Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንሃገርና ኤርትራ ናብ ቅልውላው ሸሚሙ ንህዝብና ብምብትታኑ ብትሪ ንዝነቐፉዎ ኣርባዕተ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ንምውንጃል ሰፊሕ ናይ ጸለመ ፕሮፖጋንዳ የካይድ ኣሎ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሃገርና ኤርትራ ናብ ቅልውላው ሸሚሙ ንህዝብና ብምብትታኑ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” ዘርእስቱ ሰፊሕ ሰነድ ብምዝርጋሕ ብጋህድን ብትርን ዝነቐፉዎ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣርባዕተ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብምውንጃል ስጉምቲ ምእንቲ ክወስደሎም ሳተላይቱ ብዝኾና ሃሱሳት

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሃገርና ኤርትራ ናብ ቅልውላው ሸሚሙ ንህዝብና ብምብትታኑ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” ዘርእስቱ ሰፊሕ ሰነድ ብምዝርጋሕ ብጋህድን ብትርን ዝነቐፉዎ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣርባዕተ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብምውንጃል ስጉምቲ ምእንቲ ክወስደሎም ሳተላይቱ ብዝኾና ሃሱሳት ወብሳይታት ሰፊሕ ናይ ጸለመ ፕሮፖጋንዳ የካይድ ኣሎ።

እቶም ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ፣ ኣቡነ መንግስትኣብ ተስፋማርያም ናይ ኣስመራ፣ ኣቡነ ቶማስ ዑስማን ናይ ባረንቱ፣ ኣቡነ ኪዳነ የዕብዮ ናይ ከረን፣ ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ ናይ ሰገነይቲ፣ ንጠንቅታት ስደትን ምብትታንን ህዝቢ ኤርትራን ብዕምቆት ተመልኪቶም ክታሞም ዘንበሩሉ ሰነድ፣ እቶም ካብ ስደት ዝተረፉ መንእሰያት ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ኣብ ቤትማእሰርትን ተዘርዮም፣ እቶም ኣብ ዓዲ ዝተረፉ ሽማግለታት ወለዲ ናባዪ ስኢኖም፣ ኤርትራዊት ስድራ ተበታቲና መሃነና ጠፊኡዋ ከምዘሎ ምግላጾም ናይ ኣደባባይ ምስጢር እኳ እንተኾነ፣ እቲ ምልካዊ ስርዓት ከም ኣመሉ እናነጻጸለ ጸረ ሃገርን ህዝብን ኣምሲሉ ብምጽላም ከጥቅዖም ይስማዕ ኣሎ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብቲ ‘መን’ዩ ኣቡነ መንግስታኣብ ተስፋማርያም?’ ዝብል ኣርእቲ ሂቡ ዘናፍሶ ዘሎ ጸለመ፣ ‘ስለምንታይ መራሕቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ጥራይ’ …ክብል ንጠቐነኡ ብምፍላም። ይኹን’ምበር፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣቡነ እንጠንዮስ ነቲ ስርዓት ብምቅዋሞም ካብ መንፈሳዊ መዓርጎም በቲ ስርዓት ተቐንጢጦም ንሓያለ ዓመታት ተሓይሮም ከምዘለዉ፣ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ‘ውን ብሰንኪ ‘ዚ ዘይሓላፍነታዊ ዓማጺ ስጉምቲ’ዚ ኣብ ክልተ ተገሚዓ ከምዘላ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ።

ኣቡነ መንግስትኣብ ብ 2003 ብኣጋጣሚ መዓልቲ ስዉኣት፣ ንፖለቲካውያን እሱራት ኤርትራ ብምጥቃስ ናይ ዕርቅን ሰላምን መልእኽቲ ኣብ ዘመሓላለፉሉ እዋን ‘ውን፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊኦም ተነጽሎ ንምስዓብ ናይ ኣመንቲ ካቶሊክ ኣምሲሉ ደብዳበ ብምጽሓፍ ከጥዖም ዘካየዶ ፈተነ ኣይተዓወተን።

እዞም ኣርባዕተ መራሕቲ ካሎትሊካዊት ቤተክርስትያን ብትብዓት ዝዘርግሑዎ ነቐፌታ፣ ንጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ ብዕምቆት ርእዩ፣ ህዝቢ ኤርትራ ድሕነት ዘድልዮ ውጹዕ ህዝቢ ምዃኑ ዘተሓሳሳብ ንመላእ ህዝብና ዝምልከት ሃዋርያዊ መልእኽቲ እዩ። መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኸኣ፣ በዚ መታለሊ ፕሮፖጋንዳ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከይተታለለ፣ ብንቕሓትን ብጽንዓትን ኣብ ጎድኒ እዞም ተባዓት ኣቦታቱ ደው ክብል ይግብኦ።

ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ወጻእን ዘለዉ መራሕቲ ሃይማኖትን መእመናንን፣ ሃይማኖታዊ እምነቶም ብዘየገድስ ምእንቲ’ዚ ናይ ፍትሕን ድሕነትን መልኽቲ ኣብ መትከል ሓቂ ጸኒዖም፣ ነቲ ህልቂት ህዝቢ ኤርትራ ዘይስቆሮ መዳኸሪ ስርዓት ክምክቱዎን ክዅንኑዎን ኣለዎም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
67 COMMENTS
  • shmdelay June 14, 2014

    ሐውኻ አበይ አሎ ?????????????
    ደጋጊምኩሞ አሞ ነብስኩም ሕተትዋ መልሲ ካባኩሞ

  • Selamawi' June 14, 2014

    I printed out and read “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” with great interest. This Pastoral Letter is essentially spiritual guidance to the faithful and to those persons of good will. “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” is thorough and informatively educational. Its main goal is to preach the Gospel which is the primary purpose of any bishop.

    Any person of ‘good will’ cannot but appreciate the bishops for the depth of the contents of this Pastoral Letter. Against all the evidence available to me, I hoped that the regime would possibly change its mind and try to learn rather than decide to defend the the indefensible situation it has created in our society.

    Pfdj leaders and its operatives are neither followers of the Gospel of Jesus Christ nor persons of good will. They will smear, character-assassinate and continue to deceive the innocent. Ironically this kind of behavior is one of the reasons why we are in this political abyss, and the bishops rightly criticized.

    If pfdj could not learn from its own members e.g. G 15, it could not listen to the teachings of Patriach aAbune Antonios, it could not learn from Abune Makatios (audio visual available in youtube), it could not learn from “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” then it clearly shows that it has a different agenda. It wants to dismantle the Eritrean social fabric, and eventually destroy the nation.

    I would like to make two points here:
    1. To those who think that the Orthodox Church has not been witnessing the Gospel Truth, please read Abune Antonios (Patriarch), Abune Mekarios (watch youtube), and remember the many priests and deacons victims of pfdj. The Church has been targeted systematically.

    2. “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” (‘Where is your brother?’) is educational document from spiritual leaders, it is not a political manifesto. The illegal regime we have in Asmara does not have grounds to accuse the bishops or, as some have suspected, to arrest them. If the regime decides to arrest them, first it will have to render the faithful inactive. I am sure many of the faithful will rather die for their faith rather than let their bishops arrested. It seems to me that it is not in the best interest of the regime to arrest these bishops. It is futile exercise if the regime attempts to divide them. These towering bishops are far beyond the earthly, man made dividing lines: their final goal is how to lead the faithful to the Kingdom of Heaven.

    In the end I urge every citizen to spread the document “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” to the wider society. It is our responsibility to defend our citizens from smear campaign and from all forms of abuse. May God show us the back of pfdj regime before it kills the nation. Amen.

  • semhar fesehathion June 14, 2014

    Haymanotawi merhinrtom bezeygdis mibal sii entay melekity ne mimhlilaf eyu merhti haimnot be zaeba hakin thedkin ember be zaeba poloticawi areaeya kizarebu aygebaein zeykawin aynzareb.

    • Eritreawit June 15, 2014

      Semhar fesahtsen
      Do you think our people’s suffering is poletics?
      360 Eritrean young perish in the sea is politics to you. Qanza Eritreawean zeysmo
      Eritreawi aykonen. Emo semhar nebsiki fetish. Donkoro aytkuni.

  • semhar fesehathion June 14, 2014

    Radio assena kelay poloticaei rebhakum ne miksab ne haimanot hinfshifsh ab mitawin seb ne hadhdu kem zenkot ab migbrin zelkum belug tebagiso kab radio assena radio hassina entebhal bezuh tektatrlty mis rakbkum zibil reiyoto aleni miknyatu kab haki hasotkum sela zezayed.

  • abraham June 14, 2014

    Deplomacy Eritrea tehti zero werida
    Isias ekuy neti biantoni Osman Salih nab Russia lieku abten Russia behayli zewerereten aditat malet Cremia, Abkazia, Astonia zetebahla aditat UN kem
    hager zeyfeleten aditat b Russia nkfto
    Zey hgawi mebtsah kgebir kenyu alo.
    Ezi Neti serat HGDEF fshlet eyu.

    Abraham

  • SUICIDAL FREEDOM June 14, 2014

    “እዚ ዝስዕብ ርእይቶይ ነቶም ኣርሒቖም ዝሓስቡ ጥራይ እዩ፣ነቶም ሽግርናን ሕብረተሰብኣዊ ሕማምናን እንተዘየልዓልናዮን እንተሸፈንናዮን እንተዘይሓከምናዮን የቃራርበና ኢሎም ዝሓስቡ ደንቆሮታት ኣይኮነን ”

    “እታ ጻሕልናስ ነታ በራድና ኣንቲ ጸላም ኢላታ”ወይ ጉድ !!!

    እቶም ብንጹህ ሓንጎል ትካታተሉኒ ,ብድምጺ ሰብ/popular opinion ወይ ኣየናይ እዩ ህዝቢ ዝድግፎ/crowd pleasing ኢለ ዘይኮነ፣ብሕልናይ ከም ዝጽሕፍ ትፈልጡ ኢኹም።ኣነ በቦይ ድምበዛናይ፣በደይ ጉሕጭዓታይ ምዃነይ ገሊጸልኩም እየ።80% ነቐፌታይ ድማ ኣብዘን ክልተ ኣውራጃ ዝተመርኮሰ እዩ፣ንጀበርቲ በቲ ሓደ ሸነኽ እቲ ኣዎንታዊ ሸነኾም ክካላኸለሉ ከለኹ፣ነቶም ራቢጣ ኢስላሚያ ኢሎም ዝተላዕሉ ፖለቲካውያን ግና ብርዔይ ካብ ሴፍ ናይ ዘርኣይ ደረስ ይበልሕ።…ካብ ጀበርቲ ይኹን ሓማሴን ሰራየ ናይ ፈላላዪ ወይ ሓሲኻ ዝብል ኣይረኸብኩን።ምንም እኳ ብጠቕላላ ክንዛረብ እንተዘይክኣልና፣ሓደ ኣውራጃ ይኹን ኮሙኒቲ ናይ ሓባር ዝኾነ ጽቡቕን ኣሉታውን ሸነኽ ኣለዎ።ብዛዕባ ኣከለጉዛይ ከዕልል ከለኹ ከመይ ዝኣመሰሉ በላሕቲ፣ሓዎም ዝፈትዉ__ናይ ኢትዮጵያ ሲቪላዊ ሃብቲ ድማ 85% ኣብ ኢዶም ከም ዝነበረ ፣እዚ ድማ ብዘይ ሓዎም ዘይበልዑ ምዃኖምን ፈተውቲ ደቂ ኣውራጅኦም ምዃኖምን ዝገልጽ ኣዎንታዊ ነጸብራቕ እዩ።ብኣምሆይ ግን ሓንቲ ኣሉታዊት ነገር ስለ ዘልዓልኩ፣ካብዞም ኩሎም ለባማትMIGHTY EMBASOYRA /MIGHTY AKELE ንኢትዮጵያ ሰዲዱኒ ጥራይ ዘይኮነስ ፣ኣነ ፈላላዪ ምዃነይ ገሊጹ።ወዲ ኣከለጉዛይ ንዓይ ፈላላዪ ክብለኒስ ሓደ ኣብ WHEEL CHAIR ዘሎ QUALRAPLEGIC ቆራይ ከም ዝበለኒ እዩ ዝቝጸር !!!!
    ግን እቲ ጉዳይ ዘምጻእኩዎ “ናይ ደረውህ ግራዝማች እየ እሞ ኣውራጃይ ኣይትተንክፉ ” ዝብሉ ደቂ ኣከለጉዛይ ኣብ ኩሉ ኮንቲነንትን ሃገራትን ስለ ዝርኣዅዎም ኣይገርመንን።
    ናብቲ ቀንዲ ጉዳየይ ክኣቱ፣ኣነ ከም ውላድ,ከም ሓው,ከም ኣቦን ..ሰፍ ዘይብል ጌጋ ስለ ዝገበርኩ ብኡ ምኽንያት እየ ጽቡቕ መኻራይ ዝኸውን ኢለኩም እየ።
    ሕጂ መንግስቲ ኤርትራ ነዛ ጉዳይ ኮተሊኽ ብኣከለጉዛይ ኣውራጃ ከም ዝተላዕለት እዩ ክጠውያ/ክገልጻ፣ክዕወተላ እዩ ድማ።ነዛ መሳርያ እዚኣ ዝህብዎ ድማ እቶም እንተተማህሩ መሊሶም ኣውራጃውያን ዝኾኑ ማእለያ ዘይብሎም ደቂ ኣከለጉዛይ እዮም !!!
    ደቀየ ፣ኣነ ትምህርቲ ክኾነኩም ናይ ዝተፋላለዩ ሕብረተ ሰባት ተደላዪን ዘይተደላዪን ባህሪታት ገሊጸ ከለብመኩም ስለ ዝደሊ እየ።ፈሊጥኩም ድማ ነቲ ጉድለት ክትርድእዎ እሞ ብሜላ ክትምክትዎ እዩ።ዝኾነ ኤርትራዊ መሰሉ ክሕለወሉ ኣለዎ።ሃገር ናይ ለባም, ዓሻ, ወገናዊ, ሃይማኖታዊ, ምሁርን ምሃይምን እያ።ነቶም ወገንነት ኣብ ሃገራውነት ዘየእትውዎ ድማ ከም ድላዮም ወገናውያን ክኾኑ መሰል ኣለዎም፣እንተደልዮም ስእሊ ሓምሊ ኣድጊ, ኩዕንቲ. ወይ መሸበኽ ዘለዎ ካናቴራ ኣስሪሖም እንተኸዱ እውን መሰሎም እዩ። ኣነ ዘልዕሎ ዘለኹ ኣብቲ ሃገራዊ ጉዳይ እውን ከም ዝኣቱ ስለ ዝርኣኹ እየ።
    ብሓጺሩ እዞም መራሕቲ ካቶሊካዊት በትኽስያን ዝገበርዎ ዝድነቕን ንነብሶም ድሕንነት ኣብ መቓብር ኣእትዮም ዝገበርዎ ንመስዋእቲ ቅሩብነት እዩ ዘርኢ።
    ከምቲ እቲ ዓቢ መጽሓፍ ዝብሎ ግን ኣብ ዓይንና ዘሎ ጉንዲ ከየውጻእና ኣብ ዓይኒ ካልእ ዘሎ ገፈል ከነውጽእ ምፍታን ኣምስሉነት እምበር ካልእ ኣየስምዕን።
    ኣብ ኢታልያ ዝግበር ዝነበረ፣ሕጂ ይሃሉ ኣይሃሉ ኣይፈልጥን (ድሙ እንተቖረበትሲ ጸባ ምስራቕ ኣይትገድፍን)ከም ዝብሃል እቲ Process እንተሃልዩ እቲ ተግባር ናይዞም ነውራማት ኣቕሽሽቲ ጠባይ እውን ክቕጽል እዩ።
    እቲ በትኽስያን ጣልያን ንኤርትራውያን ካናዳ ንክኸዱ Interview እናገበረ SPONSOR ይገብር ኣብ ዝነበረሉ ፣እቶም ደቀያይ ንኢስ ኣቕሽሽቲ “ኣይቲ እዩ ዓድኺ እዛ ጓለይ??? ኣይቲ እዩ ዓድኻ እዚ ወደይ” እናበሉ__ብዙሕ ናይ ምፍልላይ ጉዳይ ከም ዝነበረ ብብዙሓት ወራዙ ሰባት ዝተገብረ ዘነውር ልማድ እዩ ኔሩ ፧ወዮ Sponsor ገበርቱ ማሕበር ካፑቺኒን ቫቲካንን ከለዉ ቀዳምነት ንደቂ ኣውራጅኦም ከም ዝነበረ እዩ !ንኣምላኽ ነብሶምን ጾታዊ ርክብን ቶባ ኢሎምሲ ነታ ወገንነት ግን ናይ ኣምላኽ ኢና እናበሉ እውን ክሓድግዋ ኣይክኣሉን።ኣብ DNA ናቶም ስለ ዘሎ እዩ።ካብቲ ደፋእ ኣድጊ ክሳዕ እቲ PHD holder !!!ወረ እንተተማህሩን ናይ ኣምላኽ እንተኾኑን መሊሶም ይገዱ ።ስለዚ እቲ ንህዝቢ ምቛምን ምስዋእን ዝድነቕ እንተኾነ፣ግን ገዛኹም ምጽራይ ክኣ ኣድላዪ እዩ፣ካብቲ DNA-ኦም* ብመርፍእ ስሒብኩም ከተውጽእዎ እንተኽኢልኩም እምበር ዝሓድጕዎ ኣይመስሉን።ኢሳያስ እንተገበሮ ጨካንን ፖለቲካውን እዩ ንስኻትኩም ግና ብሽም ጽድቅን ክርስትናን ንገመል እናውሓጥኩም ንመርፍእ ምስምቓር ግደፉ።

    ነዚ መምሃሪ ብርቱዕ ፈውሲ ,ከም ንሓደ ኣውራጃ ምጥቃን ዝጥቀሙሉ ናይ ባዕሎም ድኻም እዩ ዘርኢ።ኣነ ግን ድሩዕን ኮሮኔል ዑቕበን ክእሰሩ ዘይዓጅበኒ፣ጴጥሮስ ሰለሙን ክእሰር ግን ቀጭቀጭ ዝብለኒ ኣይኮንኩን።

    Uncle SYE

  • Simon G. June 15, 2014

    ስየ ኣብርሃ
    ዛዘረባኻ ደኣ እንታይ ያ ኣስፊሕካያ። ሓደ ማይቲ ተዛሪቡኒ ኢልካስ ንብምሉእ ኣውራጃ ኣልማማ ለኪምካያ።
    ኣጸሓሕፋኻ ለባም ትመስል ግን ኣብ ጌጋ መርበብ ሓበሬታ ከጥሉ ተጠራጢረ። ኩሉ ትጽሕፎ ን ኤርትራ ኣትሒትካ ን ኢትዮጲያ ተጸባብቕ።
    ሓንቲ ትገርመኒ ነገር ኣላ ግን፥ እንታይ ኢኹም ካብ ኢሳያስ ጀሚርኩም ን ኣከለ ጉዛይ ትፈርሕዋ። እዛ ሕቶ ን ስየ ኣብርሃ ጥራይ ኣይኮነተን። ዋላ ንወዲ ሓመድ፣ ማሕታን መሰልቱን ከማን ይምልከት።

    • asghedom June 15, 2014

      simon you don’t know
      in Eritrea if you have a little difference in idea, your name is Agame, weyanie etc .
      normaly akeleguzay was always Agame. because they protest the behavior of Issayas starting from the Ghedli time.
      don’t weary the truth will over come , and the same people who are shooting against the people who is criticizing this regime will dance with those who are fighting for the second liberation of eritrea

  • SUICIDAL FREEDOM June 15, 2014

    Simon G.,

    ምናልባሽ እስከ ዕድል ክህበካ እንደገና ከተንብባ፣
    ግን ምናልባሽ ሓድሽ እንተዄንካ ነዚ ዌብ ሳይት__ኣነን ኢሳያስን ብሓደ ንቑረን ሰባት ኣይኮንናን።ኢሳያስ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ኮንዶም ተጠቒሙ ኣቢሲንያዊ መራሒ ክኸውን ዝደሊ እዩ።ኣነ ነቲ ናይ ህዝበይ ጽቡቕ ዝደሊ እየ።ዳሕራይ ድማ ካብቲ ርእይቶኻ መስተውዓሊ ኢኻ ትመስል__ካበይ ረኺብካዮ እቲ መልእኽቲ ናብ ማይቲ እምባሶይራ ምዃኑ ፧ ንሱ ከም ኣብነት ዝመጸ ድኣ እምበር ንማይቲ ዝገልጽ ኣይኮነን፣ንሱ ኣረኣእይ ኡ ናይ መስተውዓልቲ ከሎ፣ድማ ነቲ ናይ ገለ ፖለቲካዊ መርገጽ ናይ ሓማሴንን ሰራየን ኣውራጃ ክነቅፍ እንከለኹ፣ብሕልፊ ነዘን ኣከለ ባህ ከይብለን ዝብል መርገጽ ብጋህዲ እናኾነንኩዎ ኣስቂጡ ጸኒሑ ኣብታ ናይ ሃይካ ፣ቀጭ ቀጭ ዘበለቶ እየ ዝገለጽኩ፣እንሆ ንስኻ እውን ነቲ መግለጽየይ ሂወት ትህቦ ዘለኻ፣ ኣነ ,ህዝቢ ከባቢ ሓማሴን ንኢሳያስ,ወዲ ላሕምና ኢሉ ክድግፎ ከሎ ድጓሕ ዝመጸኒ ሰብ እየ።እቲ ዘመሓላለፍክዎ መልእኽቲ ድማ ነቶም መራሕቲ ኣቕሽቲ ኮተሊኽ ነቲ ክፍኣት ኩሉ ክቃወምዎ እየ ዘመልከትኩ።ኣነ ግን ምስቶም ልቢ ኢሉ ሳምቡእ ዝወተፈሎም ፣ኢሳያስ ዝድግፉ ደቂ ኣውራጃይ ከተቐምጠኒ እንተ ዄንካ ትጋገ ኣለኻ።እቲ ህዝቢ ኣውራጃ ሓማሴን ብሓደ ሰራሕ ጻሕሊ ዝተሰርሔ ኣይኮኑን፣ንሳስ ኣብታ ናዮም ድኣ ሃሰስ ይበሉ።ኣነ ናይ ባዕለይ ኣተሓሳስባ ዘለኒ፣ህዝቢ ሓማሴን ንሓድ ጨካን ከምልኽ አዝዩ ዘጕህየኒ ሰብ እየ።ብዛዕባ ንህዝቢ ኣከለጉዛይ ዝፈርሕ እንተኾይነ ግን፣ምሕረቱ ሃብተ መን እዩ ኢልካ ሕተቶም ነቶም ኤድመንተን ካናዳ ኣዝማድካ፣ተልባ ቢንጫጫ ባንድ ሙቀጫ በሉ ኣምሓራ ።ነቶም ካብ ደረፍቲ ናይ ኤርትራ ኤድመንተን ካናዳ ።ክደርፉ፣ነቲ ወዲ ኣውራጅኦም ጥራይ ስሒቦም ዝጋብዙን፣ሓኪም ዓይኒ ብናይ ሰብ ሜዲካል ዘርእዩን ፈላለይቲ ሃገራውያን ሕተት።

    ህዝብና ህዝቢ ኣከለጉዛይ ብወገናውያን ኣይግለጽን፣ንመሰሉ ጠጠው ክንብል ኢና

  • Simon G. June 15, 2014

    ስየ ኣብርሃ
    ኣይትሓዘለይ ‘ምበር: ምሕረቱ ሽም ጓል ‘ዩ መስለኒ። ኤድመንተን ግን ዝፈልጦ ሰብ ስለዘይብለይ ክሓትት ኣይክእልን ፡ ምስ ይቕሬታ።
    ናተይ መርገጽ ‘ዶ ክነግረካ (ሚስጥር ስለ ዝኾነ ንሰብ ከይትነግር ሓደራ)? ብውልቀሰባት ምውዳስ ወይ ምውቃስ ጥራይ’የ ዝኣምን። ስለዝኾነ: ንብምልኡ ኣውራጃታት ኣይትውቀስ። ንምዃኑ ኣበይ ረሲዕካዮም እቶም ካልኦት ጀጋኑ ኤርትራውያን?
    ከም ጸሓፋይ ግን: መስካሪ ኣየድልየካን። ምሉእ ብቕዓት ትውንን። ቀጽሎ ድማ።

    • SUICIDAL FREEDOM June 15, 2014

      Simon G,

      Use your smart to teach or to learn..People know me here..I stand by what I say .Isaias’s power life is prolonged by Awraja’s who hate him because of his Hamasien & those who love him because he is Hamasien.
      “ሕጂ መንግስቲ ኤርትራ ነዛ ጉዳይ ኮተሊኽ ብኣከለጉዛይ ኣውራጃ ከም ዝተላዕለት እዩ ክጠውያ/ክገልጻ፣ክዕወተላ እዩ ድማ።ነዛ መሳርያ እዚኣ ዝህብዎ ድማ እቶም እንተተማህሩ መሊሶም ኣውራጃውያን ዝኾኑ ማእለያ ዘይብሎም ደቂ ኣከለጉዛይ እዮም !!!”
      ማእለያ ዘይብሎምማለት ኩሎም ማለት ኣይኮነን።ኣነ ንትምህርቲ ኢለ ኣምጺኤዮ።ህዝብና ህዝቢ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ድማ በዚ ኣነ ዝብሎ ዘለኹ ይሓዊ፣በቲ እቶም ጸበብቲ ዝገብርዎ ደማ ይጥቃዕ።ብዙሓት ምስዘይ ወዲ ኣውራጅኣ ዝተመርዓወት ንእሽተይ ንፋስ ምስ ዝ ህሉ ብኣ ሾሊኾም ኣትዮም ዘፋትሑን፣ወደያይ ንኢስ መካይድኻ ፍለጥ ዝብሉን ይፈልጥ፣እዚ ግን ዲሞክራስያዊ መሰሎም እዩ።ንዓይ ይኹን ንኻልእ ኣውራጃ ኣየእትዎን እዩ።ኣዋልዶም ንዝደለይዎ ይሃብዎ፣ምስ ሃገርነት ዘተሓሕዞ የብሉን። ምውንጃል ውን ኣይኮነን።ግን እዚ ለባም ህዝቢ ብልቢ ምስ ኣሕዋቱ ኮፍ ኢሉ እንተዝዝቲ ጽቡቕ ኔሩ።ምኽንያቱ ኣነ ኩናማ ይኹን ዓፋር ኣከለጉዘታይ ክህደን እንከሎ ነቲ ድምበዛናይ እውን ስለ ዘይተርፎ ንኹሉ ጠጠው ክብለሉ እየ።ግን ኣደስ ኩሉ ነገር ትሓብእ እሞ ሓባል ዓይንኻ ኣይትሓብእን ከም ዝብሃል እዞም ነቲ ወገንነት ከም ጋቢ ተጠምጢሞም ሰብ ከይትኣማመን ዝጻወቱ ሰባት ኩላትና ሓደ ኢና ኣይብልን እየ።ኣነ ከም ሓማሴናይ ንሰብ እዝኑ ዝጨድድ ከም ደም ትሓለብ ወይ ደም ሕራእ ንኽብል ኖርማል እዩ፣ንሓደ ሰረወታይ ወይ ኣከለጉዘታይ ግን ይቕዘፍካ ክብል ይቐሎ ፣እቲ ደም ሕራእ ጽያፍ ስለ ዝኾኖ፣ኣነ ግን ካብ ዝቕዘፍ ደም ክሓርእ ይመርጽ__ክትርዳእ ትኽእል ስለ ዝኾንካ እናፈለጥካ ኣይተባላሹ፣ጎበዝ።

  • Delaii fithi June 15, 2014

    Semhar fisihatsen anti tsemam denkoro kindey yihiwatki bisenki ezi gohaf higidef yitefiu alewu

POST A COMMENT