ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ትማሊ ሰንበት 4 ጥቅምቲ፡ 95 ሬሳ ብማዕበል ተገፊዑ ከም እተረኽበ ማሕበርነታዊ ዓለም (world socialist website) ዝተባህለ ማዕከን ዜና ንማሕበር ግብረ ሰናይ ቀያሕ ወርሒ ብምጥቃስ ገሊጹ፡፡ ኣፈኛ’ቲ ማሕበር መሓመድ ኣል መስራቲ፡ 85 ሬሳ ኣብ ገምገም ትሪፖሊ፡ 10 ድማ ኣብ’ታ ስደተኛታት ዝዋፈሩላ ሳባርታ
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ትማሊ ሰንበት 4 ጥቅምቲ፡ 95 ሬሳ ብማዕበል ተገፊዑ ከም እተረኽበ ማሕበርነታዊ ዓለም (world socialist website) ዝተባህለ ማዕከን ዜና ንማሕበር ግብረ ሰናይ ቀያሕ ወርሒ ብምጥቃስ ገሊጹ፡፡ ኣፈኛ’ቲ ማሕበር መሓመድ ኣል መስራቲ፡ 85 ሬሳ ኣብ ገምገም ትሪፖሊ፡ 10 ድማ ኣብ’ታ ስደተኛታት ዝዋፈሩላ ሳባርታ
Addis Ababa (AFP) - Ethiopian Prime Minister Hailemariam Desalegn was re-elected as prime minister Monday for a second term in widely expected result with the ruling coalition holding all seats in parliament. The 50-year-old Hailemariam has overseen a smooth transition in the vast Horn of Africa
By AHMED AL-HAJ, Associated Press SANAA, Yemen (AP) — Fierce battles raged between pro-government fighters clashing with Shiite Houthi rebels and allied military units along Yemen's Red Sea coast Sunday, Yemeni security officials said. The officials, who remain neutral in the conflict that has splintered the country,
ካብ ትማሊ ሰንበት ኣትሒዙ፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ፣ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዝዳወብ መጻብቦ ባብ ኤል መንደብ ኣከባቢ፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲ መንግስቲ የመንን ተቓወምቲ ሕቱን ብርቱዕ ኵናት ይካየድ ከምዘሎ ኣሾሸይትድ ፕረስ፣ ንጸጥታዊ ምንጭታት የመን ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቶም ምስ መንግስቲ ይኹን ተቓወምቲ ጸግዒ ካብ ምውሳድ ተቖጢቦም
Eritrean Education and Publication Trust and Initiatives of Change (I of C - UK) have pleasure in inviting you to this seminar which brings together eminent researchers to answer this question. We hope that with their help, the participants will forge common understanding on the
https://www.youtube.com/watch?v=Yw8mU0OVLpM&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Hotel-Info_Newyork.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Judgement.pdf"]
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣብ መበል 70 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኤርትራ ንከባብን ዓለምን ሓደገኛ ከምዝኾነት ገሊጹ፡፡ ንሱ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝጋባእ ዘሎ ዋዕላ ኣብ ዘቕረቦ ጥርዓን፡ ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ 2008 ሰሜናዊ ግዝኣት ሃገሩ ድሕሪ ምውራሮም ነቲ ውጥረት ንምእላይ ብተደጋጋሚ ጥርዓን ከምዘቕረበ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Sherifo-and-Dan.pdf"]
ሎሚ 3 ጥቅምቲ 2015 መበል 2ይ ዓመት ናይቲ፡ ብ 3 ጥቅምቲ 2013 ዓመተም ምህረት፡ 368 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ ብጅምላ ዝሃለቑሉ ትራጀዲ እዩ። ካብቲ ሓደጋ `ቲ ዝደሓነ፡ ዓሚ ከምዚ እዋን፡ ንዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ህልቂት ላምፐዱዛ ኣመልኪቱ ‘ድሕነት ዘይትቕበለሉ ህሞት’ ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ዓይኒ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/CompAsmaraEng.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/CompAsmara.pdf"]
ቆልዓ ከለኹ ከይዓበኹ ጌና ከየስተማቐርኩ መቐረት ስድራና ኣቦይ ምስ ከደ ኣገልግሎት የዕብያትና ኣደይ ብኸርተት ኣይተዓደልኩን… ከም ቆልዓ ክስሕቕ ክጻወት ክሸይጥ ስለጀመርኩ ማስቲካ ሓለዋት እንዳሓወስኩ ሽጋራ ምስ ሶፍት እንዳኣተኹ ፍቖዶ እንዳ ባራት ሓደ እዋን ኤምፒ ሒዞምኒ እንዳቐጥቀጡ እንዳሰዓል ዳጎኑኒ ኣደይ ብኣይ ተሻቒላ ብዙሕ ለመነቶም ከዉጽኡኒ፡ እንዳነብዐት ዝርንዛሕ ንሶም ግን ኣይደንገጹን ወድኺ እንተደሊኺ ኢሎማ ገንዘብ ክፈልሉ በለቶም ካበይ 10 ሽሕ ከምጽኣሉ ኣቡኡ
https://www.youtube.com/watch?v=oOx36j8M1Xc&feature=youtu.be
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ኣብ ነፍስ ወከፍ ቤት ማእሰርቲ እናኸደ ልጓም ጠበንጃ ስሒቡ ሰባት ክቀትል፡ ብሰንሰለት ክሞቁሕ፡ ብዘይፍርዲ ክኣስር ካብ ስራሕ ከባርር፡ ከደስክል፡ ብዱላን ሓጺንን ክቅጥቅጥ ዓቅሚ የብሉን እምበር ኩሉ ባዕሉ ክፍጽሞ ፍስሃ ምወረሶ። ኤርትራዊ ክሳቀ፡ ክስደድ፡ ክመውት፡ ክበታተንን ክጠምን መምርሒታት ምውጻእን ትእዛዛት ምሃብን ግን መዓልታዊ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ምዕራብ እታ ሃገር ኣብ እትርከብ ከተማ መተማ 200 ነጋዶ ሰብ ከምዝኣሰረ ጋዜጠኛ ቢ.ቢ.ሲ ካብ’ቲ ቦታ ሓቢሩ፡፡ ንሱ ንኣመሓዳሪ እታ ምስ ሱዳን እትዳወብ ከተማ ብምጥቃስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ በታ ከተማ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ሱዳን ከምዝሰግሩ ገሊጹ፡፡ እቶም ስደተኛታት ኣብ ጉዕዞኦም ንሞትን መከራን
ሓደ ካብ ወደብ ካሌስ ናይ ፈረንሳ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክሰግር ዝፈተነ 20 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ ስደተኛ መንእሰይ ብናይ ጽዕነት ባቡር ተረጊጹ ከምዝሞተ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ንሱ ናብ ትማሊ 30 መስከረም ኣብ ዝወግሐ ለይቲ እዩ ብ ኣባላት ጸጥታ፣ ኣብ ካሌስ ኣብቲ ብChannel tunnel ዝፍለጥ መንገዲ ባቡር ሞይቱ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ሃገርና ከካይዶ ዝጸንሐ ኣባይቲ ህዝቢ ናይ ምፍራስ ተግባሩ ብምቕጻል ሎሚ ቕነ ኣብ ጎዳይፍን ሕምብርትን ዘካየዶ ወፈራ ዕንወት፣ መቐጸልታ ናይቲ ህዝባዊ ሓልዮት ዘይብሉ ኣዕናዊ ፖሊሲኡ ምዃኑ ነቲ ኩነታት ዘረጋገጹዎ ምንጭታት ሓቢሮም። ንሳቶም፣ “ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነዚ ናይ ዕንወት ተግባር ዝህቦ