ጻውዒት ንተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ፡ ንምስሳን ድምጺ ኣሰና እታ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ፈተውታ ብዘበርከቱዎ ወለንታዊ ፋይናንሳዊ ወፈያ ናብ ኤርትራ ብሳተላይት እተመሓላልፎ መደባት ራድዮ ዝጀመረትን ዘሳለየትን ድምጺ ኣሰና፡ ንዝሓለፈ ሓያለ ኣዋርሕ፡ ኣብ ኣመሪካ ዝርከቡ መሓዙት ኣሰና ብዘካየዱዎ ዘይሕለል ጎስጓስን ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ግዱሳት ብዝሃቡዎ ኣውንታዊ ምላሽን ከም ዝተጠወረት ብምምልካት፡ ናይ‘ዚ ወርሒ ‘ዚ ባጀታ ብተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ ክሽፈን ዘለዋ ተስፋ እናገለጸት፡ ነታ ድምጺ ህዝቢ ኮይና ዘላ ድምጺ ኣሰና ንምስሳን፡ ተቐማጦ ለንደንን መላእ ዓባይ ብሪጣንያን ኢደይ ኢድካ ክብሉ ተዘኻኽር። Continue reading January 23, 2010 1:41 pmassenna001731Views SHARE እታ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ፈተውታ ብዘበርከቱዎ ወለንታዊ ፋይናንሳዊ ወፈያ ናብ ኤርትራ ብሳተላይት እተመሓላልፎ መደባት ራድዮ ዝጀመረትን ዘሳለየትን ድምጺ ኣሰና፡ ንዝሓለፈ ሓያለ ኣዋርሕ፡ ኣብ ኣመሪካ ዝርከቡ መሓዙት ኣሰና ብዘካየዱዎ ዘይሕለል ጎስጓስን ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ግዱሳት ብዝሃቡዎ ኣውንታዊ ምላሽን ከም ዝተጠወረት ብምምልካት፡ ናይ‘ዚ ወርሒ ‘ዚ ባጀታ ብተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ ክሽፈን ዘለዋ ተስፋ እናገለጸት፡ ነታ ድምጺ ህዝቢ ኮይና ዘላ ድምጺ ኣሰና ንምስሳን፡ ተቐማጦ ለንደንን መላእ ዓባይ ብሪጣንያን ኢደይ ኢድካ ክብሉ ተዘኻኽር። Continue reading POST TAGS: ንምስሳንንተቐማጦኣሰናእንግሊዝ፡ዓዲድምጺጻውዒት