያብሎስ Isayas and his burned flag,
    ድያብሎስ Isayas and his guailla (dance) are #1 enemies of ERITREA!

    As long as ድያብሎስ!Isayas and HIGDEF are in Eritrea,
    As long as ድያብሎስ!Isayas’s burned flag is in Eritrea,
    As long as ድያብሎስ!Isayas guailla (dance) continue in Eritrea,

    misery, despair, depression, grief, sorrow and death will continue.

    The only solution is to get rid of crazy mad dog ድያብሎስ Isayas wedi Medhin Berad, his son, and his blind followers HIGDEF just like the Libyans did to Gadafi, his sons and his followers.

    We must unite and liberate our land and our people!

    Let freedom ring in Senhit, Keren!
    Let freedom ring in Akeleguzay, Adi keyih!
    Let freedom ring in Denkel, Asseb!
    Let freedom ring in Barka, akurdet!
    Let freedom ring in Sahil Nakfa!
    Let freedom ring in Seraye, Adi Ugri!
    Let freedom ring in Hamassien, Asmera!
    Let freedom ring in Semhar, Massawa!

    Eritrea will be free soon.
    Our original Eritrean Liberation Flag, Semayawit Banderana will be allover Eritrea!

  • Semhar July 18, 2014

    ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ኣጽንዕ ኢዩ’ሞ: ኣጆኹም ደቀይን ደቂ-ደቀይን ጀጋኑ መንእሰያትና።
ኩላትና ብሓበራ ኢደይ-ኢድካ ኢልና ነዚ መንነትና ዘዋረደን ንኤርትራ ዘብርስ ዘሎን ኣረሜን፣ ናብቲ ቀዳሞት ኣያታቱ በዓል ሳዳምን ቃዛፊን ዝኣተዉዋ ናይ ዘለኣለም መዓልብኡ ጋህሲ ንደርብዮ። ኣብ ታሪኽ ከም ዝረኣናዮን ዝሰማዕናዮን ውልቀ-ምልካውያን መራሕቲ ብዘይካ ብክፉእ ብጽቡቕ ኣማውታ እግዚኣብሄር ክሞቱ ኣይተራእዩን። ሞት ገበነኛ ኢሰያስ እውን ከም ኣማውታ ኣያታቱ ነዊሕ ዝጸንሕ ኣይኮነን። እዚ ዓመት’ዚ ጸላኢና ዓንዩ ህዝብና ነናብ ገዝኡ ዝኣትወሉ ዓመት ከም ዝኸውን ሙሉእ ዘይጉዱል እምነት ኣሎኒ።
    ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና
    ዕድመን ጥዕናን ንደቂ ኤርትራ
    ዓወትንህዝቢኤርትራ።

POST A COMMENT