መቸም እዛ ደርፊ ናይ ኣቶ ኣተወብርሃን ሰጊድ ዝተደርፈትላ ግዜ እንክንዝክር፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ግዜ ምፍራስ ፈደረሽን ኤርትራ ዘርከብና እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ እዚያዳ ተምሳጥን ተዘክሮን ጠቡላሕታን ዝገደፈ ህሞት እዩ። እምበኣርከስ እቲ ታሪኽ ከምዚ እዩ። ኣብቲ እዋን ካብቶም ቀዳማይ ተሓባባሪ ስርዓት ኢትዮጵያን መሓዛ ሃጸየ ሃይለስላሴ ዝነበረ
መቸም እዛ ደርፊ ናይ ኣቶ ኣተወብርሃን ሰጊድ ዝተደርፈትላ ግዜ እንክንዝክር፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ግዜ ምፍራስ ፈደረሽን ኤርትራ ዘርከብና እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ እዚያዳ ተምሳጥን ተዘክሮን ጠቡላሕታን ዝገደፈ ህሞት እዩ። እምበኣርከስ እቲ ታሪኽ ከምዚ እዩ። ኣብቲ እዋን ካብቶም ቀዳማይ ተሓባባሪ ስርዓት ኢትዮጵያን መሓዛ ሃጸየ ሃይለስላሴ ዝነበረ
መልቀስ ንመምህር መዋእል መብራህቱ!!!!!! ወየ!! ኣነነ!!!!! ወየ ኣነ!!!!!! ወየ!! ኣነ!!!!!!! ኣብ ካሊፎርንያ!!! ኣይጥዑምን ወረ ኣብ ሳንድያጎ!! ኣይጠዓመን ወረ ኣብ ኣመሪካ ተረኽበ ሓዘን ዝመረረ ኣንታ መንእዩ? መርድእ ዘበሰረ መምህር ናይ መማህር ዓሪፉ ሓደረ። ኣንታ! እንታይ ተረኽበ ሎሚ ቕነ መምህር መዋእል! ከይዱ ወርሒ ሰነ ሓረስታይ ዓድና ዝዘርኣሉ ረኸበ ሰኣነ ኣይጥዑምን ወረ ናይ ለንቀነ መምህር ጽዒሩ ንፍትሒ ከይቃዘነ። መምህር መዋእል ተስፋ
ህግደፍን ቅዋምን ውልቀ መላኺ ኢስያስ አፈወርቂ ዝሓለፈ መዓልቲ ነጻነትና ብዛዕባ ምንዳፈ ቅዋም ክጅመር ምኻኑ ተዛሪቡ ነይሩ፤ ግን መጀመርታ ዝመጸካ ሕቶ እቲ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም እንታይ ኮነ፧ እዚ ሕጂ ዝንደፍ ቁዋም ከኒ በየናይ መዓቀኒ እዩ ካብቲ ቀዳማይ ብዝበልጸ ሕጋውነቱ ዘመስክር፤ ናብቲ ታሪኻዊ ኣመዓባብላ ናይቲ ቀዳማይን እንኮን ኤሪትራዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Diocese-20-june-2014-1.pdf"]
ኢሳይያስ ንባዕሉ ክኸይድ ኣለዎ ዓዲ ወርሒ! ዲክታቶር ኢሳይያስ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ተሓቲቱ ኣብ`ቲ ቅኑዕ መልሲ ኣብ ክንዲ ዝኣቱ ንዕኡ ሰጊሩ ካብ ኣርእስቱ ናብ ካልእ መዓዝን ቀይሩ ኣንፈቱ ነዊሕ ተጓዒዙ ከም ዕቡድ ሃውቲቱ፣ እቲ ዝነበረ ክውን ሕቶ ኣብ`ዛ ሃገር ስርዓት ዲሞክራሲ ንኽተኣታቶ ዝብል ወኸሰ`ዩ ብእኡ ዘይፍቶ፡ ንሱ ዝሃቦ ቃል ብኣሽካዕላል ዲሞክራሲ ዝደሊ እንተ`ልዩ ይኺድ ዓዲ ወርሒ`ዩ ዝብል። ናይዛ
https://www.youtube.com/watch?v=vtOru17OkOM
“ትንሣኤን ሕይወትን ኣነ እየ፤ እቲ ብኣይ ዝኣምንሲ እንተሞተ’ኳ፡ ብሕይወት ክነብር እዩ” (ወን. ዮሓ. 11፡ 25)። ክቡራትን ክቡራንን ፈተውቲ፡ ብሞት ኣዚና እንፈትዎ ኃውና፡ ገብረዝጊ ወልዱ ገብረ፡ ዝተሰምዓና ሓዘን መሪር እዩ። ፍቁር ገብረዝጊ፡ ብ 1951 ዓ/ም/ግ (1959 ዓ/ፈ) ኣብ ዓደንጎፎም (ጽንዓደግለ) ተወሊዱ፡ ብ 3 ግንቦት 2006 ዓ/ም/ግ (11/05/2014 ዓ/ፈ)
ንዝኽሪ ክቡር ሐርበኛ አቶ መዋእል መብራህቱ ብተስፋይ ተኽለ ሕ/መንግስታት አሜሪካ (ሳን ድየጎ) 20 ሰነ 2014 አቶ መዋእል መብራህቱ ካብ ዕድመ ንእስነቶም አትሒዞም፣ አብቲ ምእንቲ ኤርትራ ዝተኻየደ ነጻነታዊን ሐርነታዊን መሪር ፖለቲካዊን ብረታዊን ተጋድሎ፣ ናይ ነዊሕ ዘበናት ሐርበኛ ተቓላሳይ ነበሩ። ብኽእለቶምን ብቕዓት ቅልጥፍናኦምን ዝልለዩ በሊሕ፣ አብ ጊዜ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ
The 20th of June is a day of commemoration for all those who sacrificed their lives for the Eritrean struggle for independence, and for those who lost their lives in the 1998-2000 border conflict with Ethiopia. It is also a commemoration day for all those political prisonerswho
መግለጺ መርበብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ካብ በዓል ናጽነት ናብ መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ዝሐለፈ ውሑድ ሰሙናት ህዝቢ ኤርትራ ብዓሰርተታ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ብሉጻት ዕሸላት ደቁ ከፊሉ ዘምጸኦ ጽንብል ናጽነት ብዝተፈላለየ መልክዓት ከብዕል ቀንዩ። ካባኡ ናብኡ ድማ ነቲ መዐልቲ ናጽነትን ልኡላውነት ሀገርና ኤርትራ ኩውን ንዝገበሩ፤ እቶም ኣብ ንእስነቶም ንህዝብና ምእንቲ ክሐልፈሉ፡
We take this opportunity to express our heartfelt gratitude and immense respect to the principled affirmation of your religious and spiritual national responsibility as articulated in your masterfully composed Pastoral Letter under the title of “Where is Your Brother?” [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/letter-Catholic_EGS-1.pdf"]
TORONTO — The Foreign Affairs department is investigating the Eritrean consulate in Toronto after allegations it continues to play a key role in a dubious tax scheme that has been linked to threats, harassment and intimidation. A government source said Eritrea would face repercussions, including the possible
The self-humiliating Eritreans through the Arabic connection Quote of the moment: “You cannot get tired of love but you get tired of fear”; Carlos Santana. Confession: I don’t know about you but I am a universal human being made in Eritrea from the Tigrigna speaking Christian background, though
ምኽርኹም ሃቡና! ከምቲ ንቡር ቀብሪ፡ ወግዒ ዘይረኸብኩም ሬሳኹም ዓጂብና ዘየፋነናኩም፡ ኣብ ጎቦን ስንጭሮን ኣብ ኩሉ ዘለኹም ጀጋኑ ሰማእታት ትሰምዑዶ ኣለኹም መላኽን ሰዓብቱን ጠሊሞም ሕድርኹም መከራ ኣጽጊቦሞ ብሕሰም ህዝብኹም! ብመሬትን ባሕርን ህዝቢ እናኣባረሩ ካብ ሕድሪ ራኢኹም ሓንቲ ከይተግበሩ ሬሳኹም ረጊጾም ደፊሮም ንኽብሩ እዞም ጠለምቲ ሕድሪ ምንም ከይሓፈሩ ዕውት ስርሒትኩም ውቃው ክዝክሩ ኣረቂ ምስ ዊስኪ ሰትዮም ክዕንድሩ ኣብ ሳሕል ሓዲሮም
ህግደፋዊ ሰብ ድዩ ብዕራይ ዋላ ንጥፍኣቱ ዝብሉ ሕራይ Tesfamariam W/giorgis 19/06/2014 ህዝብኻ እና ሃለቐስ ናብ ጓይላ ብጥልሉ ሬሳ ተጓሒፉ ኣብ ዒላ ተራእዩኳ ድዩ ኣብ ልዕሊኡ ዝላ ወለዲ ተሰምዓስ እንታየን ክብላ ኣንቱም ጨካናት ጥሪት ህግደፍ ሕማም ተላገብ ጉልሓይ መንደፍ ደስታ ዝስምዖም ህዝብና ክቕዘፍ ንግዜኡ ተላገጹ ላክሳብ ዝሓልፍ ፍርሕን ራዕድን ጭካኔን ከይ ነገሱ ከይ ሳዕረረ ምስ ህዘብኹም ተመለሱ ግዜ እንተወሲዱ ኣይርከብንዩ
https://www.youtube.com/watch?v=dgYU9KWZPr4&feature=youtu.be
The Catholic Bishops’ statement: How is it going down in the annals of history? By Zeineb Ali June 16, 2014 Being part of great moments in Eritrean history is a blessing; being part of the war for independence and now witnessing the demise of a regime that has
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Desalegn_Leadership_1.pdf"]
Human Rights Watch’s research on Eritrea confirms many of the concerns raised in the Special Rapporteur’s thorough report. The human rights situation in Eritrea remains dire, with no improvement since the last Universal Periodic Review. Many Eritreans are denied fundamental human rights, including the right
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Pastoral_Message2001.pdf"]
ከም ዓረም ክሓልቡ! (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 3ይ ክፋል) ጃንዳ ህግደፍ፡ ከምቲ ንደገፍቱ ዝመስሎም መንግስቲ ኔሩ እንተ ዝኸውን፡ መንግስቲ፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ስለ ዘሎዎ፡ ብዘይዚኾነ መተካእታን ሓበሬታን ነታ ንነዊሕ ዓመታት ብውሑስን ጽፉፉን መገዲ፡ ንህዝብን ሃገርን ተገልግል ዝነበረት ነፋሪት ሉፍታንዛ፡ ብሓንሳብ ደው ኣይመበላን! ብውሕዱ ‘በሉ
https://www.youtube.com/watch?v=VY9ZtDNLw4w
ገይሻ እምበር እንተ ትህልው ገድሊ….? ሎሚ እታ ንስለ ናጽነትን ሓርነትን፡ ንመሰልን ፍትሕን፡ ንስለ ዕቤትን ብልጽግናን ንስለ ሰላምን ቅሳነትን ሕሩያት ቀያሕቲ ዝኸፈልናላ፡ ብመንጽሩ ስዉኣትና ዝገደፉልና ረዚን ሕድሪ መብጽዓና እነሐድሰላ፡ ቅሰኑ ሰማእታትና ኢልና ማሕላናን ድምጽናን እነቃልሓላ ዕስራ ሰነ (20 ሰነ) መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኢያ፡፡ መበል ዕሰራን ሰለስተን ዓመት
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Dehai_poem.pdf"]
ንሕና ምስ ጳጳሳትና ሸጥ መዓንጣና ሎሚ እዛ ቅድስቲ ሃገረ ኤርትራ ዓውደ ኩናት ናይ ርኹሳንን ቅዱሳንን መናፍስቲ ኮይና ኣላ። ቅዱሳን መናፍስቲ ሕሰም ህዝብና ክዛዘምን፡ ነባሪ ፍስሃን ራህዋን ክሰፍንን፡ ብስርዓተ ሕግን ዘንግን እትምራሕ ሃገር ክትህልወናን፡ ኣርባዕቱ ወንጌላውያን ብስም ኣርባዕቱ ጳጳሳን ካብ ጽርሃ ጽዮን ወሪዶም ደወል „ተለዓል,, ይወቕዑ ኣለው።
ክልተ ሞት ኣብ ሓደ ህሞት ኤርትራ ህያብ ስውኣትና ኢያ 16/06/2014 ታደሰ ኪዳነ በሰላታት ኲናት ካብ ኣእምሮኻ ክርሕቕ ቀሊል ኣይኮነን። ዋላ’ቲ ኲናት ተወዲኡ ዓመታት እንተሓለፈ፣ ምስ ገለ ፍጻሜታት ተኣሳሲሩ ኢዩ ደበኽ ዝብለካ። ብፍላይ ብገለ ሰባት፣ ኣብ መንጎ’ቲ ንሃገራዊ ናጽነት ዝተኸፍለ መስዋእትን፣ ድሕሪ ናጽነት ሕድርና ብዝጠለሙ ውልቀ- ሰባት ስልጣን
መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቦሎኛ ህግደፍ መበል 40 ዓመት ቦሎኛ ብማለት ካብ 4-6.7.2014 ፈስቲቫል ኣብ ቦሎኛ ኣብ ልዕሊ ደም ግዳያት ላምፓዱሳን ካልኦት ህይወቶም ዝሓለፉ ዘጋታትን ከካይድ መዲቡ ኣሎ:: ኩሉ ዓለም ዘሕዘነን ገና ዘሕዝን ዘሎ ህልቀት ዘጋታትና ዘይግድሶን ንዕኦም ኣብኡ ንክበጽሑ ዝገበረ ስርዓት ህግደፍ ናይ ቁጠባዊ ጠቅምን ኣለኹ
ትፈልጦዶ?ሕግታት ኣገዛዝኣ።4ይ ክፋል 16-06-14። Robert Greene on his 48 laws of power: 'I'm not evil – I'm a realist'“ኣነ ተንኮለኛ (ክፉእ) ኣይኮንኩን - ኣነ ሓቀኛ(ውዱዕ) እየ’”። ብ1959 ኣብ ኣመሪካ ካሊፎርኒያ ዝተወልደ ጸሓፍን ተመራማርን ሮበርት ግሪን ገና ብሂወቱ ኣሎ። ንሱ ነዛ 48 ናይ ኣገዛዝኣ ዓንቀጻት “ሕግታት ስልጣን”፡ (laws
Our Brother Is Where Our Conscience Dwells Bay Area Eritreans for Democratic Change June 13th, 2014 As Eritreans everywhere celebrated the 23rd anniversary of the Eritrean Independence, four exceptionally insightful and brave Eritrean Catholic bishops summoned their wisdom, spiritual insight and exemplary courage and placed their focus on
ብምስምስ…… ብ.ኣበባ ኣብራሃ (ቶሮንቶ ካናዳ)15/06/14 ብምስምስ ኣይሰላም ኣይኲናት እንዳረአኻ ዓይንኻ ምዕማት ሕማቕን ጽቡቕን ብዘይምግማት ተነቊትና ጸኒሕና ኣብ ጸልማት፡ መዓሩ ገዲፉ መዓር ክደሊ ሰላሙ ክደሊ ናብ ከውሊ ተዝነብሮ ሰላም ራሕሲ ጠሊ ከመይ ጌሩ ምበላዓዱ ድሓንዓሊ፡ ተመስገን ኣምላኽ ተመስገን ፈጣሪ ጸሎት ውጹዓት ሰሚዕካዮ ብግብሪ ጳጳሳት ሊኢኽካ ጳጳሳት ሰላም ሃገር ከይባደመት በቲ ጠላም፡ እግዚዮ’ዩ ዘድልዮ እዚ እዋን ተባሂሉ እግዚዮ ኢሉ ህዝበይ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Public-Notice_Uk_Bol.pdf"]
ኣብ ከባቢ ትራብሎስ ኣብ ዝርከብ ኣርባዕተ ኣብያተ-ማእሰርቲ ብውሑዱ 2000 ዝኾኑ ክሳብ 80 ዝኣኽሉ ቆልዑን ቁጽረን ብልክዕ ዘይተፈልጠ ነብሰ-ጾር ኣዴታትን ዝርከቡዎም ኤርትራውያን ብኢሰብኣዊ መንገዲ ተታሒዞም ተስፋ ኣብ ዘይብሉ ኩነታት ይሳቐዩ ምህላዎም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እቶም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣሰና ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታ፣ መብዛሕትአን ካብ'ተን ኣብ ሱልማንን
ጠንቂ ማእሰርቲ ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተቐየደ ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)፣ ኢሳይያስ፣ እቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት ብረት ዝዓጠቑ ብ ህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ኤርትራውያን ምስ ኣሃዱታት ትግራዎት ተቓወምቲ (ደምሒት) ተሓናፊጾም ክንቀሳቐሱ ንዘቕረቦ ሓሳብ ምቅዋሙ ምዃኑ ምንጭታት ሓቢሮም። ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኣስመራ፣ ቤት መኻእ፣ ህዝቢ እቲ ዓዲ ቅድሚ ሓያለ ዓመታት ኣብ ዝተዋህቦ መሬት ንዝስራሕ ዝነበረ ኣስታት 70 ኣባይቲ ወተሃደራትን ፖሊስን ብምውፋር ብቡልደዘራት ከምዘዕነዎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ኣባይቲ ኣብ ቅድሚ ቅድሚ ዓይኒ እቲ ስርዓት ንሓያለ ኣዋርሕ ክህነጽ ዝጸንሐ ‘ኳ እንተኾነ፣ ገንዘብን ጉልበትን
https://www.youtube.com/watch?v=KKNQjuz65Hs&feature=youtu.be