መግለጺ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ
ሎም ምሸት: እቲ ብ 24 ግንቦት 1991 ዝተረኽበ መሬታዊ ነጻነት ሃገርና ኤርትራ እንዝክረሉ ዕለት እዩ:: ነቲ ዕለት ቲ ክዉን ንምግባር: ዝተኸፍለ ዋጋ ክቡር’ዩ :: ንዑዑ ንምርካብ አእላፋት ብሉጻት ደቅ ህዝቢ ብመን-ሕራይ ካብ ቤቶም ናብ በረኻ ውጺኦም: ከርተት ኢሎም እዮም::