መርድእ
መርድእ ኣቶ መዋእል መብራህቱ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም ኣብ ትሕቲ ሓልዮት ስድራ ቤቱ ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ሰነ 17, 2014 ኣብ መበል 80 ዓመት ዕድሚኡ (09-11-33 06-17-14) በዓልቲ ቤቱን፡ 3 ደቁን፣ 5 ደቂደቁን ሓዲጉ ካብዛ ዓለም ብሞት
መርድእ
ኣቶ መዋእል መብራህቱ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም ኣብ ትሕቲ ሓልዮት ስድራ ቤቱ ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ሰነ 17, 2014 ኣብ መበል 80 ዓመት ዕድሚኡ (09-11-33 06-17-14) በዓልቲ ቤቱን፡ 3 ደቁን፣ 5 ደቂደቁን ሓዲጉ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ንቀዳም ሰነ 21, 2014 ሰዓት 11፡00 ቅ.ቀ ኣብ ቅዱስ ገብርኤል ቤት ክርስትያን ፍትሓት ድሕሪ ምግባር ከኣ ኣብ ግሌን ኣቢ ሰሜተሪ ሳን ድየጎ ካሊፎርንያ ሰዓት 1፡00 ድ.ቀ ሓመድ ኣዳም ክለብስ ምዃኑ ስድራ ቤት የፍልጡ።
ስድራ ቤት ነፍስሄር
نعي أليم
بعد معاناة طويلة مع المرض توفي في مدينة ساندياغو بالولايات المتحدة الأمريكية، اليوم الموافق 17 يونيو 2014 السيد موائل مبرهتو، عن عمر ناهز 80 عاما. وترك الفقيد أسرة مكونة من الزوجة وثلاثة أبناء ومثلهم من الأحفاد. وستُشيع جنازة الفقيد يوم السبت الموافق 21 يونيو 2014 في تمام الساعة الحادية عشرة قبل الظهر، بعد قداس على روحه سيقام بكنيسة القديس جبرائيل الارثوذكسية، ثم سيوارى الثرى في مقبرة “جلين أبي سميتري بونيتا – كاليفورنيا (Glen Abby Cemetery in Bonita, California).
أســـــرة الفقيـــــد
Funeral Announcement
(09-11-33 to 06-17-14)
After having been ill for some time, Mr. Mewael Mebrahtu passed away yesterday June 17th, 2014 at the age of 80. He had been under the loving and watchful care of his family for many years before he passed away peacefully in his home in San Diego. A memorial service will be held at St. Gabriel Coptic Orthodox Church, followed by funeral services at Glen Abby Cemetery in Bonita, California. He is survived by his wife, three children, and five grandchildren.
Addresses፡
Funeral Services Memorial Service
Glen Abby Cemetery St Gabriel Orthodox Church 3838 Bonita Road 3104 Imperial Ave. Bonita, CA 92115 San Diego, CA 92102
oromay June 19, 2014
I heard this man was genius. He gave a prescient warning against the brute’s intention long time ago, however, Eritreans have failed times to read realities proactively. May God Rest his soul in peace and console his families.
Suleiman Salim June 19, 2014
Oromay,
The Brute Meles Zenawi died before Mewa’l Mebrahtu at a relatively young age.
The Eritrean Patriot June 19, 2014
Rest in peace. May God accept you in love.
ahmed saleh June 19, 2014
Abona MEWAEL MEBRAHTU
One of courageous Eritrean politician who earned recognition , respect and support among his people
in ASMERA . Even though I was young to understand deeply about politics then , but him and Abona
FESSEHA GHANDI were part of inspirational figures on Eritrean issues . God bless them all .
MENGHISTI SEMAY YEWARSKUM KUBUR ABO
( It is sad such people who sacrificed their whole life for the people they adore forced to die outside
the country at this circumstances ).
Gideon Fessahye June 19, 2014
RIP aboy Mewaeel. My condolences to his wife and children.
Suleiman Salim June 19, 2014
R.I.P
M. Mebrahtu was a typical Hamassienay ( Deqi SheHay – Anseba – just like the mother of Abraham Afeworki) who hates his fellow deqi Hamassien.
Tigre June 19, 2014
Suleiman shetati Afu, where you from? Backward regionalist, you can’t even say RIP when someone as old as 80 passed away! You zip andshut you stinky ass mouth!
Suleiman Salim June 19, 2014
ኣንታ ኣድጊ ትግራዋይ ( ኣምሓሩ ትግሬ ኢሎም ዝጽውዑኻ ) መዋእል መብራህቱ ካብ ስድራ-ቤተይ ብዝያዳ ትፈልጦ ከይመስለካ። እቲ ሓቂ ከውጽእ ስለ ዝደለኹ እየ እምበር ሞቱ ስለ ዘየሕዘነኒ ኣይኮነን።
Tigre June 20, 2014
Who ask you about his origin and if he likes or hates Hamassien? Who do you think you are? shetati af Gabla, Wedi Shire wahid. And you are Also Amharai and call Tigre to Tigrawai, you know much about Gojam and Gonder too! Mixed blood, no wonder!
Suleiman Salim June 21, 2014
ኣንታ ዑጉም ሰበይትኻ ሸታት ኣፉ ኢላ ደርብያትካ ዶ ኮይና ንሰብ በቲ ኣበርካ ጌርካ ትጻረፍ ዘሎኻ? በል ይኣክል ኣንታ ውርድተኛ!! ክክክክክክክ!!!
መድሃኔ ቶኹሩራይ June 19, 2014
ክቡር ኣቦና ኣቶ መዋአል መብራህቱ ካብ ግዜ ንእስነተይ ኣትሒዘ ስሞም ብፅቡቅ ክለዓል ከሎ ካብ ዝዓበኹሉ ገዛውቲይ ኣስመራ ዕዳጋ ሓሙስ ይሰምዕ ኔረ፡ ኣብቲ አዋን ኣቶ መዋአል ንፓርላማ ይወዳደሩ ስለ ዝነበሩ፡ ስእሎም ዘለዎ ታቤላታት ናይ ምረጹኒ ሓባረታ ኣብ ኩሉ ጎደናታት ኣስመራ የንጸባርቅ ኔሩ፡ ናቶም ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ብዙሓት መወዳድርቶም’ውን ከምኡ፡
ተውዳዲሮም ከም ዝሰዓሩ ኮይኑ ይዝከረኒ፡
አዚ ኣብ መጀመርያ ሰብዓታት’ዩ፡ (ምናልባት ነቶም መንእሰያትና ሓበሪታ ክኸውን ኣብ ግዜ ንጉስ ሃይለ ስላሴ አወ ምርጫ ናይ ዞባታት ይካየድ ኔሩ”ዩ አዚ ማለት ግን ይጥቀም ኣይጥቀም ሃገራዊ ባይቶ ከምዝነበረ ንምሕባር”ዩ፡፡ ሎሚ ደኣ አንታይ ወሪዱና ኢልና ነንነብስና ምሕታት ይግበእና፡)
ብድሕዚ ኣብ 2000 ዓ.ም. ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ዝተገበረ ናይ ኪዳን ኣኪባ ኣብኡ ተራኺብና ከም ኣያይን ብፃየይን ንኽላለዮ ዕድል ረኺበ ብድሕሪኡ’ውን ኣብ ከምኡ ኣጋጣሚታት ንራኸብ ኔርና፡ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን አወ ብሓቂ ደላይ ፍቲሒ፡ ኣብኡ ዝመደሮ መደረ ብዛዕባ “ኣፈታትሓ ናይ ዶብ ግርጭት” አዩ፡ አቲ መንግስቲ ኤርትራ ክወስዶ ዝነበሮ ሰላማውን ፍትሓውን መንገዲ’ዩ ኔሩ፡ አንተኾነ መንግስቲ አርትራ ግን ፈጺሙ ናይ ካልእ ርኢቶ ዘይቕበል መንግስቲ ብምኻኑ ርኢቶን ሓሳባትን ናይዞም ዓበይትን ለባማትን ምኩራትን ምሁራትን ዓበይቲ ዓዲ ከም ብዓል ኣቦና ኣቶ መዋእል መብራህቱን ካልኦትን ከይሰምዕ አቲ ዝወረደ ጥፍኣትን ሕስረትን ውርደትን ስደትን ምዝባልን ተነጽሎን…..ጥራሕ ኸይኣክል ብዓቢኡ ኸኣ ካብ 30 ክሳብ 40 ሽሕ ንላዕሊ ብሉፃት አርትራውያን ተሰዊኦም፡ ብሸነኽ ኢትዮጵያ’ውን ከማኡ፡ ኣብምንቲምንታይ???… አዚ ኹሉ ተኸፊሉ??? ኣብ መጨረስትኡ ግን ከምቲ ኣቦና ኣቶ መዋእል ዝበልዎ አቲ ነገር ብናይ ዓለም ቤት ፍርዲ ትወዲኡ፡ ኣብ መዕለቢኡ ግን ኣይበጽሐን፡፡ ኣብዚ ክርሳዕ ዘይግባኦ ኣንፃር አቲ ዝካየድ ዝነበረ ዘይ ቅኑዕ ውግእ ብሽም ባድመ ሰላማዊ ሰልፊ ተስሊፎም ኣሰሊፎም አዮም፡ ሕሰቡሞ መንግስትና አንተዝሰምዖም ኔሩ ናይ ንብረትን ካልእን ገዲፍካ ክንደይ ሂወት ምደሓነ ኔሩ፡ እንታይሞ ምስበዓል መን፡ ነንነብስና ንሕተት “ክንደይ ምደሓኑ ኔሮም”፡ “አወ ኣቶ መዋእል ኣይሰማዕናኩምን” አዩ ዘብል
አዚ ኣነ ካብ ዝዝክሮ ኣዝዩ ኣዝዩ ንኡስ ኣፍልጦይ ብዛዕባ ኣቦና ኣቶ መዋእል’ዩ፡ ብዝያዳ ብዛዕባ ኣቶ መዋእል ዝያዳ ናይቀረባ ኣፍልጦ ዘለዎም ኣዝዩ ብዙሕ ክብሉ ክምዝኽእሉ ይኣምን’የ፡ ብዝያዳ ንምፍላጥን ክሳብ ክንደይ ናይ ነዊሕ ክምዝጥምቱን ፍትሓውን ዴሞክራሲያውን ሃገራውን ሓርበኛን ከምዝነበሩ ንምፍላጥ ተንቀሳቃሲ ስእሊ video ናይ 1999-2000 ናይ ሳንድየጎ ካሊፎርኒያ ተወከሱ፡፡
ንኣቶ መዋእል መብራህቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም፡
ንቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም፡
ንኹሎም ብፆቶምን ምቓልስቶምን ፅንዓት ይሃብኩም፡ ኣብ ቕልስኹም ፅንዑ፡
ሓውኩም መድሃኔ ቶኹሩራይ ፖርትላንድ ኦረጎን
Suleiman Salim June 19, 2014
R.I.P
M. Mebrahtu was a typical Hamassienay ( Deqi SheHay – Anseba – just like the mother of Abraham Afeworki) who hates his fellow deqi Hamassien.
belay nega June 19, 2014
እግዝአብሔር ነብሱ ይምሓር
መዋእል መብራህቱ አብ 1978 ሜዳ ኤርትራ ብሻዕብያን ደርግን ከምዝባሓት ዝተነበየ በሊሕ ሰብ እዩ ነሩ::
Teclay June 20, 2014
Belay Nega
እግዝአብሔር ነብሱ ይምሓር
Belay said “መዋእል መብራህቱ አብ 1978 ሜዳ ኤርትራ ብሻዕብያን ደርግን ከምዝባሓት ዝተነበየ በሊሕ ሰብ እዩ ነሩ::”
Brother is that enough to categorize as a mature person ? if you mean comparing to Eritrean standard (idiotism),may be . otherwise maturity looks different ,and for sure it is not in Eritreans mind,emotionality yes; full . As for me, as a leading personality he should have categorically condemned the secessionist movement from the beginning .
Mesinas June 21, 2014
መንግሰተ ሰማይ ንመዋቲ፣ ጽንዓት ንቤተሰብ ይሃብ ልዕሉ ፈጣሪ!