Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ማሕበረ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ፡ ንዓመተ 2014 ትማሊ ቐዳም ምስ ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ኮይኑ ጸምቢሉዋ።

ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ፡ ኣንጻር መላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝቃለሱ ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኣብ  ዓዲ ኢንግሊዝ ዝቖመ ማሕበር ተጋደልቲ፡ ትማሊ ቀዳም 04 ጥሪ 2013 ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ምስ ዝነብሩ  ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ብሙኻን ንዓመተ 2014

ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ፡ ኣንጻር መላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝቃለሱ ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኣብ  ዓዲ ኢንግሊዝ ዝቖመ ማሕበር ተጋደልቲ፡ ትማሊ ቀዳም 04 ጥሪ 2013 ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ምስ ዝነብሩ  ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ብሙኻን ንዓመተ 2014 ጸምቢሉዋ።

እቲ ብማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዝዓተዓደመ ናይ ድራርን ምዝንጋዕን ምሸት፣ እቲ  ማሕበር ተጋደልቲ  ኣካልን ኣምሳልን ናይ ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ሙዃኑን ንኹሎም ኣቐዲሞም ኣብ ቃልሲ-ፍትሒ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ሓይልታት ኣኽብሮቱ ንምርኣይን እዩ ወዲቡዎ።

ኣብቲ ኣጋጣሚ  ንዕዱማት ምስጋናን ኣኽብሮትን ብምቕዳም ዝቐረበ ቃል ማሕበር፡-

EPLF_2ትማል ኩሎም ተቓለስቲ ገድሊ ኤርትራ ጀብሃን ሻዕቢያን፡  ኣብ ቃልሲ ናጽነት አእጃሞም ኣበርኪቶም ብኽልተ ልዕለ ሓያላን ንዝድገፍ ንዘነበረ ስርዓታት መግዛእቲ ስዒሮም ናጽነት ክውን ብምግባሮም ኪሕበኑ ዝግበኦም እኳ እንተኾኑ፡ እቲ ናይ ትማል ሓበንን ፍናንን ግን  ብሰንኪ ጉጅለ ምልኪ ስለዝተጋህሰ ነቲ ህዝብን ሃገርን ዝርምስ ዘሎ ጠላሜ-መብጽዓ ስርዓት ገጢሞም ብምስዓር ነቲ ሓበን ኪመልስዎ ቅልጽሞም ከሕብሩ ይጽውዕ።

እቲ… “ክብሪ ቓልሲ ልዕሊ ኩሉ ክቡር ህይወቶም ንዝበጀዉ ሰማእታትና ጥራሕ እዩ ዝግባእ”  ዝበለ መግለጺ ማሕበር ” እቲ ዝተረፈ ኩሉ፡ ሃገር ርህዩዋ ቀሲናን ኪሳዕ ዝርኢ ብቐጻሊ ዝሕደስ ብስራሕ ዝምስከር ቃል ሕድሪ ከተግብር ትጽቢት ከምዝግበረሉ ኣተሓሳሲቡ።” ኣስዒቡ እቲ መግለጺ፡ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ለውጥን ሕሉፉ ተወኪሱ ብሓባር “ትማል ብኸመይ ኢና ተዓዊትና፣ ስለምንታይ’ከ ሎሚ ወዲቕና፡ ጽባሕ’ከ ብኸመይ ኪንዕወት ንኽእል’ ብምባል ብሓባር ኪዝትን ዘትዩ ፍታሕ ኪቅርብን ልዑል ትጽቢት ከምዝግበረሉ ኣተሓሳሲቡ።

ውፉያት ሃገራውያን ድምጻውያን ተጋደልትን ዋርሳይን ነቲ ደምበ ተቓውሞ ኣብ ዝውድብዎ ምሸታት ናይ ምስታፍ ዝጸንሐ ሓጹር ሰባቢሮም ድሕሪ ደጊም ይእከል ብምባል፡ ምስ ደለይቲ ለውጢ ወገኖም ብምስላፍ  ነቲ ምሸት ብምኡዝ ድምጾምን ቃኖኦምን ኮሊዖሙዎ ኣምስዮም።

ስነጥበባውያን ሃገርና ድሕሪ ህልቂት ላምፔዱሳን ጃምላዊ ፍልሰት መንእሰያትናን ናይ ቃልሲ ወኒን መንፈስን ዘበራብር፡ ሓያልን ምኡዝ ዜማታት ብምፍራይ ንህዝቢ ይጉስጉሱ ብምህላዎም ብዝያዳ ኪተባብዑን ኣብ ቃልሲ ናጽነት ልዑል እጃም ከምዘበርከቱ ኣብ ቃልሲ ሓርነት እጃሞም ከበርክቱ ዝሕተትሉ እዋን ሙዃኑ ብምዝካር ዝተረፉ ኩሎም ነቲ ዘሎ ከታሪ ሓጹር ደጋፍን ተቓዋምን ብምስባር ኣብ ጎድኑ ውጹዕ ህዝቦም ብምስላፍ  ኣሰር ቀዳሞት ብጾቶም ኪኽተሉ ተሳተፍቲ ጸዊዖም።

እቲ ብናይ ድራር እንግዶትን ምውቕ ባህላዊ ምዝንጋዕን ደሚቑ ዘምሰየ ምትእኽኻብ ንኹሎም ተሳተፍቲ ሓይልታት፡ ኤርትራዊ ብዝኾነ ይኹን ስምን መጸውዕን ይወደብ ኩሉ ድሌቱን ኣተሓሳስባኡን ኣብ ሓደ ዕላማን ኣተሓሳስባን ከምዘሎ ዘረድእ ሙዃኑ ዘግሃደ እዩ ነይሩ።  ኣብቲ ምሸት ዝተሳተፉ ዓበይትን ናእሽቱን ሓርበኛታት ተጋደልቲ ጀብሃን ሻዕቢያን፡ ውህደትን ሓድነትን ተቓለስቲ ዘማዕብልን ሓድሕዳዊ ምትእምማን ሓቢርካ ምስራሕን  ዘጎልብትን ናይ ሓባር ምሸታት ኪውደብን ኣተሓሳሲቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
42 COMMENTS
  • abyssinia January 6, 2014

    My credible sources tells me that the former fighters are divided into three, reformist group, who wants cosmetic changes to the existing brutal regime, the second group sworn sympathizers of the bandit regime, and the third group seeks radical change but with slaggish action. All defected PFDJ officials are hybernating until the storm calms and opportunities arrive in for an other dictatorial power competition. There is no better evidence than the speeches of Wedi Vacaro that none of them are willing to fight for the Eritrean people. Have you heard any single sympathetic word from these inactive PFDJ members during the tragic loss of lives in Lumpedusa?.

    • ER ITRAWIT January 6, 2014

      abyssinia,
      Please mind your own Business we are doing ours thank you very much.

    • Haile2 January 6, 2014

      Nice try! Just to save you time and energy, the Neo-Andent cannot murder our Ghedli.

      regards

  • Negasi January 6, 2014

    Abyssinia you can not break the unity of Eritreans any more. Don’t ever try to spit your Ethiopian venom to our struggle for freedom. ELF&EPLF are the genuine product of the Eritrean people except those diabolic agents like Isayas who are working day and night for the sake of your agendas of dismantling Eritrea.
    Eritreans wake up and say with all our social and political diversity we are one who are marching for one fate and destiny.
    Long Live and The Almighty God Bless Eritrea and its people

  • Abraham Haile January 6, 2014

    It is a start and positive attitude towards the unity. I hope it will continue till we create a unified umbrella to form the Eritrean Government in diaspora. Such activities with other existing acts such as Vaccaro and others could give a huge kick to the movements of a change in the country where people are so desperate to see as soon as possible.

  • ahmed saleh January 6, 2014

    Negasi Hawey
    Say no more , you represent genuine Eritreans who care about our people prior interest .
    UNITY is our power . ELF – EPLF fighters are blood related brothers/sisters victims of
    wicked politics to see self appointed nationalists betray the credit of their life long
    sacrifices who are dead or alive . We honor and respect our patriots .

  • Tekluu Gubtaan January 6, 2014

    ድሒርና ከም ዝተረዳኣናዮ ተጋደልቲ ነበር፡ ንሰርዓት ኢሰያስን ተንኮላቱን ኣብ ምቀላዕ፡ እኹል ወይ ዘዕግብ ሰራሕ ኣይፈጸሙን ።ዚ ህ.ግ ዝበሃል ክነቅል ኣትሒዙ ንጹሃን እና ቐነጸለን ኣየፈለካን ንዝብሉ እናዳጎነን ዝመጸ ክብረት ደቂ ሰብ ኮነ ትነፈስ ዘይ ዓጦ ኣረመን ሐራዲ ዩ። እሞ ኣበይ ዳኣ ተሸረቡ ነበሩ ዘም ህግ ናበሉ ዝዘምሩ ዘለዉ ።
    ክልተ ምኽነያት ኣሎ ቀዳማይ ፦ዉልቃውነት ሰስዐ እንታይ ገደሰኒ ዝዓይነቱ፡ ካልኣይ፦ ዘይምፈላጥ ወይ ዘይምሕታት ዘይምምረማር ዩ ነገራት ክታሓማመሰ ከሎ መስቀጥ ዩ።ብሓጺሩ መለለዪ ናይቶም ሐመድ ዝደፈንዎም ኣብ ኣኽራን ኣጸምእ ተጠሊሙ ሸዑ ነ ሸዑ ኣብ ፈለማ ዓመታት ነጸነት ብመራሕትን መብዛትኦም ነናጽነት ዘራኣዩ ተራ ተጋደልቲ ።
    ሰለዚ ዘሐብን ዘነይት ሰራሕ ከይሰራሕካ፡ ልኡም ነረካ ከንስኻ፡ እንትርፍ ንእሽቶ በጨቕታት ገዲፍና ማለተይ ዩ፡ ከመይ ኣቢልካ ፍሩይ ገዙፍ ከትመስል ትሕልን፧ ማሕበር ጽቡቐ ኳ ተኸነ ከመዚ ኔረና ዝዓነቱ ዘረባ ግን ፈጹም ጌገ ዩ ፡ ካላኣይ’ቲ ሰም ‘ህዝባዊ ግንባር’ ዝብል ተትኣልዎ ተትሰርዝዎ ምሓሸ ። ማሕበር ተጋደልቲ ነጻነት ወይ ከልእ ተትብልዎ።

  • kilite mot January 6, 2014

    Moral uplifting gathering,good job.

  • selam January 6, 2014

    WEY NEBER MKUAN KHASM

  • abel January 6, 2014

    You Fools!!!
    Expecting change to come from instituted pensioners? Why are they dancing anyways? It seems they showed up to have good times nothing more.I feel sorry for those expecting change.That is desperation at its lowest.

    • ER ITRAWIT January 7, 2014

      abel,
      Abeyet dfret grow up!!!!!

  • MightyEmbasoyra January 6, 2014

    How would we know HGDF is not leading this organization? Does anyone know who are the organizers/major players are? We keep forgetting that trust without verification was the reason that we are in this mess.

  • sammy mike January 6, 2014

    tekluu name just names tekluu is just tekluu open your mind okaye

1 2 3 4

POST A COMMENT