መሪሕነት ሃማደኤ የማናይ ኢድ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ!
ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ንተወፋይነትን ጅግንነትን ስውኣት ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን እናኣልዓልካ ኣብቲ እትደልዮ ዕላማ መብጽሕን መደልደሊ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ ምግባርን ልሙድ ኮይኑ’ሎ።