Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሰንኪ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲት ኤርትሮ ሱዳን፣ 577 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይሊንኤርትራ ተመሊሶም።

ብሰንኪ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲት ኤርትሮ ሱዳን፣ 577 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይሊንኤርትራ ተመሊሶም። ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ በበይኑ እዋን ክልተኣዊ ርክባትን ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላትን ክግበሩ ከምዝጸንሑ ብማዕከናት ዜና ክግለጽ ጸኒሑ’ዩ። ግና ሓደ ካብ ተደጉሉ ዝጸንሔ ዘይተገልጸ ሚስጥር፣ ጸጥታውን

ብሰንኪ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲት ኤርትሮ ሱዳን፣

577 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይሊንኤርትራ ተመሊሶም።

ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ በበይኑ እዋን ክልተኣዊ ርክባትን ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላትን ክግበሩ ከምዝጸንሑ ብማዕከናት ዜና ክግለጽ ጸኒሑ’ዩ። ግና ሓደ ካብ ተደጉሉ ዝጸንሔ ዘይተገልጸ ሚስጥር፣ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲትን ውዕልን እዩ። በዚ ሚስጥራዊ ውዲት ድማ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ግዳያት ኮይኖም ከምዘለዉ ምንጭታት ኤርትራያን ሄልፕ ነትዎርክ Eritrean Help Network ኣረጋጊጾም ኣለዉ።

ምንጭታትና ክገልጹ ኮለዉ፣ ብወክልቲ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ካርቱም እንድሩማን ዝተገብረ ርክባት፣ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲቱን ኣገባቡን ከመይ ከምዝነበረ ብመርትዖ ኣሰንዮም ብዝርዝር ይገልጹዎ። ንሳቶም ይብሉ፦

“ ንሱዳን ወኪሎም”  ዝተሳተፉ ሰበ ስልጣናት፦

  1. ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት፣ ኣቶ ኢብራሂም ማሕሙድ ሓማድ።
  2. ሓላፊ ፖሊስ ካርቱም፣ ጀነራል ሞሓመድ ዓሊ ኣሕመድ።
  3. ምክትል ኣዛዚ ፖሊስ፣ ዑመር መሓመድ ዓሊ።
  4. መጀር ጀነራል ኣሕመድ ዓጣ ማናን፣ ጠቕላላ ዳይረክተር ኢሚግራሽንን ፓስፖርትን ተረኺቦም።

“ ንስርዓትኤርትራ”  ዝወከሉ ሰበ ስልጣናት፦

  1. ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህ.ግደፍ፣ ኣቶ የማነ ገብረኣብ( ማንኪ)
  2. ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር፣ መጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሴ።
  3. ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት፣ ኮለኔል ተስፋልደት ሃብተስላሴ።
  4. ኣምባሳደር ሓመድ ስዒድ ማንታይ( ወዲ ማንታይ)
  5. ንኢሚግራሽ ወኪሉ ዝተሳተፈ፣ ብሪጋዴር ጀነራል ጸሃየ ካሕሳይ( ወዲ-ካሕሳይ) እዮም።

እዚ ዝተኻየደ ሚስጥራዊ ርክብ፣ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲት ዘለዎ ውዕል ምንባሩ ተቓሊዑ ኣሎ። ከም ሳዕቤኑ ድማ፦

  1. ብጸጥታ ሱዳን  ተገፊፎም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓሙሽተ ሚእትን ሰብዓን ሸውዓተን( 577) ስደተኛታት ዜጋታትና ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ግንቦት/ 2014 ሰለስተ በበይኑ መዓልታት፣ ማለት ብዕለት 03, 05, 12  ብዘይድሌቶም ብሓይሊ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ኣለዉ። እዚ ዘይሕጋዊ ተግባር ድማ ምስ ኣህጉራዊ መሰል ስደተኛታት ዝጻረር  ዘይሰብኣዊ ስጉምቲ’ዩ።
  2. ካብ 577 ስደተኛታት ዜጋታትና እሱራት ድማ፣ 68 ደቒ ኣንስትዮ፣ 19 ህጻናት ትሕቲ ዕድመ ይርከቡዎም።
  3. ኩሎም ስደተኛታት ዜጋታትና፣ መሰላቶም ተጋሂሱ ኣብ ኣብ ከባቢ ባረንቱ ዝርከብ ፕሪማ ካንትሪን፣ ኣብ ከባቢ ሓጋዝ ዝርከብ መዓስከር ግላስ ዝበሃል ክልተ ቦታታ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተረጋጊጹ ኣሎ።
  4. ብተወሳኺ ጸጥታ ሱዳን ንካልኦት ሚእትን ሓሙሳን ክልተን (152) ዜጋታትና ስደተኛታት ካብ ዝተፈላለየ ቦታ ከተማ ካርቱም ገፊፎም፣ ኣብ ኮበር ዝበሃል ቦታ ሱዳን ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተረጋጊጹ ኣሎ። እዞም መሰል ስደተኛ ዝተነፍጎም ዜጋታትና፣ ከም ናይ ቐዳሞት ዕጫ ንኤርትራ ክምለሱ’ዮም ዝብል ስግኣት ዘሕድር ሓበሬታ ኣሎ።

ኤርትራያን ሄልፕ ነትዎርክ Eritrean Help Network (EHN) ኣብዚ ጉዳይ’ዚ ዘለዎ ርእይቶን ዘቕርቦ መጸዋዕታን፦

  1. ስርዓት ኤርትራ ዶብ ጥሒሱ ብምትሕብባር ጸጥታ ሱዳን ብሚስጥር ንዘድልዩዎ ሰባት ጨውዩ ኣብ ማእሰርቲ ምድጓን ዘይሕጋዊ ተግባሩ ሓዲሽ ፍጻሜ ኣይኮነን። ናይ ሕጂ ፍጻሜ ፍሉይ ዝገብሮ ድማ ህጂ ዝተገብረ ግፋን ተገፊፎም ኤርትራ ተመሊሶም ተኣሲሮም ዘለዉ ንጹሃት ስደተኛታት ዜጋታትና ብሃደ ግዜ ጃምላዊ ስለዝኾነ’ዩ።

ስለዚ ኣብ ልዕሊ ዜጋታትና ዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ስደተኛ ድማ ብዘይሕጋዊ ተግባሩ ኣጥቢቕና ንኹኑኖ።

  1. መንግስቲ ሱዳን ኣብ ሃገሩ ዝኣተዉ ስደተኛታት ኣብ ክንዲ መሰላቶም ዘኽብር፣ ብኣንጻሩ ብጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲት ኤርትራ ተሓባቢሩ፣ ንሕጉራዊ ሕጊ መሰል ስደተኛ ጥሒሱ፣ ንጹሃት ዜጋታትና ንምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ኣሕሊፉ ምሃቡ ንዘይሓላፍነታውን ዘይሕጋዊ ተግባርን መንግስቲ ሱዳን ኣጥቢቕና ንኹንን። ኣብ ልዕሊ ዜጋታትና ዝወርድ ማእሰርትን ካልእ ዘይሰብኣዊ ተግባርን ኣብ ሞራልን ስነ*ኣእምሮውን ኩነታት ህዝብና ዘሕድሮ ስምብራት ድማ ሕጋውን ታሪኻዊ ተሓታትነት ስለዘስዕብ፣ መሰል ስደተኛታት ከኽብር ንጽውዕ።
  2. ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ዓለም ብሓፈሻ፣ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት UNHCR ኣህጉራዊ ቐይሕ መስቐልን ቐይሕ ወርሕን፣ ኩሎም ምእንቲ ክብሪን  ሰብኣዊ መሰላት ዝጣበቑ ሲቪላውን ኣህጉራዊ ትካላት ዓለምና፣ክልተ ሃገራት ብጸጥታዊ ውዲት ንዝወሰዱዎ ዘይሕጋዊ ምግሃስ መሰል ስደተኛታት ዘይሕጋዊ ተግባር ከጻርዩ፣ ንክልቲአን ሃገራት ጸቕጢ ክገብሩ ኣህጉራዊ ግዴትኦም ክፍጽሙ ንጽውዕ።
  3. ኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ፣ ፖለቲካውን ሲቪላውን ማሕበራት ውልቐሰባትን፣ ነዚ ኣብ ልዕሊ ዜጋታትን ዝፍጸም ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባር ኮኒኑ፣ ምንእቲ መሰል ስደተና ዜጋታትን ክንጣበቕ፣ ኩልና ድምጽና ከነስምዕ፣ ኣውያትና መረረና ዝገልጽ ጥርዓን ንዓለምና ክገልጽ ብኣኽብሮት ንጽውዕ ንምሕጸን።

 

Eritrea Help Network Switzerland

eritreahelpnetwork@hotmail.com

May 20 – 2014

aseye.asena@gmail.com

Review overview
31 COMMENTS
  • Medber May 24, 2014

    Kem nebal Hidat memelelas ,” it is only wasting of time” just forget them they are ignorant and ” People with out class.better to do our homework.

  • THE NOBLE TEACHER May 24, 2014

    “ልዕሊ ሓምሳ ዕድሚኡ______ ብዶሽካ ቀንጽልዎ
    ምጉምባሕ ዘየሕነኾስ መዋሳወሲ ዶንኤካ ኣሕሪቕዎ” !!!

    ኮንንዎም ንደቂ ትግራይ____ነምሓሩን ኦሮሞን ርገሙለይ
    ንሳላሳ ዓመት __ብትምህርትን ክብረትን ዓቕለይ ዘጽበቡለይ
    ስስዔ, ሃብቲ ሃገሮም___________ክብሕቶ ዘፍቀዱለይ
    ጭቆንኦም በቲኼ ___________ክሳዕ ዝምስርት ገድለይ
    ሳላ ኣሕዋተይ ወያነ___________ እናዘለሉ ዝፈረሙለይ
    ግዝኣት ሙዳዳ ረኺበዮ____ ኣምላኽ ትምኒተይ ፈጺሙለይ !!!

    ሳሕል ከላ ዝተቖጸኹላ_________ሻዕብያ መለይ
    ከም ቃላ _______ናይ ህዝበ ክርስትያን ክትኮነለይ
    ናይ “ኣስላመይቲ” ጀብሃ፣ሬሳ ኣዳጊማ___ ክትነግሰለይ
    ክትቁሽምደኒ__________ወዲ ባንዳ፣ከም ኣመለይ
    ፈሊጣትኒ፣___ክብረት ኢትዮጵያይ ከም ዘየጥዕመለይ
    ካብ ሕቝፈይ ትምንጥለኒ_________ ወደይ ጓለይ
    ንራሻይዳ ትሸጠኒ_________ማንጁስ ይዋዓዓለለይ
    በደዊን፣ብድሕሪ ወደይ፣ንዓይ ኣጎምቢሖም ዝነቝቱለይ
    ፊርማ ወያነ፣_______ድሌተይ ዝሃቡኒ ኣመስግኑለይ !!!

    ኣምሓድር ተባሂለ___________ኢትዮጵያኻ ከም ጎይታ
    Doppio ዓራት እንተቕረቡለይ___መረጽኩ፣ኩርኳሕ ባይታ
    ኢሳያስ ስረይ ፈቲሕዎ_________በደዊን ድማ ሙታንታ
    ክብረት ኣልቦ፣_________ካልቾ ዝቕበል ንዝሓረረ ባስታ
    ጉሓፍ ኣእትውኒ ____________ዓለም ክገፍሓ ቦታ !!!

    ደቁ ክሕረዱ_________________ዘይተቐንዘወ ህዝቢ
    ሙዳዳ ኣስኩት ኢሎም__፣ትሕቲ መሬት ዝዓጽውዎ ከም ከልቢ
    ስንኩላት ክርሸኑ_____________ዘይበለ፣ኣበደነይ እምቢ
    በደዊን ከጎምብሕዎ ዝተደበረ ____ከም ክላይላይሶ ናይ ዓርቢ
    ደምሒት “መዋሳወሲ” እንተበልዎ___ ነደረ ከም ተነኽሰ ብንህቢ
    ሎምስ ክኣ ብዓጋመ______________ኢሉ ተቖጥዔ ብልቢ
    ብደዉ ዝሞተ_____________________ዝፈንፈኖ ረቢ
    እቲ መንእሰይ ክቐስን______________ሓድሽ ሂወት ከናቢ
    ኣምላኽ፣ንደቂ ሓምሳ ኤርትራውያን ወድኣዮም,ብሕማም ተላጋቢ !!!

    ነዚ ዘሔጉስን ዘምበርክኽን ትሑትን ስነስርዓታዊን ነጻነትና ዘየኽብሩ፣ካብ ወያነን ሲ ኣይ ኤን ፈሊና ኣይንርእዮምን ኢና !!!!!!!!!!!!!

  • THE NOBLE TEACHER May 24, 2014

    “Egypt softens stance on Ethiopian dam”

    In the past few weeks, official Egyptian rhetoric concerning the Renaissance Dam crisis mutated into one calling for understanding and renewed discussions. In statements made to the press on May 11, Prime Minister Ibrahim Mehleb said that Ethiopia’s construction of the Renaissance Dam had become a fait accompli and must be dealt with in the context of safeguarding mutual interests, thus guaranteeing that Egypt receives its water and Ethiopia generates its energy. Furthermore, Egyptian Foreign Minister Nabil Fahmy told Al-Monitor on May 15 that Egypt would not enter into a conflict with Ethiopia as a result of the dam’s construction.
    Read more: http://www.al-monitor.com/pulse/originals/2014/05/egypt-soften-stance-ethiopia-renaissance-dam.html##ixzz32ghYI0Fk..END OF QOTATION..

    ግብጺ ዝገበረቶ ዘሕንኽን ዕሸላውን ተግባር ኩላትና ኤርትራውያን ክንኩኑኖ ዝግባእ እዩ።ከም ናቶም ***ኴንና ብደቂ ኣኽሱምን ደቂ ካርቱምን ዝጀመርዎ ቃልሲ ኤርትራ ጀሚርና።ኢትዮጵያ ኮሎኒ ንስኹም ኣዃንና ስለ ዝኾንኩም፣የሚን ፣ሸሚን ፣ኣንሳሕብ፣ተጎምባሕ ኩሉ ብቋንቋ ዓረብ ለሚድናዮ ክንደይ ወት ሃደራት ኢትዮጵያ ቀንጺልና ዝ ሃብናኩም ሩባ ዓባይሲ ንወያነ ፈሪሕኩም ትማሻኸኑ ኣለኹም፣ነቲ ቃልሲ ኤርትራ እኮ ብላሽ ጌርኩሞ።መፋሕሸውቲ ኢድ፣ እሞ ኽኣ ኣብቲ መዋዳድርቲ ዘይብሉ በዓል ናጽነት__እዋይ ስጋ Arab League እዚ ተግባር ኣይኮነን።
    ወያነ ምንም ዝፍራሕ የብሎምን ኣብ ጊዜ ውግእ ዶብ ብ ስትራተጂ መኻልፍ ጌርና ዝተጻወትናሎም እንተትርእዩም፣ኣስመራ ሓሊፍና ፣ከሰላ ከይነብጽሖም ፈሪሖም ናብ ባድመ ተመሊሶም።እወ ኣብ ከረን መላስ ኣውያት ዘይብልኩም ሳላጣ ጌሮምኹም እዮም፣እዚ ግን ክንደይ ዓመት ጌሩ፣ኣብ ውግእ ዓድዋ እውን ንፋሽሽቲ ብጉራዴን በርበረን ዝስዓሩ ህዝቢ እዮም። So What ??? ንሕና እውን ብበርበረ ንስዕሮም ኣለና፣በርበሬኦም ምስ ኣበዩና ካብ ህንዲ ገዚእና ምስ ጡብ ቀይሕ ሓዊስና ንበልዕ ኣለና።
    ሎምስ ተስፋ ክቖርጽ ደልየ፣ምእንታኹም ኢልና ኮላሊትና ንካይሮ እንዳሃብናን፣እንዳተጎምባሕናን ከማን ንስኹም ኣዃንና ስለ ዝኾንኩም፣ ነቶም ዘድሕኑና ዓጋመ ኢና ንጸርፍ።እዚ ኣረኣእያኹም እዚ, ዳግመ ርእይቶ ክግበረሉ ኣለዎ እምበር፣ሳላሳ ዓመት ደምና ዘፍሰስናሉ ዕላማን፣ብሰንኪ በደዊን ምጥራጥ እናስኣንናን ፣እዚ ኩሉ ወፈያና ሓሲምና ዘምጻእናዮ ሩባ ዓባይ ንኣዕራብ, ከምዚ ጌርኩም ኣይተፋሕሽዉና።ብቕድሚት ተሪፉ ብድሕሪት ተሃሪምናልኩምሲ ኣይተግባርን !!!

    • Tamrat Tamrat May 25, 2014

      ”thus guaranteeing that Egypt receives its water and Ethiopia generates its energy”

      So no reason for isayas to run to Egypt or arab-leagu because nothing to sell now. Instead forced to goo back to eritreans demand that is drafting the constitution. I know he doesnt mean it. But the important thing is he is forced to Accept people’s dmand. C o n i s t i t u t i o n! and the saddest thing is egyptian dont discuss With isayas when they make such a big decission after he worked them so earnestly to the end.

  • THE NOBLE TEACHER May 24, 2014

    “PIA’s Bombshell Independence Day Announcement”

    I QUOTE……Written By Admin on May 24, 2014 | 3:12 PM
    By Bereket Kidane,(madote)

    President Isaias Afewerki’s bombshell Independence Day Announcement regarding the drafting of a new constitution does not come as a surprise to those of us who have been saying all along that President Isaias Afewerki, who is the George Washington of Eritrea because he was a leader during the fight for independence and later became its first President, and the current Government of Eritrea are keenly aware of the frailties of human nature and that when the time is right they will bequeath a working, constitutional government to the next generation.

    The fact that the drafting of a new constitution was announced today might come as a surprise to some, but it shouldn’t if you have been paying attention for the last three years or so. President Isaias has hinted at this on several occasions. The 1997 constitution had many good things in it so it can still serve as the basis. The Eritrean people and their government can leverage the 1997 constitution, keep the parts that they think will work and are appropriate for the Eritrean society and discard the ones that won’t work as well. This is perfectly normal.
    Read more: http://www.madote.com/2014/05/pias-bombshell-independence-day.html?utm_source=feedburner&utm_medium=feed&utm_campaign=Feed%3A+madote%2FoFqt+%28Eritrea%29#ixzz32gElYTNk…END OF QUOTATIUON

    ክቡራት ደቂ ሃገረይ፣
    እዚ ፕረሲደንትና ዝበሎ ኮንስቲቱሽን እንሆ ኣብ ምዓልቱ መጺኡ።ተቓወምቲ ድኣ እንታይ ኢሎም ክጭድሩ እዮም ፧ ኮንስቲቱሽን ዘይተተግበረ እንድዩ ኔሩ እቲ ሕማም__ክትግበርዩ ዕልልልልልል።

    ኣብቲ ኮንስቲቱሽን ከም ዝብሎ___
    ___ንእሰረሉ ቤትማእሰርቲ ናይ ምምራጽ ዕድል ኣለና
    ___ ክንግረፍ ከለና የማናይ ምሕኩልትና ድዮም ከምሉቑዎ ዋላ ጸጋማይ ናይ ምምራጽ ዕድል ተፈጢሩልና፣
    ___ ደቂ ኣንስትዮ ደቅና እውን ዝኾነ ኮሮኔል ዘይኮነ ዝዕምጸን፣በቲ ዝመረጽኦ ኮሮኔል ክዕመጻ__ክመርጻ እንተዘይደልየን ድማ ኢሳያስን የማነ ማንኪን ክመርጹለን ምዃኖም እቲ ኮንስቲቱሽን ይገልጽ።
    __ ሰብኡት እውን በደዊን ንጅዳ ገጹ ጌሩ ድዩ ንየሩሳሌም ገጹ ጌሩ ክዕምጸና ናይ ምምራጽ ኮንስቲቱሽናዊ መሰልና እዩ።

    ኣቦይን ኣደይን ካብዚ ጸጋ እዚ ከተትርፉና ብኹርዓት ኣሕዋትና ኢልኩም ምስ ዓጋመን ኣምሓሩን ክንነብር ዝመረጽኩም፣ዕደ ህዝብና ብቓልሱ ዝደልዮ መሪጹ ኣሎ።ኮንስቲቱሽን መሰልና ኣረጋጊጽዎ።ዕልልልልልል እተን ኣይሮፕላናትና ኸ ብድሓንዶ ተመሊሰን ይኾና!!

    god ,Very funny..you could not create me as a spider or even fly ..you want me to burn,,you made me Eritrean..!!Actually you made me Abissinyan to separate me from my Bedewin Husbands !!

  • m May 25, 2014

    bitami zehferr eyu natna neger entay coff eilka ab sudan kolelll kab mibal kedka meswati keffilka free mukan yihaysh

  • danny May 25, 2014

    The only place in the whole wide world that is free of PFDJ infection is Ethiopia.

  • oromay May 26, 2014

    The reason for kidnapping back to Eritrea was this time around, they cannot traffic them to Sinai and demand money. They have been exposed globally. Beshir has been coerced to pay his debts, support in Darfur in alliance with the mercenary djanjaweets. Now, it is time for the criminal, dubbed field marshal like Id Amin, to payback in term s of power supply and gasoline. As the Eritran regime cannot beg electricity handouts, it has to cry for help indirectly.

    • THE NOBLE TEACHER May 26, 2014

      oromay,

      In my opinion europe is overflooding with Eritrean refugees that is why E.U members Eritrea & Ethiopia are meeting in the Sudan.While people in first world have no shortage of kidney transplant ,thanks to EPLF/PFDJ & our Arab brethren..but they do not like Eritreans crossing through Libya..there is no kidney that way.

  • oromay May 26, 2014

    Electricity handouts from Ethiopia. “Look the “”weyane”” governmet didnot object if I take from the Sudan. Who can stop to buy electricity from Ethiopia? But I donot have hard currency.” Kikiki. “Wait a minute, as you know I like

  • selamawit2 May 26, 2014

    Hi brothers and sisters,

    do you know by absolutley fevorite comment on Eritreans and Eritrea:

    “I do care for our Eritrean people.We are Eritreans ,not because we hate & foolishly put down Amharas & Tegaru of Tigray,but because we have rich loving culture & our national identity is Eritreans….
    WE ARE ALL ERITREANS, NOT ASHAMED OF OUR TRIBAL /RELIGIOUS/REGIONAL IDENTITY.”

    I admit that i just borrowed it.

    I am Not the author of the comment. The real author is the…

    ONE (HUNDRED) AND ONLY
    MEHRETU HABTE PAWLOS aka SYE aka NOBLE TEACHE (nibble brains etcher)…aka…aka…(k)aka…

    Just look and see – isn’t he a TWISTED multiple personality ???

    MEHRETU HABTE on March 2, 2013 at 11:00 pm said:

    http://demo.archive.assenna.com/here-and-there-ii/
    (please scroll down)

    😉

    • Asghedom Woldeghiorghis May 26, 2014

      You are not very my clever selamawit, no one is ashemed of what he is. What prople are saying is the vondition of eritrean prople and youth.
      We rae looding our culture, we failed what is good and bad. We are cresting enemies, which should not and create unesistente friends. We are afraid of our existance Selemawit. Thise who born abtosd are not eritreans, they are another people, and this is enough to understand thevgravity of the situation.
      next generstion will go in search of the lodt culture, but it will never be pure as we have now. After many years out side eritrea i sm not completly eritrea because have changed a lot my mother culture and others are not far from me othrr brithers, may be worse.

      • selamawit2 May 26, 2014

        Asghedom Woldeghiorghis, come on please, convince me you have “cleverness” – cause i am not very impressed yet.
        Do you understand his evil hidden agenda or are you a part of his babysized team?

        This (unhu)man with multiple personalities aka (wannabe) noble teacher is calling
        every generation of eritreans (grandparents, parents, sisters, brothers, the lost kids in senai etc.)
        vomit of ethioipia, lazar suffering from AIDS & advanced cancer, prostitutes, arab / italian slaves (all eritrean generations…!!!)
        And well, well, well just one year ago he was saying exactly the opposit (see my favorite comment)…

      • THE NOBLE TEACHER May 26, 2014

        Respected Asghedom Woldeghiorghis,

        Selamawit2 is a very honest & emotional person.She truly believes I am being ,cruel ,insensitive & ass. And she is right to a certain point, as this is not Oprah Winfrey or Dr, Phil Good’s show.
        While sensitivity is important ,..when our house is on fire & bedoin’s d**k is stuck in our behind ,it is not time for nicety.
        I am mad on my age group and trying to save twelve year old girls like Selamawit2,I honestly do not know her age ,I am just guessing based on her elementary school style opinion.
        I do not have enemity with her..but we have got to be nice to small boys & girls ,as one day when she reaches adult age ,she would make some lucky guys ex-wife.

        Be sensitive Asghedom ,I know you are

        Uncle TNT,aka SYE,aka MEHRETU HABTE PAULOS,aka YUGOSLAVO ERITREAN .

        • selamawit2 May 28, 2014

          ONLY THE HONEST CAN AFFORD HAVING NOOO CAPACITY OF REMEMBERING! 😀

          quote: “Selamawit2 is a very honest & emotional person”.
          very, very funny – just about one week ago he was describing me as a peace hating, coward liar.
          what a joke is this troll?!

          In contrast to Binia,m who is really anjal, this troll knows the truth. ‘Cause only those who know the truth can twist it the way he does…

          Asghedom Woldeghiorghis, this is my advice to you:
          he doesn’t seem, he IS a snake. Just look how he was cracking up he read the good news about were Dejens freedom. His attitude is very similar to that of DIA – with the differnce that Mehretu Habte isn’t able to carry at least “air”…:-)

  • THE NOBLE TEACHER May 26, 2014

    “PIA’s Bombshell Independence Day Announcement”
    I QUOTE……Written By Admin on May 24, 2014 | 3:12 PM
    By Bereket Kidane,(madote)

    President Isaias Afewerki’s bombshell Independence Day Announcement regarding the drafting of a new constitution does not come as a surprise to those of us who have been saying all along that President Isaias Afewerki, who is the George Washington of Eritrea because he was a leader during the fight for independence and later became its first President, and the current Government of Eritrea are keenly aware of the frailties of human nature and that when the time is right they will bequeath a working, constitutional government to the next generation. END OF QUOTE

    ማይ ዘይጥዓማ ኮንስቲቱሽን ሙዳዳ
    ዓርቢ ክትጅምርያ ሃገርና ተዓዊታ__ዕልልልልልል

    ሮዚና ድሙና____________ጌሮማ ፣ሓላዊት ጸባ
    ጰንጤ፣ንሜካ ስዑዲ ከይዶም____ ንመንፈሳዊ ኣኼባ
    ሸኽ ወልደየሱስ________ንቑርኣን ይሰብካ የንብባ
    ቀሺ መሓመድ______መስቀል የሳልማ ነሞይ ዘይነባ
    ብስሓቕ ከይትሞቱ እምበር ኤርትራ ኮንስቲቱሽን ረኺባ !!!

    ንሕልቕቲ ደርሆ________________ከታልልዋ
    ብረጕድ ምራን ___________ኣሲሮም የውድቕዋ
    ናይ ብላሽ ፊርማ ይልግሱላ____ሰብ ዓዲግራት፣ዓድዋ
    ኤውሮጳውያን፣ጸላም ቬትናም፣እስራኤላዊት_ እንተልዋ
    ጻሕተርተር ኣብዝሔት______ንደቂ ስባጋዲስ ነኒዋ
    ብቖረጣ ጌሮም_________መንገብገባ ምስ ኣርገፍዋ
    መኻልፍ እዩ በለት ፣________ዓዋን ሓፋሽ ስለ ዘለዋ
    ወዮ እታ ቆልዑ እንዳማታ፣__ ኣብ ድፋዕ ትበልዕ ቆሊዋ
    ደቀንስትዮ ትዕምጽ_____________መሪጻ ሐሕልዋ
    ሰብ ኡት ዓዳ ናብ ለዋጢን ትቕይር ኣዕራብ ስለ ዝኸፍልዋ
    ሙዳዳ ናይ ልግጫ ኮንስቲቱሽን ክትሕንጽጽ__ ንዑ ርኣይዋ !!!

    ቅኑዕ ሰብ እንተልክዎም_______ወሲዶምኒ ናብ ሓሳዊ
    በረድ እንተልክዎም ___________ኣቕረቡለይ ሓዊ
    ጅግና ሰብኣይ ተልክ ዎም_____ኣምጽኡለይ ኤርትራዊ
    ከም መርዓት ሃገረሰብ___________ተደቢሩ ዘእዊ
    ነጻነት ኢትዮጵያ ኣዲኡ ንዒቑ፣ ብኹርማጅ ሙዳዳ ዝረዊ
    ሰልፊ ናጽነት፣ኮንስቶቱሽን ሓንጢጣ ንገለድም መዔሸዊ !!!

    ኮንስቲቱሽን ክትግበር ዝሓታ ዝነበራ ተቓወምቲ ፣ባባ ኢሳያስ ድላየን ስለ ዝሃበን ፣እቲ ኮንስቲቱሽይን ዓርቢ ሰዓት ሓሙሽተን ፈረቓን ስለ ዝጅመር፣ሽዑኡ ቃልሰን ደው ከም ዘብላ ኣፍሊጠን !!!

POST A COMMENT