ብህግደፍ ተኣሲሮም ዝወርሑ ኣቦይ ሓሰን ኬክያን ኣቦይ ዓብዱ ዮኑስን ተፈቲሖም።
እቶም ብ13 ሰነ ብህግደፍ ካብ ኣባይቶም ተለቒሞም ዝተኣስሩ ሽማግለታት ኣቦታት ሓሰን ኬክያን ዓብዱ ዮኑስን ድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ማእሰርቲ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተፈትሑ ምንጭታት ሓቢሮም።