ኣምባሳደር ሳልሕ ካብ ህዝቢ ናይሮቢ ኣዋጺኡ ብልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ዝገዝኦ ሓዲሽ ገዛ ይኣቱ፡ ቆንስል ኣለም ካብ መንበሪኡ ይባረር
ትማሊ 6 ሕዳር ‘ደሃይ ካብ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ፡ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብልሽውና ክሳብ ክንደይ ሳዕሪሩ ከምዘሎ ጠቒስናልኩም። ሎሚ ድማ ከም ኣብነት ናይዚ ሕማም’ዚ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ህግደፍ ዝተኸስተ ጉዳይ ነቅርበልኩም።