Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ማሕበረ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ፡ ንዓመተ 2014 ትማሊ ቐዳም ምስ ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ኮይኑ ጸምቢሉዋ።

ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ፡ ኣንጻር መላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝቃለሱ ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኣብ  ዓዲ ኢንግሊዝ ዝቖመ ማሕበር ተጋደልቲ፡ ትማሊ ቀዳም 04 ጥሪ 2013 ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ምስ ዝነብሩ  ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ብሙኻን ንዓመተ 2014

ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ፡ ኣንጻር መላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝቃለሱ ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኣብ  ዓዲ ኢንግሊዝ ዝቖመ ማሕበር ተጋደልቲ፡ ትማሊ ቀዳም 04 ጥሪ 2013 ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ምስ ዝነብሩ  ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ብሙኻን ንዓመተ 2014 ጸምቢሉዋ።

እቲ ብማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዝዓተዓደመ ናይ ድራርን ምዝንጋዕን ምሸት፣ እቲ  ማሕበር ተጋደልቲ  ኣካልን ኣምሳልን ናይ ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ሙዃኑን ንኹሎም ኣቐዲሞም ኣብ ቃልሲ-ፍትሒ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ሓይልታት ኣኽብሮቱ ንምርኣይን እዩ ወዲቡዎ።

ኣብቲ ኣጋጣሚ  ንዕዱማት ምስጋናን ኣኽብሮትን ብምቕዳም ዝቐረበ ቃል ማሕበር፡-

EPLF_2ትማል ኩሎም ተቓለስቲ ገድሊ ኤርትራ ጀብሃን ሻዕቢያን፡  ኣብ ቃልሲ ናጽነት አእጃሞም ኣበርኪቶም ብኽልተ ልዕለ ሓያላን ንዝድገፍ ንዘነበረ ስርዓታት መግዛእቲ ስዒሮም ናጽነት ክውን ብምግባሮም ኪሕበኑ ዝግበኦም እኳ እንተኾኑ፡ እቲ ናይ ትማል ሓበንን ፍናንን ግን  ብሰንኪ ጉጅለ ምልኪ ስለዝተጋህሰ ነቲ ህዝብን ሃገርን ዝርምስ ዘሎ ጠላሜ-መብጽዓ ስርዓት ገጢሞም ብምስዓር ነቲ ሓበን ኪመልስዎ ቅልጽሞም ከሕብሩ ይጽውዕ።

እቲ… “ክብሪ ቓልሲ ልዕሊ ኩሉ ክቡር ህይወቶም ንዝበጀዉ ሰማእታትና ጥራሕ እዩ ዝግባእ”  ዝበለ መግለጺ ማሕበር ” እቲ ዝተረፈ ኩሉ፡ ሃገር ርህዩዋ ቀሲናን ኪሳዕ ዝርኢ ብቐጻሊ ዝሕደስ ብስራሕ ዝምስከር ቃል ሕድሪ ከተግብር ትጽቢት ከምዝግበረሉ ኣተሓሳሲቡ።” ኣስዒቡ እቲ መግለጺ፡ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ለውጥን ሕሉፉ ተወኪሱ ብሓባር “ትማል ብኸመይ ኢና ተዓዊትና፣ ስለምንታይ’ከ ሎሚ ወዲቕና፡ ጽባሕ’ከ ብኸመይ ኪንዕወት ንኽእል’ ብምባል ብሓባር ኪዝትን ዘትዩ ፍታሕ ኪቅርብን ልዑል ትጽቢት ከምዝግበረሉ ኣተሓሳሲቡ።

ውፉያት ሃገራውያን ድምጻውያን ተጋደልትን ዋርሳይን ነቲ ደምበ ተቓውሞ ኣብ ዝውድብዎ ምሸታት ናይ ምስታፍ ዝጸንሐ ሓጹር ሰባቢሮም ድሕሪ ደጊም ይእከል ብምባል፡ ምስ ደለይቲ ለውጢ ወገኖም ብምስላፍ  ነቲ ምሸት ብምኡዝ ድምጾምን ቃኖኦምን ኮሊዖሙዎ ኣምስዮም።

ስነጥበባውያን ሃገርና ድሕሪ ህልቂት ላምፔዱሳን ጃምላዊ ፍልሰት መንእሰያትናን ናይ ቃልሲ ወኒን መንፈስን ዘበራብር፡ ሓያልን ምኡዝ ዜማታት ብምፍራይ ንህዝቢ ይጉስጉሱ ብምህላዎም ብዝያዳ ኪተባብዑን ኣብ ቃልሲ ናጽነት ልዑል እጃም ከምዘበርከቱ ኣብ ቃልሲ ሓርነት እጃሞም ከበርክቱ ዝሕተትሉ እዋን ሙዃኑ ብምዝካር ዝተረፉ ኩሎም ነቲ ዘሎ ከታሪ ሓጹር ደጋፍን ተቓዋምን ብምስባር ኣብ ጎድኑ ውጹዕ ህዝቦም ብምስላፍ  ኣሰር ቀዳሞት ብጾቶም ኪኽተሉ ተሳተፍቲ ጸዊዖም።

እቲ ብናይ ድራር እንግዶትን ምውቕ ባህላዊ ምዝንጋዕን ደሚቑ ዘምሰየ ምትእኽኻብ ንኹሎም ተሳተፍቲ ሓይልታት፡ ኤርትራዊ ብዝኾነ ይኹን ስምን መጸውዕን ይወደብ ኩሉ ድሌቱን ኣተሓሳስባኡን ኣብ ሓደ ዕላማን ኣተሓሳስባን ከምዘሎ ዘረድእ ሙዃኑ ዘግሃደ እዩ ነይሩ።  ኣብቲ ምሸት ዝተሳተፉ ዓበይትን ናእሽቱን ሓርበኛታት ተጋደልቲ ጀብሃን ሻዕቢያን፡ ውህደትን ሓድነትን ተቓለስቲ ዘማዕብልን ሓድሕዳዊ ምትእምማን ሓቢርካ ምስራሕን  ዘጎልብትን ናይ ሓባር ምሸታት ኪውደብን ኣተሓሳሲቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
42 COMMENTS
  • okbai January 6, 2014

    tegadelte metrnafkum thebuke eu gen nementay tetrnefu alekum ente ne esyase ketewdku elkum tetrnefu alekum betame dengekum

  • rahwa January 6, 2014

    well done, brothers!

  • GOJAM January 6, 2014

    HI AGELGELTI NEBER HAPPY NEW YEAR AND KEEP DANCING LIKE YOU USE TO DO ASHEM ASHEM. WECHO TEGELBETKAYO WECHO THE CANCER OF NEW GENERATIONS.

  • redae January 6, 2014

    what dose it mean (mahber tegadelti hzbawi gnbar)? 99 percent of EPLF fighters are not criminals.but they are because they never come up on puplic meetings.the reason is they were at war of eliminaton against each other.the group who is active is mesfin hagos hale monkeros Dr asfaw,this group is coneccted with issaya`s governement.eritreans wacth becarefull from this group.i would like to see others take over these hiden criminals and join with your peepl to take over their boss issayas from our blessed country.

  • Haile2 January 6, 2014

    Thank you for your service, and no doubt your historic legacy lives forever!!

  • ካሕሳይ ተስፋሚካኤል January 6, 2014

    ኣነስ እንታይ ምበሀልኩ ምጥርናፍ ንሓድነት ጹቡቕ እዩ ግን ተጋዳላይ ሻዕብያ ጥራሕ በሀይኑ ነጻነት ከምዘምጽአ ጌርካ ኩልስዕ ምዝራብ ነቶም ኣብ ካልእ ውድብ ዝተሰውኡን ዝሰንከለን ነታ ከዲማ ገንዘባን ወርቃን ዝሃበት እቲ ሓረስታይ ድራሩ ገዲፉ ተጋደልቲ ዘድረረ ሕሉፍ ሓሊፉ ናይ ቃልኪዳን ካትመን ዝሃባ ንምንታይ ድዩ ኔሩ? እም ነናሳዕ ነጻነት ንበይንኹም ከምዘምጻእክማ ምብዴዕ ኣወንታውን ሰውራውን ኣየስምዕን አዩ።

  • tesfaldet January 6, 2014

    this are E L F left overs not hizbzwi ginbar iknow some of them i my self use to be with E L F wich iregraet for westing my time

  • Wedi Meret January 6, 2014

    What are they trying to achieve?
    are they saying we have leaders who are trying to avoid justice? no dougt these tegadelti are innocent and paid their lives for their own people and in the end the have been thrown away as if they are nothing and yet they are repeating the same sort of history.

    do they want a punching bag of Mesfin Hagos, Abdela Adem, Andebrehan etc. these are the vey people who played with our tegadelti.
    Amanuel you should know better. you are loosing credits.
    no matter what Mesfin Hagos and his cronies will never avoid justice.
    Eritrean youth the country is yours and you need to work harder and get your own country these people are retired no energy left in them.
    Shame on you

  • habtom January 6, 2014

    mtekkab beal mgbar tsbuk eyu kem ab pic zreakwo gn meneseyat zesatefe aymesln ?

  • Tekluu Gubtaan January 6, 2014

    ነጸነት ገና ዓመት ኣየቑጸረን ነበረ ፡ሓደ ዳቦ ጽሓይ ኣብ ምውደቓ ገበላ ህድምኦሞ ንዘኾነ መነደቕ ተጎዚጉዞም በተን ጨምታላት እርጋን ዘዳኸመን ኤዕንቶም ኣብ ቀረባ ረሕቀት ንዝነበረ ገልጠምጠም ጎሬቤት የቓመታ ነበራ። ብሉሙድ ኣጸዋዉዓ ኮለኲኖ መርሰድሰ ወይ ሰቸመዝ ዝባሃለ ፡ናይ ጽዕነት መኪና ድሮ 80 ኩንታል ዝገመገም ሐርጭ ፡ ዘይቲ ከቦርታትን…ወዘተ ዘጠቒለለ ብሰለሰተ ኣበጽሕ እና ተራገፈፋ ተወጉኑ ነበረ። መጀመርያ ኮ ሬኤዲተ ተመሰሎም ፡ ንጽባሒቱ ግን ነገሩ ከልእ መኻኑ ተሰቖሮሞ ። ስልጥን ወይ ግዝፍ ዘበለ ሓለፍነት ተዋሂብዎ ንናጽነት ዘራኣየ ተጋ.ሰለሙን፡ ንወለዱ ሒዝሎመ ዝመጸ ሸሻይ ሙኻኑ ተሰቐሮም ። እዞም ኣቦ ተገ. ሰለሙን ከም መተዓብይትን መጋድልትን 3 ሰዋኣት ደቀምን ወይ ዉን ከም በይኖም ዝተረፉ እንተዋሐደ ገለ ከብለሎም ከጽበዩ ባህሪያዊ ነበረ።
    ነገሩ ግን ከልእ ነበረ ኣይኮነንዶ ቁራቦ ቐለብ ከረኹቡ ፡ነዛ ዝለመድዋ ቡን ጎሬበቶም ኣቶ ሰዓረ ኣቦኦም ንተጋ .ሰለሙን ከይሐወሰዋ ዳኣ ካብ ልዳት ተኸልከሉ። እዞም አቦ መነም ከረዶኦሞ ሞት አረኪበቶሞ ኣይ ሀግሓኤ ኣይ ሀልዋት ተጋደልቲ ። ሰለ ‘ዚ ኣበይ ዳኣ ነበረ ‘ቲ ሐልዮት ወይስ በናይ ዝሓለፉ ሰዉኣኣት ሰም ተሐነጊጥካ ምንበር ዩ ‘ቲ ውጥን።

POST A COMMENT