መንግስቲ ናፊቕና! እታ ድሕሪ ነዊሕ መሪር ቃልሲ መስዋእትን ዕንወትን፡ ኣብ ወርሒ ግንቦት 19991 ካብ ዝተፈላለዩ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝተጋላገለትን ማሕበረሰብ ዓለምውን ብመሰረት ምርጫ ህዝባ፡ ኣብ ሚያዝያ 1993 ከም ሃገር ብወግዒ ዝፈለጣን ኤርትራ ሃገርና፡ ሎሚውን ከም ወትሩ፡ በዚ ብመወስዋእቲ ጀጋኑ ኤርትራ፡ ኣብቲ ብገዛእቲ ሓይልታት ንልዕሊ ሓደ ዘመን ተዘሚቱ
መንግስቲ ናፊቕና! እታ ድሕሪ ነዊሕ መሪር ቃልሲ መስዋእትን ዕንወትን፡ ኣብ ወርሒ ግንቦት 19991 ካብ ዝተፈላለዩ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝተጋላገለትን ማሕበረሰብ ዓለምውን ብመሰረት ምርጫ ህዝባ፡ ኣብ ሚያዝያ 1993 ከም ሃገር ብወግዒ ዝፈለጣን ኤርትራ ሃገርና፡ ሎሚውን ከም ወትሩ፡ በዚ ብመወስዋእቲ ጀጋኑ ኤርትራ፡ ኣብቲ ብገዛእቲ ሓይልታት ንልዕሊ ሓደ ዘመን ተዘሚቱ
ዕላማጽሑፍካብዙሕኣይተረደኣንን።ምንላባትሓድሽታሪኽንምጽሓፍካብዚ ሓሊፉድማኣብኣሕዋትህዝቢትግራይንኤርትራንሓድሽሓዊንምእጓድእንተ ኾይኑጽሑፍካትሩፍንከንቱንእዩ።ኣንፈቱዘይተፈልጠ: መእሰሪዘይብሉ ሃተፍተፍ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/05/Godefa_Abysinia.pdf"]
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ" ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 2ይ ክፋል 07/05/2014 ኣብ ዝሓለፈ 1ይ ክፋል በዛ ትስዕብ ሕጡበ-ጽሑፍ ኢየ ተፋንየኩም። “ኣብዚ ከነጽሮ ዝደሊ፣ ገለ ካብዞም ፈላስፋታት ብዛዕባ “ምስሊ ናይ ሓደ ብቑዕ (እኹል) ዝበሃል ሰብ እንታይ ክመስል ይኽእል?” ዝብል ሕቶ ኣልዒሎም ኣይተዛረቡን ወይ
May 6, 2014 (KHARTOUM) – The Eritrean president, Isaias Afewerki, will arrive in Khartoum on Thursday to hold talks with his Sudanese counterpart, Omer Hassan Al-Bashir, to discuss bilateral ties and means for furthering cooperation between the two countries. Sudan’s National Intelligence and Security Services(NISS) director, Mohamed
ኣብ ታ ትማሊ ሰንበት ካብ ዓቐን ንልዕሊ ስደተኛታት ጽዒና ካብ ቱርኪ ናብ ግሪኽ ክትሰግር ኣብ ባሕሪ ኤጅያን ዝጠሓለት ጃልባ ዝሞቱ 22 ስደተኛታት 3 ኤርትራውያን ከምዝኾኑ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም ኣብቲ ሓደጋ ዝሞቱ ኤርትራውያን ሓንቲ ንግዚኡ ምሉእ ሽማ ዘየረጋገጽናዮ ጓል ኣርባዕተ ዝተባህለት ስንክልቲ ተጋዳሊት
https://www.youtube.com/watch?v=yRnwJmVXlGY
ክቡራትን ፍቱዋትን ደቂ ኤርትራ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጽሑፍ ምስ ሓደ ተባዕ ኣቦ ናይ ዕድመ ብዓል ጸጋ ዚኾኑ ዝገበርኩዎ ዕላል ኢዩ።እዞም ተባዕን ብዓል ሓቦን ዝኾኑ ኣቦን፡ኣነን ድማ ኣብ ሆላንድ ንነብር። ዚኸበርካን ዚተፈተኻን ኣማኑኤል ወደይ ብመጀመርያ እቲ ንወዲ ሰብ ዓንዲ ሕቆ ሕይወት ዚኾነ ጥዕና’ዩሞ፡ኣብሕይወትካ ምሉእ ጥዕና፡ ኣብ መዓልታዊ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ‘መንገዲ ኣየር ኤርትራ’ ሎሚ 6 ግንቦት ክትጅምር ምዃና ብመገዲ ኤምባሲኡ ብምግላጽ ትኬት ክሸይጥ ኳ እንተቐነየ፣ ትኬት ኣቝሪጾም ናብ ኤርትራ ክኸዱ ተቐሪቦም ዝነበሩ ብዙሓት ገያሾ ብኡ ንብኡ ጉዕዞኦም ተሰሪዙ ንዕለት 12 ግንቦት ተሰጋጊሩ ከምዘሎ ስለዝተነግሮም፣ ካብ ዕማማቶም ተዘናቢሎም የማርሩ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ዱባይ
ወርሒ ግንቦት፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ መዳርግቲ ዘይብሉ ክቡር መስዋእቲ ከፊሉ መግዛእቲ ሓደ ዘበን ዝዓጸወላ፣ ናጽነቱ ዝጨበጠላ ወርሒ ብምዃና፣ ብድምቀት ክትዝከርን ክትጽምበልን ዝግብኣ ታሪኻዊት ዕለት እያ። እንተኾነ፣ ንናጽነት ኤርትራ ዋናኣ መን እዩ፣ መን’ዩ ኸ ከብዕላን ክጽንብላን ዘለዎ፣ ብኸመይ? ዝብል ሕቶ፣ ኣገዳሲ እዋናዊ ጉዳይ እዩ። እቶም ህዝቢ ኤርትራ ብዘይዕቃበ ንዝኸፈሎ
The Greek coastguard say two boats carrying migrants have capsized in the Aegean Sea. At least 22 people have drowned and another seven are missing. Thirty-six survivors have been rescued from the sea and the search is continuing, officials say. Greece is a major entry point for migrants and refugees trying
ብኸባቢ ሓፊር ናብ ሱዳን ክኣትዉ ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 45 ኤርትራውያን ንልዕሊ 45 መዓልታት ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም 45 ኤርትራውያን ኣብ ሓደ ሳልስቲ ዝተታሕዙ ክኾኑ ከለዉ፣ ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ምስ ሓደ ፖሊስ ተሓባቢሮም ናብ ካልኦት ክሸጡዎም እናተንቀሳቐሱ ከምዝተኣስሩ እቲ ሓበሬታ የመልክት። ብኻልእ ወገን ኣብ ወዲ ሸሪፈይ፣ 50
ብ13 ሓምለ 1881 ዓ.ም.ፈ ኣቡነ ቱቬ ብዓቢ ዓጀባን ዑደትን ነታ ምስሊ እኖና ድንግል ማርያም ባሪኾም ኣብ እዛ ሎሚ ዘላታ ናይ ክብሪ ዙፋና ኣብ ውሽጢ ጓንጓ ኦም ድማ (ዲራ) ዘቀመጥዋ። ካብ ርሑቅ ቦታታትን ብዓሚቊ ባህግታትን ካብ ዚንገዳ ናይ ሃገርና መካነ ንግደታት ቀዳማይ ቦታ ሒዛ እትርከብ ማርያም ደዓሪት
Fetsum: Light inside the Vaccaroian movement of unification; FINAL This is my last article on Vaccaro’s recent message and please enjoy it! Vaccaro: “ተበግሶ ኩሉ ህዝብና ብሓባር ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ነዚ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘሎዲክተታራዊ ስርዓት ጉሒፍካ ኣብ መቓብሩ ድማ ዲሞክራሲያውን ፍትሓውን መንግስቲ ንምትካል ዝዓለመኢዩ። ኣብቲ ኩሉ ክሳብ ሕጂ ዘካየድኩዎ ሰሚናራትን ምደረታትን፣ ጻዋዒተይ ኩሉ ኤርትርዊ ነቲ ኣሎና ዝብልዎፍልልያት ኣወንዚፎም ሙሉእ ጠመተኦም ነዚ ዘሎ ስርዓት ምእላይ ቀዳምነት ክህብዎ ይግባእ ኢለ እየ ዝአምን።ስለዚ ኩሎም ፖለቲካውያን ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን፣ ውልቀሰባትን ፖለቲካዊ ፍልልያቶምብዘየገድስ ናብቲ መሰረታዊ ሃገራዊ ድሕነት ከቕንዕ ይግባኦ።” Comment: This is exactly what we have been working on. To my understanding Vacarro wants to unconditionally unify Eritreans for democracy irrespective of their differences. He defined
ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ፣ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ኣብ ዝተረኽበሉ ኣጋጣሚ፣ ሎሚ 4 ግንቦት ኣብ ለንደን ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ቀዋሚ ሽማግለ ‘ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ’ ኮይኖም ዘገልግሉ 9 ኣባላት ብዲሞክራስያዊ መንገዲ መሪጾም። እታ ካብ ለንደንን ካልኦት ከተማታትን ዓዲ እንግሊዝ ዝመጽኡ ሓያለ ኤርትራውያን ኣብ ዝተረኽቡኩ፣ ብኽፉትን ልዙብን
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ" ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 1ይ ክፋል 04/05/2014 መእተዊ፦ ኣብ ታሪኽና ውልቀ-ሰብ ኣልዒልካ ምዝራብ ልሙድ ኣይኮነን። ምናልባት ታሪኽ ናይ ህዝቢ (ሓፋሽ) ኢዩ፣ ንሱ ኢዩ ብደሙን ብረሃጹን ቀያሲ ታሪኽ ካብ ዝብል ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ዝብገስ እመስለኒ ። ይኹን’ምበር እንተ ብገንዘቦም እንተ
https://www.youtube.com/watch?v=03snPxzekaQ&feature=youtu.be
ብዘይካ እዚ እቲ ብዙሕነት ዘለዎ ህዝቢ ሕጂ ዘለዎ ፖለቲካዊ ንቕሓት ካብቲ ኣብ 1990ታት ዝነበረ ኣዝዩ ዝሓሸ እዩ፡ ስለዝኾነ ኣብቲ ድሕሪ ምልጋስ ስርዓት ህግደፍ ኽመጽእ ዝኽእል ከም ናይ ቋንቋ ጸገማት፡ ዕብለላ ናይ ሓደ ብሄር ኣብ ርእሲ ካልኦት ብሄራት፡ ዕብለላ ሓደ ብሄር ፡ ሃይማኖት ወይ ኣውራጃ ኣብ
No Reason To Celebrate
ምዕራፍ 10፡ ክሳብ ተኽሊጥ ርግጽ’ዩ ህዝቢ ኵናት ኣይደልን’ዩ። ‘ሃየ ተወረርካ!’ ብምባል ከም ዝዋጋእ ክትገብሮ ግን ቀሊል’ዩ። ሓንሳብ ኵናት ምስ ተጀመረ ድማ ነቶም ኵናት ዝቃወሙ ሰባት ከም ትሕተ ሃገራውያን ተጸልሞም። ሄርማን ጐሪን ቤትማእሰርቲ ማለት ንዓይ ብዙሕ ነገር’ዩ። ነቲ ሕጋዊ መዳዩ ገዲፈ ድማ እቲ
እቲ ወትሩተጻብኦንመከራንዘይመሐደጎ፣ሳላረቡን/አምላኹን ግን ንኹሉ ተጻብኦታትን ፈተነን እንዳጠሐሰ ሐድነቱ ሐልዩ ንወለዶታት ዝተሰጋገረ ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ’ውን ካብ ዝተፈላለየ ውሽጣውን ደጋውን ፈተነታት አይደሐነን። ህዝቢ ኤርትራ ሐቂ ብሐቁ ተወጺዑ ኢዩ። እቲ ነጻነቱን ሐርነቱን ንምውሐስ፣ ን30 ዓመታት ዘካየዶ ብሰፍ ዘይብል ቁጽሪ መስዋእቲን ስንክልናን ዝተሰነየ፣ መሪርን ነዊሕን ተጋድሎኡ ከአ ከቶ
ምሕደራ ህዝቢ ካብ ቁጽጽሩ ወጻኢ እናኾነ ብምኽያዱ ዝሰግአ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ካብ ምምሕዳር ዞባ ጀሚሩ ብደረጃ ንኡስ ዞባ ኣብ መወዳእታ ከኣ ኣብ ምምሕዳር ከባቢታት ደው ዝበል ዝነበረ ቅርጺ ምሕደራዊ ኣወዳድባ ሓደ ደረጃ ንታሕቲ ወሲኹ ናብ ገዛውቲ ብምውራድ፣ ንህዝቢ ምጸቢብ ንምቍጽጻር ይሰርሕ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። እዚ
እቲ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ብሰንኪ ‘ዚ ሓንቲ ብየመን ኣቢላ ኣስመራ ክትዓልብ ዝበረረት ነፋሪት ኣብ ኣስመራ ክትዓልብ ኳ እንተፈተነት ኣገልግሎት ስለዘይረኸበት ንየመን ተመሊሳ። ኣብቲ እዋን’ቲ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ጸልሚቱ ከምዝነበረ (መብራህቲ ከምዘይነበሮ) እቲ ሓበሬታ የመልክት። እቲ ጸገም ኣብታ ነፋሪት ተሰቒሎም ዝነበሩ ተሳፈርቲ ብዝሃቡዎ ቃል ‘ውን ክረጋገጽ ክኢሉ። ብቕድሚ ትማሊ፣ ብካይሮ
ስዉእ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር፤ ኣብ ታሪኽ ናይ ቃልስታት ናይ ደቂ-ሰባት ምስ እንውከስ፣ ቡዙሓት ሰብ ዝናን ሰራሕቲ ታርኽን፣ ክሓልፉ ከለዉ፣ ታሪኾም ግን ከም ህያው ኮይኑ፡ ንውርሻን ንትምህርትን ክነብር ንርኢ። ታሪኽ ክንብል ከለና ድማ፡ ክልተ ገጽ ዝሓዘ እዩ፣ ማለት ኣዎንታውን ኣሉታውን። እቲ ኣዎንታዊ ሸነኹ ንውርሻን ከም ኣብነት
ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት ለቴናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነ) ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም። ማእሰርቲ ክልቲኦም ሓለፍቲ ከምቲ ኣብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተለምደ ዛጊት ምኽንያቱ ብወግዒ ኣይተፈልጠን። ኣምባሳደር ዕማሮ ኣብዚ ራብዕቲ
https://www.youtube.com/watch?v=qH_iaKoGW7o&feature=youtu.be
When a boat carrying 500 asylum seekers sank off the Italian island of Lampedusa, it moved Michael Adonai to create the works featured in his Altona exhibition titled I did not choose to be a refugee. Eritrea-born Adonai is a winner of his country’s top art prize. He has
“እዞም ሕዪ ዝጻኦቱ (ብጃምላ ምስዳድ) ዘለው መንእሰያትከ ናበይ የብሉ ኣለዉ? ብሓደ ሰሚሮም፡ ነዚ ጒልሓይ (ተባላዕን ቀዛፍን ሕማም ከብቲ) ዚኾነ ስርዓት ክፋለሙዎዶ ይዳለዉ ኣለዉ?” በሉኒ ክሳዶም ናባይ ጠውዮም ዓይኒ ዓይነይ እናጠመቱ። ‘ኣይ! ናይ ጣዕሳ ወረቐት ብምምላእ፡ ክልተ ካብ ሚእቲ ከፊሎም፡ ኣብ ቅድሚ’ቲ ብሕሰም መከራ ዝሳቐ ዘሎ’ሞ ገዲፎሞ ዝወጹ