[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/ድሃይስኒትማእከሉ.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/ድሃይስኒትማእከሉ.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Godefa_Moz_5.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=tsmEbY2J66U
https://www.youtube.com/watch?v=av9H3jy3R2k
መደበሩ ኣብ ዱባይ ኮይኑ ከም ሓላፊ ዕድጊ ክሰርሕ ዝጸንሐ የማናይ ኢድ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ (ሓጎስ ክሻ) ኣቶ መሓሪ ወልደስላሰ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ናብ ኣመሪካ ከምዝኸደ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቶ መሓሪ ካብ ኤርትራ ዝተዓደነ ወርቂ ዝርከቦም ጸጋታት ንወጻኢ ዝሸይጥ፣ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቱ ዝድለ ንብረት ካብ
https://www.youtube.com/watch?v=25mg-jvlXPc
ህዝብና ኣብ ባሕሪ ይጥሕል ሕግደፋዊ ተሓጒሱ ይዘልል Tesfamariame W/giorgis 17/08/2014 Oslo Norway ህግደፋውያን ተማዒዶም ዘይሰምዑ መርከብ ኣብ ባሕሪ ጥሒላ ተሰምዑ ንሓዘን ናብ ደስታ ቀይሮም ዝስዕስዑ ዎኖም ዝልዓሎም ህዝቦም እናጠፍኡ ህግደፍ ተንኮለኛ ኣርዮስ ተካል ግብሪ ኣብ ክልተ ደምበ ገሚዑና ኣትዩናቁሪ ሓደ ወገን ተባዕ ብህዝቡ ተስቆርቋሪ ትሓደ ወገን ድማ ፈሽኳል መቀባጠሪ ኣቲ ወርቂ ሕልማ ደረቕ ኣቻዮ ማህጸና ድህልቲ ውቃቤ ጋኒን
VISIONARY ERITREANS STANDING FOR ERITREA AT THE UNITED NATIONS YOUTH ASSEMBLY EDITED BY: TESFAGABIR BERHE TESFU (GEORGE) SOUTH AFRICA Vanessa Berhe and Meron Semedar has successfully voiced the plight of Eritreans at the 14th Annual United Nations Youth Assembly (UNYA). The event took place at the United Nations
https://www.youtube.com/watch?v=8UDx5MukB6U&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=gD_XraBEIJk#t=18
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪቡሊ፣ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ቦታ ኣስታት 700 ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብኹሉ ኩርናዓት ብውግእ ተኸቢቦም፣ ህይወቶም ንምድሓን ናብ ዘብሉዎ ጠፊኡዎም ኣብ ከቢድ ራዕዲ ይርከቡ ከምዘለዉ ኣብቲ መዋጥር ዝርከቡ መሳኪን ኤርትራውያን ግዳያት ብቴለፎን ኣብ ዝሃቡና ሓበሬታ ኣፍሊጦም። ንሳቶም ልዕሊ
https://www.youtube.com/watch?v=TWLzJaot3z0
The justice minister Karen Hækkerup has announced that she wants to look into the increasing number of asylum-seekers hailing from the east African country of Eritrea. Last month Denmark experienced 510 asylum seekers from Eritrea, compared to an average of about ten per month during the
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Bay_area_Article-Aug.pdf"] Richmond, Mayor Gail McLaughline ድሓር ብኣካል ኣኼባና ንደሞክራስያዊ ቃልስናን ንማሕበርናን ናይ ደገፍ ደብዳቤ አስዒባ ሊኢኻትልና (ቕዳሕጥብቆተመልከት)። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Letter-From-The-Mayor-Tigrigna.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Letter-to-BA-EDC-from-Mayor-McLaughlin.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Auditorium-Proposed-Policy-on-Human-Rights.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=t7hcB0iu79o#t=232
እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ዞባ ቴለማርክ ኣብ ከተማ ሽየንን ከባቢኣን (ኖርወይ) ብጕልባብ ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጕኦይትኦም ዝተባህለ ወይጦ ህግደፍ ዝምልከት እዩ። ጎይትኦም፡ ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ስዑዲ ንህግደፍ ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት ኣቢሉ ናብ ኖርወይ መጺኡ። ካብ ሽዑ ኣትሒዙ ድማ ብዘተፈላለየ መልክዕ መጋበርያ
ሬሳ ከይትቐብር *በድኒ ናይ ሃገርካ *ካብ ዝመውት ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ኣብ ስደት ክትመውት ካብ ፌራ ሃዲምካ ኣንታ ሓዊ ስውእ ናጽነት ዘምጻእካ ኣንታ ወዲ ስውእ'ወ ዶባትካ ዘውሓስካ *ንዘላሚ ስርዓት ብበትሩ ቀጺዕካ *ንረጋጺ፡ ንጨቋኒ ታሪኽ ዘይትደግም ቅያ ኣያታትካ! ሕድሪ ስውኣትና ቃልካ ከይትፍጽም ጸላም ተጎልቢብካ ካብ ሬሳ ክትሃድም ክሳዕ መዓስ ኢኻ ብስደት ክትሓልም ተበራበር'ንዶ ስቓይና ከኽትም! እቲ ኣብ *ዙይን ዘሎ
By Mohamed Taha Tewekel, Wednesday, August 13, 2014 ADDIS ABABA – Djibouti on Wednesday called for the release of a military officer allegedly captured by the Eritrean army. "Eritrea must release the military officer it captured on July 25," the Djiboutian Defense Ministry said in a statement. The ministry
https://www.youtube.com/watch?v=eE1_ULQH2vs#!
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Call_urgent_ref_dtails.pdf"]
ኣብ ሰያትል ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን 16 ነሓሰ ኣብ ካሊፎርንያ ከካይዶ መዲቡዎ ዘሎ ፈንጠዝያ ፈስቲቫል ንምፍሻል ኣብ ጎድኒ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተሰሊፎም ክውዕሉ ይሻባሸቡ ከምዘለዉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ኣባላት ቦርድ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንፍትሕን ደሞክራስን ሰያትል ኣብ ዝገበሩዎ ኣኼባ፣
መጠንቐቕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ስደተኛ ተደናጋጺ ህ.ግ.ደ.ፍ ብሰንኪ ክቱር ፍርሒ፡ ፍሉይ ረብሓ ወይውን ምሒር የዋህነት ምስ ህ.ግ.ደ.ፍ ትደናገጹ ዘለኹም፡ ኣብ ሕ.መ.ኣ፡ ካናዳ፡ ኤውሮጳ፡ አወስትራልያን ማእከላይ ምብራቕን ትነብሩ ዘለኹም ስደተኛታት ኤርትራውያን ኩሉኹም። እዚ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲትኩም መሰል ናይ መስርሒ ፍቓድ፡ መንበሪ ፍቓድ፡ ዜግነት፡ መንግስታዊ ደገፍ (ሓገዝ ናይ መግቢ፡
መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ፡ ቁጽሪ ሽዱሽተ፥ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ ኣገዳሲት መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ? “There is no doubt that language is not just a communication tool. It is more than that.
ኣብ ሊብያ ምስራታ ኣብ ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ተኣሲሮም ካብ ዝርከቡ ልዕሊ 650 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ተተኮስቲ ናብ መካይን ክጽዕኑ ዝተገደዱ ደቂ ተባዕትዮ ብዝተፈንጀሮም ቦምባ ከቢድ ብረት ይኹን ነታጕ ዛጊት ዘይተረጋገጸ ተተኳሲ 7 ክውግኡ ከለዉ፣ ዝሞቱ ክህልዉ ከምዝኽእሉ፣ ነቶም ቁሱላት ደቂ ተባዕትዮ ብዓይነን ዝረኣያ እሱራት ደቀንስትዮ ምስ ድምጺ
https://www.youtube.com/watch?v=6ZFT4bam6Uk&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Eritreas-Youth-exodus-3.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/URGENT_CALL_F.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=EToR6eUFDCU
ግፋ ባኒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ሹቕ፣ ከባቢ እንዳደርሁ፣ ወተሃደራት ከተማ ብምውፋር፣ ኣብ ጽርግያ ንዝሽየጥ ዝነበረ ባኒ፣ ክገፍፍ ውዒሉ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ባኒ ብመቝነን ከም ዝሽየጥ ስለዝገብሮ፣ ስድራቤታት ከኣ እቲ ብዓቐን ዝወሃበን ባኒ ስለዘይኣኽለን እየን ካብቲ ናይ ጽርግያ ክገዝኣ ዝግደዳ ዘለዋ። ኣብዚ እዋን’ዚ ንሓደ ኩንታል
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ጭፍርኡን ንጥፍኣትካ ተዓጢቖም ከምዘለዉ ክሳብ ሕጂ ኣይተገንዘብካዮን ኣይንብልን። እቲ ኣመና ዝእግም ነገርስ፣ ጸላኢኻ ንጥፍኣትካ ክዕጠቕ ከሎ፣ ንድሕነትካ ዘይምዕጣቕካ እዩ። ከምቲ ካብ ቃላት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ደጋጊምካ ዝሰማዕካዮ፣ ነቶም ወርሓዊ ክልተ ሽሕ ንሱዳን፣ ክልተ ሽሕ ንኢትዮጵያ፣ ካብኡ ብዝወሓደ ቁጽሪ ኸኣ ንጅቡትን
https://www.youtube.com/watch?v=HzfPOGxnGNo&feature=youtu.be
Abu Abdullah, a 20-year-old British Eritrean man who is a convert to Islam, told BBC Two's Newsnight programme he was "one of the few" British fighters to have fought in Iraq. Read More: BBC- Briton says he has been fighting alongside militants in Iraq
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Weldu_bahri_corrected.pdf"]
Current Situation of Eritrea Red Sea Afar people mainly youth and women are fleeing the country. This is not the routine fleeing the country experience, but new condition is that the daily number fleeing the repressive regime has increased significantly. The daily reports of persons fleeing
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Mezeker_Sofia.pdf"]
In my last article I mentioned only the light-weight crimes against the Eritrean people and disturbing the calm waters of our neigbouring countries like Ethiopia,The Sudan,Yemen and lately Djibouti at a high cost of lives. However weak the President seems to be at this moment,
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Embaderho.pdf"]
AFP/ DONGOLA (Sudan) - Hundreds of exhausted illegal migrants reached the safety of a northern Sudanese town Saturday after 10 people died when human traffickers abandoned them in the desert. A convoy of trucks escorted by armed security forces delivered the migrants to Dongola after a journey of hundreds
UPDATE: ብዛዕባ ‘ታ ብ 28 ሰነ 2014 ካብ ሊብያ ምስ ተበገሰት ደሃይ ኣጥፊኣ ዘላ ጃልባ። ኣብ’ዚ ሳልስቲ፣ መርድእ ናይ ሓደ ካብቶም ኣብ ሊስታ ደሃይ ዘጥፍኡ ኤርትራውያን፣ ተመዝጊቡ ዝነበረ ሓምደ ዩኤል ከም ኣሰር ናይታ ካብ 28 ሰነ ኣትሒዛ ደሃይ ኣጥፊኣ ዝወረሐት፣ ኣፈናዊ ሓበሬታ ሂብናኩም ኔርና። እንተኾነ፣ ሓምደ