‘ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሕንጸጽ’ዩ’ ተባሂሉ ኣብ ኤርትራ ተላቢዑ ዝነበረ ወረ ሓሶት ምዃኑ ኣፈኛ ስርዓት ህግደፍ ተኣሚኑሉ።
‘ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሕንጸጽ’ዩ’ ተባሂሉ ኣብ ኤርትራ ተላቢዑ ዝነበረ ወረ ሓሶት ምዃኑ ኣፈኛ ስርዓት ህግደፍ ዓሊ ዓብዱ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝገበረኦ ምልልስ ተኣሚኑ።