Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወጽዓህዝብናማናተበለጽቲክኸውንኣይነፍቅድን።

ብኢሳያስ ኣስፍሃ። ኣቱም! ሰባት ዝገርም እኮ ኢዩ። እዝከረኒ እዋኑ ኣብቲ እስትንፋስ ዘይህብ ቀጻሊ ናይ ምክልኻ ኲናት ተጸሚድናሉ ዝነበርና ምዝዛም ዓመተ 1978 ኣሃዱና ብርጌድ 31 ድሕሪ መሪር ናይ ምክልኻል ኲናት፣ ካብ ኣፍ ደገ ባረንቱ ኣዝሊቕና ኣብ መስመር

ብኢሳያስ ኣስፍሃ።

ኣቱም! ሰባት ዝገርም እኮ ኢዩ። እዝከረኒ እዋኑ ኣብቲ እስትንፋስ ዘይህብ ቀጻሊ ናይ ምክልኻ ኲናት ተጸሚድናሉ ዝነበርና ምዝዛም ዓመተ 1978 ኣሃዱና ብርጌድ 31 ድሕሪ መሪር ናይ ምክልኻል ኲናት፣ ካብ ኣፍ ደገ ባረንቱ ኣዝሊቕና ኣብ መስመር ኣቑርደት ከረን ጋርሳይ እንገርነ (ቀርዑበል) ኣብ ዝተባህለ ቦታ ዓሪዳ ነቲ ብግብረ ሃይል ዝብል ውዳበ ብሓገዝ ሶብየት ሕብረት ክሳብ ኮራርምቱ ዝዓጠቐ ሰራዊት መግዛእቲ ንከተማና ከረን ከይኣቱ ንምምካትን ነቲ ብመዘና ኣልቦ መስዋእቲ ጀጋኑና ተኸፊልዎ ሓራ ዝወጸ ከተማታትና ንምክልኻልን ኣብ ሓያል ጥምጥም ዝነበርናሉ ወቕቲ ኢዩ ዝነበረ።

ኣብዚ ዝተጠቕሰ ጊዜን ቦታን ኣብ ከባቢና ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ተጋደልቲ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራን ወይ ብእንዳ ሳበ ወይ’ውን ብሳልሳይ ሓይሊ ዝፍለጡ ተጋደልቲ ምምባሮም እዝክር። ኣብቲ ጊዜ’ቲ ብዕድመ ንኡስ በተሓሳስባ’ውን ብሱል እኳ እንተዘይነበርኩ ግን ክኣ ከም ኩሎም ፊተውራሪ ውዑይን ክፈልጥን ክምሃርን ከይደቀስኩ ዝሓድርን ኢየ ዝነበርኩ። ከምኡ ስለ ዝኾንኩ ድማ ንኣካያይዳ ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ ኮነ ህ.ሓ (እንዳ ሳበ) ሓቲተ ዝሕበረኒ ዝነበረ ንምጽላሞም ምዃኑ ዳሕራይ ዝተሰወጠኒ፣ ብፍላይ ተጋደልቲ ሳልሳይ ሓይሊ እንዳ ሳበ ደሞዝ ተኸፊልዎም ዝጋደሉ ተጋደልቲ ምምባሮም ኢዩ። በታ ውስንቲ ዓቕመይ ክኣ ንሃገርካ ምግዳልሲ ብደሞዝ ኢለ እጽየፎም ነይረ። ብድሕሪኡ ኣብ ዝቐጸለ መድረኽ እቲ ኩነታት ተቐይሩ ብተ.ሓ.ኤ ተሃሪሞም ካብ ሜዳ ኤርትራ ድማ ከም ዝወጹ ተነጊሩና። ሽዑ ይዝከረኒ ብዓንተብኡ ብደሞዝ ተቖጺሩ ዝጋደል ድኣ ኣበይ ከየትክል ንብል ኔርና፣ ዘይምፍላጥ ሕሱም ድኣ ኮይኑ’ምበር ከምኡ ዘበለና ምኽኒያትስ ኣብ መንጎ ደሞዝተኛን ብዓል ዕላማን ዘሎ ፍልልይ ንጹር ስለ ዝኾነ ኢዩ።

ሎሚ ድኣ ድሕሪ 36 ዓመት እንታይ ኣምጽኦ ክብሃል ይክኣል ይኸውን እወ! ዘምጽኦ ኣምጺእዎ’ሎ። ንሱ ክኣ ዘለናዮ መድረኽ ጉዳይ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኣዚዩ ሓደገኛን ተሃዋስን ቀራና መንገዲ በጺሑ ዘለወሉን፣ ከም ሃገር ንሃሉ ዶ ኣይንሃሉ ኣብ ዘሰክፍ ኩነት ወዲቕና ዘለናሉ ህሞት ምዃኑ ሕልና ንዘለዎ ብሩህ እመስለኒ። ብመንጽሩ ክኣ ብጉልባብ “ምድሓን ሃገር” ዝቀላቐሉ “ኳሓሎ ዝመስሉ ኣንቛሮ” ይርኣዩ ምህላዎም ኢዩ። እዞም ዝጠቐስናዮም ሸነኻት ኩሎም ኣብቲ ብ ህ.ግ.ሓ.ኤ ዝተኻየደ ቃልሲ ንሃገራዊ ናጽነት መስረትን ሓብሓብትን ሓለፍትን ናይታ ብጸላም እንዳተኣከበት ንኽንደይ ንጹሃን ሙሁራን ሃገራውያን ተጋደልቲ ሂወት ብቃጻ ዝበልዐት ሕብእቲ ሰልፊ ዝነበሩ ኢዮም። ካብኦም ክኣ ብዘይካ ሓደ ክልተ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ኢዶም ኣጣሚሮም ጥራይ ዘይኮነ አረ ገሊኦምስ ወረ ኣንጻር እዚ ፍትሓዊ ቃልስና ዝነበሩ ኢዮም። ሕጂ ግን ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ብሳላ ቃልሲ ሓፋሽ ብኹሉ መለኪዒታቱ እናተረመሰ ኣብ ዝመጽኣሉ እዋን ኣብ ሓደ ረፍዲ ያእዪ ናብ ናፈቕትን ደለይቲን ፍትሒ ተቐይሮም ንብዓት ሓርገጽ እንተነብዑ መን እሞ’ዩ ክዝንግዓሎም? ምስ እዚ ተኣሳሲሩ ሓደ ከብርሆ ዝደልዮ ንገር እንተሎ ድማ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚ ካብ ክቱር ምረትን ግፍዕን ስርዓት ኢሳያስ ዝተበገሰ “ ተጋዲልኩም እንታይ ኣምጺእኩም? ዘይ ነዚ ጨካን ኢሳያስ ሓንጊርኩም ዝኣተኹም” ዝብል ኣዘራርባ ይስማዕ’ዩ። ኣብዚ ኣበሃህላ እዚ ሓደ ዘይስገር ሓቂ ኣሎ። ንሱ ኽኣ እቲ ኹሉ ንጹህ ተጋዳላይ ምእንቲ ሃገራዊ ናጽነት ክቃለስን ክስዋእን ከሎ እዞም ትርእይዎም እምበኣር ኢዮም ነዚ ኣረሜን ስርዓት ኣብ ምህናጽን ምሕንጋርን ተዋፊሮም ኣብዚ ደረጃ ዘብጽሕዎ። ኣብ መወዳእታ “ለያቡ ኣብ ምምቕቓል ይብኣሱ” ኮይኑ ነገሩ’ምበር ካብ ኢሳያስ ዝፍለዩ ኣይኮኑን። ሕጂ ኽኣ “ ወዲ ድሙ ነይገድፍ ግብረ እሙ” ከም ዝብሃል ወዮም ብስም “ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ” ዝብል መጸውዒ ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ ደቂ ዕቁብ እቲ ነጻልን ኣግላልን ኣመስራርትኦም ከይኣክል እቲ ቅድሚ 36 ዓመት ብደሞዝ ምግዳል ንኽንጽየፎ ዝመሃሩና ረሲዖም ሕጂ ባዕላቶም ሃየ! “ካብ ውሽጢ ህጹጽ ናይ ለውጢ ጠለብ ይድለ ስለዘሎን ንዕኡ ዘተግብሩ ሰባት’ውን ስለ ዘለዉናን ከምኡ’ውን ገንዘብ ካብ ፈተውቲ ረኺብና ስለዘለና” እናበሉ ንግሩሃት እናተሃራረፉን ልዕሊ ኹሉ ክኣ ጸላም ከደኖ ኣኼባታት እናኣካየዱን ኣብ ፈቐድኡ ሰብ ክኸትቡ ይፍትኑ’ለዉ፣ ናይዚ ኣብነት ኣብ ዕለት 19 ጥሪ 2014 ዓ.ም ብኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ኣባል እታ ሕብእቲ ሰልፊ ዝነበረን ሕጂ ክኣ መስራትን መራሕን “ትንሳኤ ሕብእቲ ሰልፊ” ዶ ክንብላ “መድረኽ” ኣብ ሰሜን ሎንዶን ብሕቡእ ጸላም ከደኖ ኣኼባ ከምዝገበረ ይፍለጥ። ኣንቱም ሰባት ዝገርም እኮ’ዩ! እዚ ሰብ እዚ’ኮ ትማሊ ትማሊ ንህግደፍ ወኪሉ ኣብ በልጅዩም ኣብ ዝነበርሉ እዋን ኣንጻር ጉጀለ 15 ከድዓትን ተንበርከኽትን እንዳበለ ሰሚናራት የካይድ ከም ዘይነበረ ንዕኡ ይቕሬታ ከይሓተተ ሕብሩ ቀይሩ መጺኡ ሕጂ ተደናጋጺ ሃገርን ደሞክራሲ ክመስል እንተፈተነ “ክሰርቀኒ ዝረኣኽዎስ ክመልሰለይ ነይኣምኖ” ኢዩ ነገሩ።

ኣነ ኣብቲ ሃገራዊ ናጽነት ንምድላይ ን15 ዓመት ኣብ ዉዑይን ዝሑልን መድረኻት ክዋሳእ ከለኹ “ግቡእካ ጥራይ ግበር ድሓር ትሓትት” እናተባሃልኩ ንኽፉን ጽቡቕን ከምዘይረኣኹ ዝሓለፍኩ ሰብ ኢየ። እቲ ምንታይ ከም ኩሎም ስዉኣትን ህልዋትን ተጋደልቲ ድሓን ናጽነት ጥራይ ትምጻእ ካብ ዝብል ንጹህ ሃገራዊ ሕልና ተበጊሰ፣ ይኹን እምበር እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣውዲቑና ክኣ ንርእዮ ዘለና ኢዩ። ሕጂ ክኣ ዝሓለፈ ከይኣክል ኣብ ጉንዲ እዝነይ ብስም’ታ ንእስነተይ ዘብለኹላ ሃገረይ ናይ ጸላም ኣኼባታት እናተኻየደ ከምቲ ን15 ዓመትት ዝተጓነኽዎ ዳግማይ ክጓነ እሞ ሞይትካ ኢኻ ድኣ ዘይብሉኒ? እወ! ኣብዚ ኣበሃህላ’ዚ ካብ ውልቃዊ ስሚዒትን ኣተሓሳሳባን ካብ ብውልቂ ዘይምዕዳመይን ተበጊሰ ዝቃወሞም ዘለኹ ዝመስሎም ሸነኻት ክህልዉ ይኽእሉ ኢዮም። እንተኾነ ብሓጺሩ መልሰይ፣- መሰል ሓደ ከይተኸብረ መሰል ብዙሓት ክኽበር ኣይክእልን ኢዩ። ኢለ ጥራሕ ክሓልፎ እመርጽ።

ክቃለስ ኢየ ዝበለ ብኸምዚ ዝገብርዎ ዘለው ጸላም ከደኖ ነጻልን ኣግላልን ዘይኮነ ብእዉጅን ግሉጽን ኣገባብ ብዝመስሎም ክውደቡ መሰሎም እኳ እንተኾነ ግን ክኣ ብኣንጻሩ ኣቶም ሰብ ሓለፋን የማናይ ኢድ እቲ ስርዓት ዝነበሩን መስረትን መራሕትን እታ ጸሊም ታሪኽ ዘለዋ ሕብእቲ ሰልፊ ታሪኽ ንምድጋም ሕጂ’ውን ኣለና ዝብሉኒ እንተኾይኖም ዋእ! ደጊሞም እሞ ሞይትካ ኢኻ ድኣ ዘይብሉኒ? እምበር ክልተ ሳብ ክጽፋዕ ስለ ዘይኮንኩ ማዕረ እቲ ብቐዳማይ ደረጃ ዝቃለሶ ዘለኹ ስርዓት ህግደፍ ክዋግኦም ምዃነይ በዚ ኣጋጣሚ ከፍልጦም እደሊ እቲ ምንታይ ንግርህነተይን ግርህና ብጾተይን ተበሊጾም ንእስነትና ኣብሊዮም ከይኣኽሎም ሕጂ ክኣ ብሂወተይ ከለኹ ዕድመ ንኡሳን ኣሕዋተይ ክበልዑን ብስም ህዝበይን ሃገረይን ለሚኖም ዲዩ ወይስ ብምትላል መብጽዓ ኣትዮም ብዝረኸብዎ ገንዘብ ሰባት ክሓብሉ ሱቕ ኢለ ክርኢ ዕደ ነስኡ! ብድሆ! ክኣ እብሎም። ካብ ዘመነ ገድልን ድሕሪ ናጽነትን ኣትሒዞም ብስም ማሕበር ረዲኤት ኤርትራ ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊሽ (ወዲብዓታይ) ብስም መጽናዕትን ምርምርን ኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ካብ ግብረ ሰናይ ማሕበራትን ዝተፈላለያ ናይ U.N ጨናፍርን ሓገዝ ናይ ምሕታት ተመክሮ ዘጥረዩ፣ ሕጂ ድማ ንህልው ጸገም ህዝብና ከም ማና ተጠቒሞም ከም ቀደሞም ሃብቲ ንኸኻዕብቱ ዝገብርዎ ዘለዉ ሃነፍነፍ ኩሉ ክነቕሓሉን ከለልዮምን በዚ ኣጋጣሚ የገንዝብ። እቲ ብስም ስድራ ቤት ኣቶ ዓንደብርሃን ኣብ ቤልጂዩም ተጠሪዩ ዘሎ ገዛ ንብረት ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ዝረጋገጸሉ ወቕቲ’ውን ርሑቕ ኣይክኸውንን ኢዩ። ንኣቶ ጳውሎስ ወዲ ብዓታይ ወጽዓ ህዝብና ህጡር ቀውዖም ኮይኑ ካብን ናብን ብ first class ticket ሽነን ዝብልሉን ኣብ ብዓል ሓሙሽተ ኮኾብ ሆቴል ዘራጥጠሉ ጸጋ ኮይኑ ክቕጽል’ውን ብፍጹም ኣይንቕበሎን።

ሃረርታናን ባህግናን ንካልኣይ ጊዜ ክጭወ ኣይንፈቅድን።

ክንዕወት ኢና!

ኢሳያስ ኣስፍሃ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
105 COMMENTS
  • tegerime January 27, 2014

    isaias asfaha bhaqi bhaqi tsegem aleka nebska hara keyewtsaka bzaEba harnet sebat aytzareb mini zkonka seb eka aqmkawn aykonen

    • Suleiman Salim January 27, 2014

      Issaias Wedi Asfaha ( Wedi Akele SaEda ! ),

      ‘ta gual Debub Amierika sebeytKa kemey ala?

      • Suleiman Salim January 28, 2014

        Issaias Asfaha (Wedi Akele SaEda),

        ‘ti kab ‘ta gual DEBUB AMIERIKAWIT zweledkayo qolAa men ilka sm awSi’kalu? SALVADOR way dma SANTIAGO ilkayo ktkewn tesfa ygebr::

  • Mike January 27, 2014

    Isaias ,I feel your concern and we need to be vigilant too.
    As we all know EPLF has brought independence ( you are also one of them). But now it is over, and Andebrahan and his colleagues will not be successful if they try to re-instate the EPLF government by ONLY removing ISSAYA. We Eritreans need a fundamental Change.
    If their intention is only to remove dictator Issayas and to hold power- it is going be only a dream.
    Let’s watch them closely, we will see their intention down the ROAD. But, let’s not push them way, if they want to fight Issays regime as any ordinary Eritrean citizen.

  • Tes January 27, 2014

    Dear Isaias,

    I know the pain being cheated by PFDJ as every true incest fighter which i believe 90% of them and the entire population of Eritrea. You have every right to be upset with this branch of opportunists. It is definitely they are milking the international institutions in our name and got financed from right and left. They are driven by greed and love the suffering of our people and it will be grate for them to keep the states ques. Deep in they don’t think to other people and it is ease for them to manipulate some diaspora for hand out while they are taken for themselves the bigger slices. They have no good intention what so ever. If they are genuine they should have helped Assenna than creating their own redio medrek. The Donors have been cheated again. Why do they hide and carry out their meeting in closed darkness. Simple they are consumed in guilt conscientious and they can not able to confront the public. Some of them are the ones who were the cheer leaders of the monster until recently. One might say they have right to do what they want and we need them in the opposition. Fair enough but why do they want it behind the curtain? Why they don’t want to come out to open? Eza BUrkuta Emni Alata.

    Isaise Bro, it is good to be cautions but don’t worry they will run out of steam soon and the financiers are not sill. They will switch off the tap soon and they will go to their hibernation. What need to be done is to ignore them and concentrate in the pressing issue to get rid off PFDJ.

  • wedi asmara January 27, 2014

    Baal isaias medre fara heji ke entay ketdegmuna delikum kedem keyakelekum heji kaa meliskum nesenetey do rebhay do ketebel aytehaferen .regetsegna eye eseka ezi edel enteterekbo kabom ne lali zebei konka meterekebka .tegadalay tebahal eta kaal kalay geze kensema aynedelen ena. Suk elka ayrehteftef. Gedefuna bejakum tegadelti entedelikum nenehedhedkum tebaleu be rebha. Naana gen selam habuna medre fara.

  • rezene kidane January 27, 2014

    REPLY TO MESEL. IF YOU THINK PEOPLE LIKE ANDEBRHAN ARE NOT OPPORTUNISTS WHERE HAVE THEY BEEN ALLTHESE YEARS? BUT SERVING THE DICTATOR. CURRENTLY HE IS TRYING TO COLLECT SOME PEOPLE AND EXPLOIT HIS POSITION TO GRAB POWER. HAQI ENTE ZNEBRO EZI KULU AMETAT HZBI ZTRNIFO SIENU KERTET KIBL KELO DAM DAM ZEYBELE SLEMNTAY? HJI ENTAY SLE ZTEREKBE IYU KNDZI TEATEQ TESHEBSHEB EMO KEA BMSTIRN BMHSKSHUKN? MESEL, HANTI KIBLEKA ZDELI SMKA HABIEKA MIZRAB WAGA YEBLUN ANDEBRHAN ZEMEDKA ENTE KOYNU BKALI’E NEGER KITHGZO FETIN EMBER BKEMZI WEDI KEMZI KITETALILENA AYTKIELIN IKA. AGAFARI NATU ENTE KONKA ZEGERM AYKONEN AB ERTRA LMUD IYU KEMZI NEGER.

    • mesel January 27, 2014

      ረዜ ነብሲ ኣይትሕረቕ እባ።
      ቀዳማይ ነገር ዓንደብርሃን ዝበሃል ሰብኣይ እንታይ ዓይነት ሰብ’ዩ ብርግጽ ኣይፈልጥን እየ። ዝምድና የብልና ወላ ምሕዝነት። ብዕድመ ዘራክብ የብልና ብደረጃ ትምህርቲ። ብዝኾነ ግን ኣነ ብወገነይ ሓንቲ ዝጸልኣ ነገር ኣላ። ”ኩሉ ኣብ ቃልሲ ንሓርነት ዝስለፍ ሰብ ስም ይወጾ’ሞ ቀልጢፍካ መጥቃዕቲ ይፍነወሉ።” ስለምንታይ? ”ወዲ ቫካሮ መን’ዩ፥ መስፍን ሓጎስ መን ዩ? ወዲ ትካቦ መን ዩ? ኣድሓኖም መን ዩ? ወዲ ተምነዊ መን ዩ? እንድዒ ንሕና ኣይንፈልጥን ኢና። ሓንቲ ንፈልጣ ነገር ምሉእ ሓንጎል ዘለዎም ኤርትራውያን ምኻኖም እያ። ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ዓመጽ ህግደፍ ከኣ ይደንጉዩ ይቐልጥፉ ተጸንቢሮም ኣለዉ። ብሕጂ ውን ካልኦት ክጽንበሩ ኢዮም። ደንጉኩም ኢልና ክንነጽጎም ኣይግባእን እመስለኒ። ንስኻ ድማ ደንጉዮም ንዝተሰለፉ ኣብ ቃልሲ ኣይንሓውሶም ክትብል ትኽእል ኢኻ። ብርግጽ ኣነ ኣብዚኣ ክርእያ ዝደሊ ነገር ግን ብጭብጢ ዓንደብርሃን ይኹን ኣድሓኖም ፥ ወዲ ተምነዎ ይኹን ካልእ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከምዚኣ ታሪኻዊት ኣጋጣሚ በዲሎሞ፥ እንሆ ሰነድ እንሆ ጭብጢ ክትብለሉ ዘይትኽእል ነገር ለጢፍካ ካብ ቃልሲ ምንጻል ቅኑዕ ኣይመስለኒን። እምበር ዘመድካ ከይከዊን ዶ ገለ ዶ ኢልካ፥ ኣብ ህግደፍ ብልክዕ ኣዝማድ ኣለዉኒ፠፠፠፠፠ ዓንደብርሃን ግን ናይ ስጋ ዘመደይ ኣይኮነ ፥ ናይ ዕርክነት። ካብ ከምዚታት ማሕዲገ ዝነብር ሰብ ድማ’የ። ስለዚ ንስኻ ከምኡ ኢልካ ትሓስብ እንተዳኣ ኮይንካ ዓንደብርሃን ዘመድካ ስለ ዘይኮነ ድዩ ክብለካ ይኽእል ኔረ። ኣነ ግና ኣብ ከምኡ የለኹን። ስለዚ ንኩሉ ህግደፍ ንምዕላው ሓንቲ እምኒ ውን ከቐብል ዝኽእል ሰብ ስም ሀሂብና ኣይነርሕቆ። ዝሕተት እንተዳኣ ኮይኑ፥ ኣበር ትፈልጠሉ እንተዳኣ ኮይንካ ሓቢርና ኣበረኛታት ዝሕተቱሉ ናይ ሓርነት መድረኽ ንፍጠር። ሕጊ ዘመድ ኣይብልን እዩ። ሕጂ ውን ስምን ክእለትን ዘለዎም ሰባት ካብ ስምዒታውያን ንላዕሊ ንጉዕዞ ሓርነት ከቃላጥፉ ከም ዝኽእሉ ይኣምን የ። ኤርትራን ክብራን ታሪኻን ከቢሩ ይንበር።

      • MightyEmbasoyra January 27, 2014

        Mesel,
        Just to answer the “Andebrehan” question: this guy has NO good history when he was in charge of Asmara university. He basically dismantle the institution. He had too much hatred and he was not shy of hiding it. If this guy has to be in charge of eritrea, for just 1 yr, there would NO more Eritrea at all. On the contrary, if Tesfay T. had a chance to lead Eritrea for one yr, that would be a blessing.

        • mesel January 27, 2014

          dear mighty

          again i am requesting u to substantiate your stand against Andebrhan and the like with a very concrete evidences.
          ”he had too much hate…….” this is what i am attributing to u. Too much hatred towards which group? and how did Andebrhan dismantled UOA? eventhough i enrolled Asmara University right after he was relocated , but i was told he did a lot of positive changes also. what he did was perceived in a very numerous ways as a matter of conflict of interest. up here again i am requesting a back up points to what you are arguing.
          with all the respect

          • Tes January 27, 2014

            Dear Mesel,

            Do you want evidence then here you get. When he was in Asmara university he was bold to take action without any fact whatsoever to please his master labeling experienced professors with outstanding academic credentials unqualified to teach and made them redundant. What make it amusing is that he was much lower than them by caliber and credentials and replacing the by Indian high school teachers. And now he pop out from the side and seem to care about justice and advocate for reform or cosmetic change of PFDJ. It is like Ali Abdu come out and advocating for justice without apologizing for his past deeds. My fiend you are allowed to accept them for what ever reason but don’t dare push others to forget and forgive. There is away to forget and forgive by following proper channel like wedi Vacaro. I am sure wedi Vacaro is much less guild by associating with PFDJ than Anderbrhan. I hope you can see the difference b/w those two.

          • MightyEmbasoyra January 27, 2014

            Ato Mesel,
            I think Tes has replied you for the proof but if you are asking any kind of documents or videos, I am out of lack. However, I am expecting few people (who were there during his tenure) to join on this topic.

          • Genet January 29, 2014

            Dear Mighty and Tes
            I Don’t know much about What happened at UOA. I would love to know more. I don’t know what Andebrhan did? I don’t know him. If one says, “he had too much hate…” to whom? are we talking about some specific group of people or are we talking about Eritrean in general? Since you both seem to know more about this issue, I would like to know more. I don’t think Tes answered mesel’s question with concrete evidences. For those of us, who don’t know the details of dismantled UOA, it is very important to know the truth without any bias. I like to support the truth, regardless of where the info is coming.
            Thanks!
            Genet

      • huq January 27, 2014

        I SUPPORT WHAT YOU HAVE SAID. WE NEED TO ENCOURAGE PEOPLE TO JOIN THE OPPOSITION GROUP EVEN IN THE LAST MINUTE. TO ERR IS HUMAN AND TO FORGIVE IS DIVINE. PEOPLE CHANGE IN THEIR WAY OF THINKING AS THEY GROW OLDER.

        • hamassenay karneshim adey January 31, 2014

          ANDEBRHAN IS FROM MENDEFERA.

      • Com´on! January 27, 2014

        ኣብ ምፍላም “ቀዳማይ ነገር ዓንደብርሃን ዝበሃል ሰብኣይ እንታይ ዓይነት ሰብ’ዩ ብርግጽ ኣይፈልጥን እየ።” ኢልካስ!
        ብ”ሕጂ ውን ስምን ክእለትን ዘለዎም ሰባት ካብ ስምዒታውያን ንላዕሊ ንጉዕዞ ሓርነት ከቃላጥፉ ከም ዝኽእሉ ይኣምን የ።” ብምባል ከኣ ዛዚምካዮ ኢኻ።

        በዓል ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊሽ (ወዲብዓታይ),ብኸመይ “ስምን ክእለትን!” ኣጥርዮም? ዋላ ንደቓይቕ እኳ ከየሻቕለካ, ንሓያሎ ዓመታት ብምስትንታን ይዕዘብ ንዘሎ ንቑሕ ኤርትራዊ, የዒንቱ ብዘንቁር ድፍረት; እዚ ትኩር ጸሓፋይ (ኢሳያስ ኣስፍሃ), ክእምት እኳ፡ “ወዲ ብዓታይ ወጽዓ ህዝብና ህጡር ቀውዖም ኮይኑ ካብን ናብን ብ first class ticket ሽነን ዝብልሉን ኣብ ብዓል ሓሙሽተ ኮኾብ ሆቴል ዘራጥጠሉ ጸጋ ኮይኑ ክቕጽል’ውን ብፍጹም ኣይንቕበሎን።” ዘሎ ዘርባስ, ኣይተሰቆረካን ማለት ድዩ?

      • abdu January 27, 2014

        mesel
        Well said; it can’t be said more than you already said thank you.

      • rezene kidane January 27, 2014

        ዝኸበርካ መሰል፡ ብቐዳምነት ብሓቀኛ ስሞም ዘይኣትዉ ሰባት ብዙሕ ስለ ዘይፈቱ እየ ከምኡ ኢለ ረሲነ ተዛሪበካ። ብተወሳኺ ወላ’ኳ ምስ ዓንደብርሃን እንተ ዘይሰራሕኩ፡ እንታይ ዓይነት ሰብ ምዃኑ ግን መሳርሕቱ ካብ ዝነበሩ ጽቡቕ ሓበሬታ ኣለኒ። ልዕለይ ዝፈልጡዎ ዘለዉ ሰባት ስለ ዘለዉ ዝያዳ ንሳቶም ክገልጹዎ ይሓይሽ ይኸውን። ብዝኾነ ብመልስኻ ዓጊበ ጥራይ ዘይኮነ፡ በቲ ምዙንን ርጡብን መልስኻ ኣዝየ ተሓጕሰ። ከመስግነካ እፈቱ። ልብካ ዝመልስ ናይ ሓቀኛ ተቓለስቲ ሓሳብ ኢኻ ኣፍሲስካ። ከማኻ ይብዝሑ እብል። ዝኾነ ይኹን፡ ኣብ ዝጸንሐ ይጽናሕ ኣብቲ ቃልሲ ክጽንበር እየ ንዝበለ፡ መርሓባ ክንብሎ እዩ ዘለና። ግን ከኣ በንጻሩ ዕሱብ ህግደፍ ከይከውን፡ ወይ ንስልጣኑ ጥራይ ዝቃለስ ከይህሉ ኣተኵሮና ክነሕይል ይግብኣና። ብወገነይ ግን ኣብ ልዕሊ እዚ ዓንደብርሃን ምስ ብጾቱ ጀሚሮሞ ዘለዉ ካብ ሓፋሽ ተከዊልካ ዝግበር ምንቅስቓስ ብዙሕ ዕቃበታት ከም ዘለኒ ክሕብረካ እፈቱ። ኣብ ሜዳ ናይ ዝነበረ ምስጢራዊ ሰልፊ ከይኣኽለና ሕጂኸ ናይ ምንታይ ምሕስዅሻዅ እዩ ክንድዚ ተኣንጐት ተሸብሸብ ዝብሃል ዘሎ? ምንቅስቃሶም ብብዙሕ ምልክት ሕቶታት ዝተመልአ እዩ። ደጊመ ነቲ ብሱል ኣተሓሳስባኻ እንእድ። ከማኻ ይብዝሑ!!

        • mesel January 27, 2014

          ረዘነ፣ ተስ፣ ዓብዱ፣ ሁግ፣ማይቲን ካልኦት አሕዋተይን
          ስለ’ቲ ሕውነት ዝሽትት ለባም ርእይቶታትኩም አመስግነኩም። ሓንቲ ክትርድኡለይ ዝደልያ ነጥቢ ድማ ኣላ። ኩሉ ኣነ ዝብሎ ፍልጠት ውሒዱኒ እንተዘይኮይኑ ፥ ተገሪሀ ንጽቡቕ ህዝቢ ኤርትራ እናሓሰብኩ ዝብሎ’ዩ። ህዝበይ ካብ ምህሳይ ክረኽቦ ዝኽእል ረብሓ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን። ኩሉ ”ሓርነት ደልየ እቃለስ ኣለኹ” ዝብል ተጋዳላይ ዝብል ስም ዝተጠምጠመ ቅኑዕ’ዩ ዝብል እምነት ድማ የብለይን። በቲ ሓደ ወገን ድማ መሳርሒ ህግደፍ ዝኾኑ ተበለጽቲ ንኩሉ ”ክገብር ይኽእል’ዩ” ዝብልዎ ሰብ ስሙ ብምብራዝ ተቐባልነቱ ከህስሱ ኢሎም ከም ዝጽዕሩ ኣንዳዕዲዐ እፈልጥ። እዚ እከይ ሜላ’ዚ በቲ ሓሰብቱ ዘበገስዎ መልክዕ ንኸይሰርሕ ድማ ንከምዚ ናትኩም አሕዋተይ ዝብሎም ዝመስለኒ አካፍል። ስለዚ ሕጂ ውን ደጊመ ተቓላጢፍና ስም እናሃብና ካብ መኣዲ ቃልሲ ኣይንኮንን። ጭብጢታት ኣኪብና ፥ ካብ ስምዒትን ጽልእን ርሒቕና ንሕቡእ ኣካይዳ ተቓለስቲ እናመሰሉ ቃልሲ ዝቖጽዩ ነቃልዕ። ንኹሉ ፣አወዳእታ ኣለዎ። ስልታውን ስትራተግያውን ኣካይዳ ይሃልወና። ጽባሕ ንግሆ ፥ ባይቶ ዓደቦና ባዕላቶም ዓደቦና እንተ ተቖጻጺረሞ፥ ኣብ ትማሊ ብታሪኽ፥ ኣብ ሎሚ ብበትረ ስልጣን ኣብ ጽባሕ ድማ ብምእማት ንዝበደሉ ክቕፍዶም’ዩ። ሕጂ ግን ብሕልና ብሕጊ ብፍርሃት እግዚኣብሄር ዝምእዛን ናይ ወራዙት ባህሊ ዝማእከሉ ባይቶ ንምትካል ንኩሉ ነሳትፎ። ሃገራዊ ሰራዊት ናይ ሃገር ዩ፥ መራኸቢ ብዙሓን ናይ ሃገር ዩ፥ ንዝኾነ ይኹን ፖሊቲካዊ ፍልስፍና ዘለዎ ውልቀ ሰብ ይኹን ጉጅለ ኣይምልከትን። ብኣንጻሩ ናይ ውልቀ ሰብ እንተኾይኑ ድማ እዛ ህጂ ኣብ ዓድና ዘላ’ያ። ስለዚ ሃገር ናብ ባይቶ ዓደቦ ንምምላስ ክፉትን ኣሳታፍን መደረኽ መጀምርያ ዳሕራይ ድማ ከከም በደልካ ኣብ ሚዛን ኮፍ ምባል፠፠፠፠፠፠፨

          • Tes January 28, 2014

            Mesel,

            Fair comments my bro. You good intention is appropriated.

  • wifero January 27, 2014

    Isayas; it is good to be aware but lets live on to day ‘now’ rather than in the past. ‘The enemy of my enemy is my friend’ but first make sure that he is the enemy of your enemy.

  • MightyEmbasoyra January 27, 2014

    Very good article, Isayas!
    I personally believe these people have never left HGDF at all. These are as criminal and murders as isayas himself. Why would any sane person would support these criminals. I wouldn’t.

  • Sala January 27, 2014

    ኢሳያስ፤ ካብ ተጋዳላይ ነይረ ኢልካ ትዛረብ፡ ኢርትራዊ’የ ኢልካ እንተ ትዛረብ ሰማዒ ምስ ረኸብካ። ካልእ ተጋዳላይ እንተሎ ቀስ ኢልካ ዝረኤ እዩ። እዚ ንፈልጦ ግን፡ ጊላ ናይ ውልቀሰባት ኮይኑ፡ ኣብ ሃገርን ህዝብን ገዚፍ በደል ዝፈጸመ ነውራም በጋሚንዶነት ዝተኸናነበ ተጋዳላይ ስለዝኾነ፡ ዝድንግጸሉ የለን። ካብ በደሉ ተናሲሑ ንሃገርን ህዝብን ዝጠቅም እንተሰርሔ መርሓባ ንብሎ። ክሳዕ ሕጂ ግን፡ ደንቆሮ፡ ሽፍታ፡ ሰባር ጻሕሉ እምበር፡ ኤርትራዊ ዝማሳገኖ ተጋዳላይ የሎን። ጊላ ነይረ በል።

  • Mahta January 27, 2014

    Now Akele people are standing against Andebrhan?? wey gud! why don`t you get life people. Ato Isayas you fight against hgdf for the last 15 years, so what have you done so far other than dividing people?you failed! people you kill the movement against hgdf it is a public secret, we all know that you will be against everyone who is not from Akele…but let me remind you…there are more people against you and your likes! tegeberwo kenreEy ina hasadat!

    • mesel January 27, 2014

      ማሕታ

      ፈትሊስ ክትጭደድ ትኽእል ዶ? ኤርትራ ድምር ስምዒታት ናይ ኩሎም ወገናታ እያ። ስለዝስ ኣብ ምጥርናፍ ምጽባቕ፥ ኣብ ምዝራው ድማ ምሕማቕ ከም ዘሎ ትዝንግዕ ኣይብልን። ብሓቂ ጽቡቕ ናይ ኤርትራ ትምነ እንተዳኣኮይንካ፥ ጽቡቕ ናይ ኩሎም ደሞግራፍያዊ ባእታታታ ተመነ። ኤርትራ= ማሕታ+ መሰል+ ሳሆ+ኩናማ+ደቡብ+ሰሜን+ሓማሴን+ኣከለ+ሳሕል፠፠፠፠፠፠፠፠

      • Mahta January 27, 2014

        Mesel hawey, I enjoy reading your comments, you are really a wise person! But I think people are doing this intentionally, they know what exactly doing! am not sure if your word could heal them. For me, it is all about dominance, it is a power struggle, it is about power! they try to dominate the opposition camp, they failed! now they are dreaming to dominate the future of Eritrea, as if they are the only clean people…we tired of brother!

        • MightyEmbasoyra January 27, 2014

          Mahta,
          I think you are wrong, again. You don’t even know where Ato Mesel is from. All I care is that he is Eritrean. BTW, in case you have wondered, Embasoyra belongs to Eritrea – not just to Akele. Was that your interpretation? My advise to you is to pay attention on the subject. You seem to be smart, so please don’t waste your mind.
          Just my two cents!

          • Mahta January 28, 2014

            Dear mighty, kemey qenika? i don`t have to know where Mesel is from.., he seemed a decent Eritrean! and that is enough for me. back to the topic, Mesel asked you for any proof for the crime commited by Andebrhan or wedi batay, yet I was eager to hear your answer. But, at the end you disappointed me Mighty arkey! i really didn`t expect nay beleka lekeaka ilal not from you anyway! You said that, if those people killed someone, let us know. As far as me concern, Andebrhan or wedi batay were never been generals or security officers, they always worked as a civilains. i`m not even sure that they were really tegadletes, they were hafash wedubat…So my point is, unless they kill someone in europe or US? pls let us know and we will hate them more than writer and Tes arkey! If you didn`t come with any concrete evidence, then I have the right to be suspeciouse of your intention. Well, you said the unfamous event of UoA, and his controversial role! if that is the only crime he committed, then who are you going to blame when 10,000 civil workers were fired from their job in 93/94? they overall system or….by the way someone wrote that, the majority of the people in UoA were from akele before Andebrhan appointed as president, if that is the case, why were the akele people were the majority? because they were the smartest people around or be wegeney wegeneka meliekemo neyrkum? we have to be honest hawey…kolel aytebeluna! What ever the truth is, in my opinion, in our road to democracy, unless the high profile intellectuals like, Dr Assefaw, Andebrhan, wedi batay…and many other didn`t join the struggle, we will live in endless kolel…they could be part of the problem in the past, but if they decide to become part of the solution, why can`t embrace them with open hand, as far as me concern, unless we have a hidden agenda we still need their experience and knowledge. Etom derefeti gen nay derfom yegebru!

    • Tes January 27, 2014

      Mahta

      you are the worst loser backward retarded! Got lost this is not for you. grow up I mean not physical I am sure you are grown up fool but mentally. Halay

      • Mahta January 27, 2014

        Tes, truth hurt!!!

        • mesel January 28, 2014

          ማሕታ፥ ማይቲ ከምኡ’ውን ተስ

          ምልልስኩም ቁሩብ ሞራለይ ተንኪፉኒ። ሰለስቴኹም ናይ ኣካዳምን ፍልጠትን ጸገም ዘለኩም ኣይኮንኩምን። ኣብ ኣጸሓሕፋኹም ደረጃ ንቕሓትኩም ይፍለጠ’ዩ። ማሕታ ንኣውራጃ ኣከለጉዛይ ኣንጻር በዓል ዓንደብርሃን ከም ዝተላዕሉ ጌሩ ገሊጹዎ። ተስ ድማ ኣብ ክንዲ ሓይሊ ሓሳባት ተጠቒሙ ንማሕታ ክእርሞ ዝፍትን ብጸርፊ ጌሩ ቅርቅር ኣቢሉዎ። ማሕታ’ውን ሓውሲ ከምኡ። እዚ ዓይነት ትሕዝቶን ቃናን ዘለዎ ምልልስ ግን ብሓቂ ንኤርትራ ይጠቕማ ዶ? ሓደ ነታ ከይተቖርመመት ከይተሸርመመት ከቢራ ክትነብር እንደልያ ኤርትራ ፥ ”ጽቡቕ እሓስበላ’የ’ ዝብል ኤርትራውስ ንሓማሴን ይኹን ንኣከለጉዛይ፥ ንሰራየ ይኹን ንሰምሃር፥ ንካርነሽም ይኹን ንማይ ተኸላ ። ። ። ። ። ። ነጺሉ ክደቁስ ክሓስብ ይኽእል ዶ? ገረብ ክትህሉ እንተዳኣ ኮይና ፥ ሱራ ጉንዳ ቆጽላን ካልእን ክህሉ ኣለዎ። ሓደ ካብዚኣቶም እንተዳኣ ጎዲሉ ገረብ ገረብ ኣይኮነትን። ኣነ ብወገነይ ሳሆ ዘይብላ፥ ደቂ ሰራየ ዝጎደሉዋ ፥ ኣከለጉዛይ ዝግፍዑላ፥ ዓፋር ክንጸሉ ዝደልዩላ፥ ብሌን ዝጎደሉዋ””””””’ወዘተ ወዘተ ኤርትራ እታ ኣነ ዝደልያ ኤርትራ ስለ ዘይኮነት ምስ ኩሎም ምልእታ ኤርትራ ክርእዩ ዘይደልዩ ሰባት ኣብ ቅርሕንቲ ኣለኹ። ስለዝስ ነተን ልዕሊ 1.5 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሓደ ባንዴራ ጠርኒፈን ዝኸዳ ዘለዋ በዓል ቻይና እናራኣና ነዛ ኣብ ከተማ በይጂንግ ከም ቀበሌ ውን ክትቁጸር ዘይትኽእል ናይ ስድራቤት ዝኾነት ሃገርና ኣይንበታትና። ምኽንያቱ ከንቲባ ከተማ በይጂን ንልዕሊ 24 ሚልዮን ሰባት የማሓድር። 3 ሚልዮን ህዝብና ድማ በላሕቲ ኢና ብዝብሉ ናይ ታሪኽ ስኹራት ኣብ ስለስተ ሚልዮን ተሚቒሉ። ”ዓለም በዲላትና’ሞ እንታይ ክንገቢር?” ብዝብሉ ንዓለምን ጥበባዊ ኣካይዳኣን ዘይፈልጡ ፥ ሓይሊ ህዝቢ ኤርትራ ውልቃዊ ብልሖም መሲሉ ዝተራእዮም ስኹራት።

          • mesel January 28, 2014

            mahta , tes and Mighty

            to be frank , you all are getting a bit younger than your age and maturity. i am 100% sure you are well informed and experienced in all aspects of the Eritrean political dynamism and you are aware of every thing related to our social fabric. so , i have to question my self if level education is proportionally related to enlightenment. i do not know why u r tapping the topic towards regionalism. how is Andebrhan representing the whole Hamasien people over here? are we all sure he dismantled UoA putting this bad intention of Awraja? are we sure or did we conducted a kind of assessment to proof that UoA was excellently organized before the coming of Andebrhan? if that is the issue , i think we speak comparatively. but in the absence of a kind of research and findings drawn up from , it will be a bit misleading. Again , i am waiting you to come up with genuine research on this case, brothers. this type of perceptions will take us no where i believe. how many professors were there? how many from Barka,seraye, akele, Hamasien, semhar……? what was the reason behind the imbalance and under representation of some regions? what were the previous history and records of Andebrhan in this mental illness of Awrajawnet? and are we sure he was not as competent as the professors who were in the university? do we have the right to nullify the academic papers of Andebrhan right over here? lets conduct a research on this and come up with a vibrant conclusion on the stream lining done by Andebrhan. i am no defending any individual Eritrean here. i just wanted to kill the culture of defaming individuals who stood tall in the front of justice seeking process. believe or not marginalizing any region or social segment will not take us any where. the solution is engaging all demographic elements in the process of change. if some one is hibernating now but planning to stand against Hamasien or akele in the future or to think to compensate any other element,,,,,, i am sure it will not work

          • Genet January 30, 2014

            Dear Mesel
            Don’t be demoralized by any body’s statement. I think you are a good Eritrean with a good head on your shoulder. I don’t care which tiny village you came from. All we need to know is where you stand about our unite. I believe, the number one reason the opposition against the dictator has been very weak and ineffective is due to individuals entitlement feeling. There is very serious problem in Eritrea. Eritrean people don’t know each other. But some of them are very sure they know the people from the different village and they express negative feeling toward them. They lack respect. There is also this very confusing issue, some people have this unfounded history that they have blood enemy within Eritrea. When they are asked for any clarification, they don’t come up with any explanations. If I hate some one, I have to have a good reason for other people to support me. Or help me to solve the issue. My point here is we need to discuss any issue openly. We should be willing to talk about any thing. I see people are asking “do you think I am from this area or that area in Eritrea” In reality, who cares? I believe our tiny village in Eritrean shouldn’t be a cause for us to be bias. Until we come to the reality that we the current and future generation, have to stand
            for equality, fairness, justice and prosperity for all Eritreans, we will all languish in a miserable life.
            Genet

      • Genet January 29, 2014

        Tes
        Why are you upset? You are acting like the YPFDJ/PFDJ. WOW! Is it true what Mahta is saying?
        Genet

  • wedimeriet January 27, 2014

    Thank you for the nice and honest feeling that you share with us.Brother they can’t foll again anymore, our emotions are in our brain not in our hearts, we were fooled twice. This is the time that we fight them by our money and education and investigate where all treasures of the country is going.Isayas and his cronies all they care is the money,has he ever talk about the budget of front or country, guys open your eyes kick where it hurts.

POST A COMMENT