Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Breaking News: ን15 ዓመታት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ ተመቝሑ ዝጸንሐ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ካብ ካርሸሊ ፈንጢሱ ምስ ወጽአ ተሸሪቡ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ብወግዒ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ ተመቝሑ ን15 ዓመታት ክሳቐ ዝጸንሐ ምኩር ፓይሎት ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ደጀን ዓንደ ሕሸል፣ ካብቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ፣ ካርሸሊ፣ ፈንጢሱ ምስ ወጽአ ተሸሪቡ ከምዘሎ፣

ብወግዒ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ ተመቝሑ ን15 ዓመታት ክሳቐ ዝጸንሐ ምኩር ፓይሎት ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ደጀን ዓንደ ሕሸል፣ ካብቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ፣ ካርሸሊ፣ ፈንጢሱ ምስ ወጽአ ተሸሪቡ ከምዘሎ፣ እቶም ክረኽቡዎ ንክልተ ሰሙን መመላእታ ሸበድበድ ክብሉ ንኣስመራን ኤርትራ ብሓፈሻን በጽቢጾማ ዝቐነዩ ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ‘ውን ተስፋ ናብ ምቝራጽ ገጾም በጺሖም ምህላዎም ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ሓደ ንጉሆ ካብ ማእከላይ ቤትጽሕፈት ኣብያተ ማእሰርቲ ዝመጽአ ሓላፊ ናብ ካንሸሎ ካርሸሊ ብመኪናኡ ብምእታው፣ ከም ልሙድ ቆጸራ እሱራት እናካየደ ከሎ፣ ማዕጾ ናይታ መኪና ከምዘይተዓጽወ ዘስተብሃለ ደጀን፣ ብናህሪ ናብታ መኪና ኣትዩ፣ ሞተረ ብምልዓል ማዕጾ ፈንጢሱ ጽርግያ ኣኽርያ ሒዙ ከምዘምለጠ፣ ነታ መኪና ኣብ ከባቢ ምህራም ጭራ ገዲፉዋ ከምዝተሸርበ ይግለጽ።

ፓይሎት ደጀን፣ ካብቲ ቤትማእሰርቲ ፈንጢሱ ምስ ወጽአ ብኡንብኡ ናብ ጻዕቂ መካይን ስለዝተጸንበረ እቶም ቅጽበታዊ ስጉምቱ ሃንደበት ዝኾኖም ዋርድያታት ክትኩሱሉ ኣይከኣሉን።

ካብታ መዓልቲ እቲኣ ንደሓር ብሎኮታት ኣስመራ፣ ከም ብዓል ተሰነይ ዝኣመሰሉ ኣብ ዶባት ዝርከቡ መሰጋገሪታትን ተዓጽዮም ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ጽዑቕ ተፍትሽ ከካይዱ ከምዝቐነዩ፣ ህዝቢ ኣስመራ ‘ውን እንታይ ተረኺቡ ኢሉ ደንጽዩዎ ከምዝቐነየ ተፈሊጡ።

ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኣስመራ ንደጀን ምርካቡ ምስተሓለለ፣ ነቲ ጭውያ ኤርትራውያን ሳዕሪሩሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ነጻ ገይሩዎ ዝነበረ ‘ኬላታት’ እንደገና ዓጽዩ፣ መካይን ኣብ ምፍታሽ ተዋፊሩ ቀንዩ። ይኹን’እምበር ኣብዚ እዋን’ዚ እቲ ስርዓት ንደጀን ንምርካብ ከካይዶ ዝጸንሐ ጻዕሪ ተስፋ ኣብ ምቝራጽ ከምዝርከብ እቲ ሓበሬታ የመልክት።

እቲ ኣብ መጋቢት 1999 ብምልካዊ ርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሩ፣ ብዘይፍርዲ ኣብ ቤትማእሰርቲ ክበሊ ዝጸንሐ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ካብ ወለዱ ተጋደልቲ ኣቶ ዓንደ ሕሸልን ካብ  ወ/ሮ ስላስን ብ1975 ተወሊዱ፡ ብህጻኑ ኣብ ቤትምህርቲ ሰውራ ዓብዩ፡፡ ወላዲኡ ኣቶ ዓንደ ሕሸል ቅድሚ  ኤርትራ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ሓራ ምውጽኣ ኣብ ክፍሊ መጎዓዝያ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብዝለዓለ ሓልፍነት ንነዊሕ ዓመታት ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ እዩ፡፡

ኣብ 10ይ ዓመት ማእሰርቱ፣ ንደጀን ብዝምልከት ብ2009 ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣውጺእናዮ ዝነበርና ዛንታ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
83 COMMENTS
  • mera March 27, 2014

    ኤርትራውያን አንታዩ ዘቃውመና አንታይ አዩ ዘደግፈና አይ ንፈልጥን ኢናአ ካባኩም ካብ ቶኳሉኡ ዚመጽአ ለውጥ የለን ደናቁር ሃለውለው ጥራይ በሉኡ ማሕበር አንድነት ኤርትራ ን ኤርትራውያን

    • JonasYosief March 27, 2014

      ENTAY MALLETQA MUQAANU AYTEREDAANAN DEGAFFI NAAY WEDDI MEDHIN BERAD DIQA

  • Truly Truly i say to you March 27, 2014

    ናይ ሶርያ ንጉሥ ካባና ንእሥራኤል ሚስጥር እናገለጸ ንክንሳኣር ዝገብር ዘሎ( ካባናስ እቲ ምስ ንጉስ እስራኤል ዝሓሳቡ መን ምዃኑዶ ኣይትነግሩንን ኢኹም፧ ኢሉ ንጋላውኡ ምስ ሃተቶም ፣
    ሓደ ኻብቶም ገላውኡ ኸኣ፡ ጐይታይ ንጉስ፡ ከምኡ ኣይኰነን፡ ግናኸ ኤልሳእ፡ እቲ ኣብ እስራኤል ዘሎ ነብዪ፡ እቲ ኣብታ እትድቅሰላ ሕልፍኚ እተዛረብካዮ ዘረባ ንንጉስ እስራኤል ይነግሮ እዩ፡ በለ።
    ንሱ ድማ፡ ልኢኹ ኸምጽኦስ፡ ንሱ ኣበይ ከም ዘሎ ኺድ ርኣዩ፡ በለ። እንሆ፡ ኣብ ዶታን ኣሎ፡ ኢሎም ከኣ ነገርዎ።
    ሽዑ ኣፍራስን ሰረገላታትን ብዙሕ ሰራዊትን ገይሩ ናብኣ ሰደዶ፡ ብለይቲ መጺኦም ድማ ነታ ኸተማ ኸበብዋ።
    … ነብይ ኤልሳእ ድማ፡ ዎ እግዚኣብሄር፡ እልምነካ ኣሎኹ።
    ነዚ ህዝቢ እዚ ብዑረት ውቕዓዮ፡ ኢሉ ናብ እግዚኣብሄር ጸለየ። ከምቲ ቓል ኤልሳእ ድማ ብዑረት ወቕዖም። ኢሉ ቃል ኣምላኽ ኣብ
    2ይ መጽሓፍ ነገስት 6ይ ምዕራፍ ፍቅዲ 12-18 ከምዝነግረና ፣ ኣነውን ንሕግደፍ ጋላው ኣምላኽ ብዑረት ክወቕዖም እጽልይ ኣለኹ።

  • BINIYAM March 27, 2014

    amen amen amen amenn .hawey truly truly

  • BINIYAM March 27, 2014

    ZEIGERMEKKA GODENNAAA HAREINNEETT NABB MEFANNEWEIII REIISSSAAA EYYAA TEQEYEIRRAAA…ABEIEETTTT ZEBEILL EYYUU GEINNNAAA KIFANEWEUU EYYOMMM.

    • Suleiman Salim March 27, 2014

      ዓጋመስ ንነብስኻ ዝበለጸት ስም ሕረየላ እንተ ተባህለስ ” ቢንያም” በለ ይበሃል!! ሃ ሃ ሃ!!

      • Asghedom Woldeghiorghis March 27, 2014

        You are stupied mr. Suleman , hundred times stupied. How Eritrea support such ingnorant persone like you.

        • Suleiman Salim March 27, 2014

          ኣይተ ኣስገዶም ወልደጊዮርጊስ

          እንታይ ደኣ ኰንካ ጠራዕ-ራዕ ትብል ? ትግራዋይ ዲኻ?

      • belay nega March 27, 2014

        Suleman Salim,

        “ዓጋመስ ንነብስኻ ዝበለጸት ስም ሕረየላ እንተ ተባህለስ ” ቢንያም” በለ ይበሃል!! ሃ ሃ ሃ!!”

        አብ ሂወተይ ሓንቲ ካብ ዘጣዕሳኒ: ሳንቲም አዋጺኤሉ አብ ዘይፈልጥ ወብሳይት: “ዓጋመ” ኢለ ርእይቶ ምጽሓፈይ እዩ::
        ኤርትራውያን ክአ :ነቲ ተዋሂቡና ዘሎ ዕድል:”እንዳተኸባበርካ ምውጥጣር” ምሕላው አገዳሲ ይመስለኒ

  • shaebiayiwdek March 27, 2014

    Hero!!! Proud of you Dejen. Demise to PFDJ!!! I really want to see change in my country. Change is soon. Isaias is soon to be executed. Fall fall fall to Isaias. Dictator Isaias is soon to fall. Ajokum deki adey.

  • Hidat March 27, 2014

    BINYAM TELMEDEN
    AB TIHTI FETARI BKILXEMOM HARA ZEWEXEWOOOOO GODENA HARENET DEA TELEWU SHENEN YEBELELU ENTETESEWU DEMA ABTI NAY MECHRESHA MEREFEOM BGODENA HARENET ENTEHALEFE TEGEREMKA DEKI MENGESTU HAILEMARIAM ENBI YALESEW TEIT AGURESEW DEKA NAFEKAYO ABTI GODENA HARENT KEMTI NAY MEWEDETA SEBATAT.

  • halengi March 27, 2014

    suleiman aka beal mesinas aitegagekan dedhri adgi zikede koinu hade ainet eiom zehsbu zerugat meanta

    • Suleiman Salim March 27, 2014

      ሓለንጊ

      ናብ ብሓቂ ዝሩጋት መዓንጣ። እዚ ብመሰረቱ መዓንጣ እንተ ኣለዎም ማለት እዩ። እቲ ዝገርመካ ኣይሓፍሩን ኣይሓንኩም እዮም ከኣ። ኣብ ዝበስበሰ ቱሽቱሽ ናይ ወያነ ኣቲኻስ ንኤርትራ ዲሞክራሲ ከምጽኣላ እየ ድማ ይበሃለለይ።

  • Simerrr2012 March 27, 2014

    Month of March is the best Month of the year for Eritreans wife of Wedi Ali came to Norway and General of Higdef leave Eritrea and the world one by three…now the poor Pilot may be in save place and we have still 4 more days to the end of March,,,,more good news to come ..ajona deki Eri,…God is on the people side now. Tsbuk Asmana goytana

    • Suleiman Salim March 27, 2014

      ኤርትራዊ ኣይኮንካን።

  • afro March 27, 2014

    Mera:asha libi dagusha, men ybluka nska ke.neti hagern hzbn zetf’e zelo degifkas hagerawi kibehaleley, mushmush.niska thsho thamamsho andnet.eti re’eska entay eyu meli’u zelo, hamham.

  • Yosief March 27, 2014

    Guys write me the news please I have no geeze

POST A COMMENT