ታሪኽ ህዝባዊ ግንባርን ምስጢራዊ ሰልፉን – 3ይ ክፋል
ኣብ 2ይ ክፋል ጽሑፈይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ መስርሕ ቃልሱ ንናቱ ስልጣን እምበር ንጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ ቀዳምነት ይህቦ ከምዘይነበረ ሓቢረ ነይረ፡፡ ካብዚ ድርኺት’ዚ ነቒሉ ሓደ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዚመስረተ ‘ውን ተኸታቲልና፡፡ ኣብ 1977 ዓ.ም. ድማ ሓቅን ፈጠራን ደባሊቑ ነቲ ናይ ሰልፊን ናይ ውድብን ዝሰመዮ ጉባኤታቱ ከምዘካየዶ ርኢና፡፡