ብ ኣማኑአል ሳህለ ኣስታት 20 ዓመታት ይገብር፡ ኣብ ኣስመራ፡ እቲ ኣብ ጥቓ ገዛይ ኣብ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ተሰቒሉ ዝነበረ ታቤላ፡ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ዚብል ጽሑፍ ዝሓዘ እዩ ነይሩ። ብልበይ ድማ፡ እዛ ፍትሒ እትብል ቃልሲ ክሳዕ ክንደይ እያ ተናዒቓ ዘላ፡ ክሳዕ መኣስከ እያ ተናዒቓ ክትነብር ተመዲቡላ ዘሎ፡
https://www.youtube.com/watch?v=0HfFwlFg7J0
https://www.youtube.com/watch?v=qrByNlCpa-Q&feature=youtu.be
Many Eritreans quietly commemorate the “referendum day” every year. The commemoration is in celebration the Eritrean struggle finally liberated the whole country in 1991. The total liberation of the country imposed referendum to be held in 1993, which resulted in the Eritrean people’s 99.83% “Yes”
https://www.youtube.com/watch?v=NGNuEGIUK2k&feature=youtu.be
መራሒ ሰሜን ኮርያ፡ ኪም ጆን ኡን፡ ከምኡ `ውን ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ሙን ጃ-ኢን ብናይ ኮርያ ኣቆጻጽራ ሎሚ ሰዓት 9 ንጉሆ ኣብቲ ብ demilitarized zone ዝፍለጥ ካብ ወተሃደራዊ ህላወ ነጻ ዝኾነ ዶባት ክልቲአን ሃገራት ብኣካል ተራኺቦም ታሪኻዊ ናይ ሰላም ውዕል ድሕሪ ምፍርራም ነቲ ን65 ዓመት ዝጸንሐ
ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ምዓልታት ሓደ ተኽለ ሰንበት ዝተባህለ ናይ ኮለኔል መዓርግ ዘለዎ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብ ኤርትራ ኣምሊጡ ብወገን ሰዋኪን ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዉ ክጭውዩዎ ናብ ሱዳን ሰሊኾም ዝኣተዉ 6 ስለያ ምክትታል ዶባት ኤርትራ ብ ጸጥታ ሱዳን ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት
https://www.youtube.com/watch?v=NDAuSei19PY
https://www.youtube.com/watch?v=CTb7dXCMhmY&feature=youtu.be
I thank Assenna for having been our main channel of communication. I congratulate it for its Radio drive directly to Eritrea. This is very good for the voiceless people that needs to be assisted by peace loving Eritreans from all corners of the world. I
North Korean leader Kim Jong Un and the South's President Moon Jae-in shook hands Friday over the Military Demarcation Line that divides their countries in a gesture laden with symbolism ahead of a historic summit. "I am happy to meet you," Moon told Kim before the
https://www.youtube.com/watch?v=vM7hB8PEQWU
ማዕከናት ዜና ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣምባሳደር ዶናልድ ያማማቶ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፡ ድሕሪ 14 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ዑደት ብምፍጻም ምስ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ምርኻቡ ብምጥቃስ፡ “እቶም ‘ከነጥፍኣኩም ኢና፡ ኣይንፈትወኩምን ኢና’ ዝብሉና ዝነበሩ ጸላእትና፡ ጽንዓትናን ሓቅነትናን ስለዝሰዓረ፡ ‘በጃኹም ተዓራረኹና ፍተዉና’ ይብሉና ኣለው” ብምባል ዋጥየንን ኣቃጪጨንን። እንተኾነ
https://www.youtube.com/watch?v=DyPRv6Jqnv4&feature=youtu.be
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ከባቢ 1962፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ተምሃራይ ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡ ኣብታ ከተማ ዚቕመጡ ኤርትራውያን ብዙሓት ኣይነበሩን። እቶም ዝነበሩ ግን፡ ካብ ሰቦምን ዓዶምን ባህሎምን ርሒቖም ብምንባሮም፡ ዚእክቦምን መንነቶም ዚሕልወሎምን፡ ስምዒት ውሕስነት ዚህቦምን መፍትሔ ንኺረኽቡ ነዊሕ ግዜ ኣይወሰደሎምን። ኣብቲ እዋንቲ እዩ ማሕበር ምትሕግጋዝ ሰምዓሰም
ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ከም ሕብረተ-ሰብን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ሕቶታት፡ ኣንበብቲ ቅድሚ ነዛ ጽሕፍቲ ምንባብ ምጅማሮም ክምልስወን ዝደልየን ሕቶታት ብምቕዳም ጽሑፎይ ክጅምር ይደሊ። ንሳተን ካኣ እዘን ዝስዕባ ኢየን፦ ሀ) ናይ መጀመሪያ መምህርካ/ኪ መን ነበረ/ነበረት? ለ)ሃገርካ/ኪ ትፈቱ/ትፈትዊ ዶ? መልስኻ/ኺ እወ እንተኾይኑ፡ ብኸመይን
No more deportation orders will be served on illegal immigrants, the state told the High Court of Justice on Tuesday, adding that all existing orders have been cancelled. By: TPS, with additional reporting from World Israel News Staff “At this stage there is no possibility to carry
https://www.youtube.com/watch?v=WgzIj4nVqjo&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=p5YWN_3Gabk&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=BEH3PykQ2m8
The United States Department of State on Saturday announced that a top official on African Affairs was due to tour three East African countries between April 22 – April 26. Principal Deputy Assistant Secretary for African Affairs Ambassador Donald Y. Yamamoto will start off his tour
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ `ኣካይዳና ገምጋም የድልዮ ኣሎ፡ ምትእትታው ህግደፍ ኣብ ዕማማት ሚንስትሪታት ገደብ ይገበረሉ፡ ንብረት ህዝብን ሃገርን ብፍላይ ኣታዊታት ወርቂ ዕደና ቢሻ ወግዓዊ ጸብጻብ ክግበረሉ ኣለዎ` ብምባል ኣብ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኣትሪሩ ተቓውሞኡ ብምግላጽ፡ ኣብ ትሕቲ ውልቀምልካዊ ምሕደራኡ ምምብርካኽ ዝኣበየ ፡ ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ብርሃነ ኣብረሀ፡ ከምቲ
ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ደገፍትን ኣዕሩኽን ኣሰና፡ ኣብ ዳግማይ ምጅማር ሳትላይት ራድዮ ኣሰና ናብ ኤርትራ ተወሳኺ ገንዘባዊ ሓገዝ ክገብሩ ንዘቕረብናሎም ጻውዒት ኣውንታዊ ምላሽ ብምሃብ ኣበርክቶ ክገብሩ ጀሚሮም ኣለዉ። በዚ መሰረት፡ ሓደ ስሙ ክዕቀበሉ ዝደለየ ግዱስ ደጋፊ ኣሰና ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሓደ ሽሕ ዶላር ኣመሪካ
https://www.youtube.com/watch?v=eRL_jeIyTjo&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=_oO3g98cclk&feature=youtu.be
ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራት ኤርትራውያን፡ ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብ ክፍሊት ሳተላይት ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ኣቋሪጻ ዝጸንሐት ራድዮ ኣሰና፡ ፍትሕን ሰላምን ህዝቢ ኤርትራ ዘገድሶም ውፉያት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ `ንሕና ከለና እታ ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና ደው ክትብል የብላን` ኢሎም፡ ናይ ሳተላይት ወጻኢታታ ክሽፍኑ ብዝኣተዉዎ
ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራት ኤርትራውያን፡ ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብ ክፍሊት ሳተላይት ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ኣቋሪጻ ዝጸንሐት ራድዮ ኣሰና፡ ፍትሕን ሰላምን ህዝቢ ኤርትራ ዘገድሶም ውፉያት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ `ንሕና ከለና እታ ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና ደው ክትብል የብላን` ኢሎም፡ ናይ ሳተላይት ወጻኢታታ ክሽፍኑ ብዝኣተዉዎ
https://www.youtube.com/watch?v=Fg1QCnoQb5k&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=W3FjJwN25Yc&feature=youtu.be
ኣእምሮ ተሓለቕቲ (The mind of apologists) ብ ኣማኑኤል ሳህለ ሽሕኳ ክንዲ ብጹሕ ውላድካ ኣይትምሓል እንተ ተባህለ፡ ኣደይ ለቱ ግን ነቲ እንኮ ውላደን፡ ኣብ ኩሉ ኩነታትን ኣጋጣምታትን እየን ዚሕለቓሉ ዝነበራ። ሓደ እዋን ብስርቂ ተኸሲሱ ምስ ተኣስረ፡ ወደይ ከምዚ ኣይገብርን እዩ፡ ዘጋገዩዎ ድማ እፈልጦም እየ፡ ደኣ እየን ዝበላ እምበር፡
https://www.youtube.com/watch?v=eeEGz5EvGyg
https://www.youtube.com/watch?v=TjIWWVuphOs
Testimony of Maria Burnett, East and Horn of Africa Director, at the Tom Lantos Human Rights Commission Co-Chairman Hultgren and members of the Commission, thank you for the invitation to testify today. Thousands of Eritreans, many of them young, flee Eritrea every month. This means Eritrea is losing
ኣብ ዝኾነ ሕብረተሰብ፡ ተራ ስነ ጥበብን ስነ-ጥበኛታትን፡ “ኣገዳሲ’ዩ፡ ልዑል’ዩ” ኢልካ ብተራ ቃል ዝግለጽ ኣይኮነን። ስነ ጥበብ ኣብ ዝተፈላለየ ሕብረተሰብን መዋእልን ሓደ’ኳ እንተዘይኮነ፡ ናይ ሓባር፡ መግለጽን መለክዕን ግን ኣለዎ። ብመልክዕ ስነ-ጥበብ፡ ንእንታይነት ሕብረተሰብ፡ ጠባያት ሰባት፡ ጸበባን ራህዋን፡ ሓዘንን ሓጎስን፡ ስስዐን ልግስን፡ ትህኪትን ህርኩትነትን፡ ድኽነትን ሃብትን፡ ፍቅርን
https://www.youtube.com/watch?v=h95agGIqjdY&feature=youtu.be
Flights have resumed at Ethiopia’s Bole International Airport after what was described as a rare but also brief industrial action that led to the grounding of flights on Tuesday morning. State TV confirmed that the refusal of air traffic controllers to take up post had led
Eritreans Have a Profound Sense of Their Own History: A Response to Getachew Reda By Petros Tesfagiorgis I do not want to reply to Getachew Red’s article and claims point by point as it is full of fallacies and emotional assertions. Let me explain again what