Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: Sat Radio Assenna – Wed, May 2nd, 2018

https://www.youtube.com/watch?time_continue=3456&v=QfWhTmfhXhE

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Tsehaye May 3, 2018

    While Ethiopia is fast marching and roaring to greatness with its brilliant/gifted leaders poor tiny
    Eritrea is digging deeper and deeper to its lasting resting/burial place with its vision less toothless oppositions.

  • ናትና ንግበር May 3, 2018

    ናብ ዝኸበርካ ኣማኑኤል፣ ቁዋም ኤርትራ ኣልዒልካ ንኹለን ተቓወምቲ ሓይልታት ጻውዒትካ ምቕራብካ ኣዝዩ ለባምን ኣገዳሲ መልእኽትን ስላዝኾን ንኣገላልጻኻ ኣድንቖተይን ምስጋናነይን ኣናኣመሓላለፍኩ ኩለን ተቓወምቲ ሓይልታት ነዚ ሃገራዊ ቅዋም ኣኽቢረን መበገሲ ብምግባር ግዝያዊ መንግስቲ ክምስርታ ግዜኡ ኮይኑ ይስመዓኒ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ኤርትራ ዘለው ተቓወምትን ኣብ ስደት ዘለው ተቓወምትን ብሓባር ተወሃሂዶም ብቕዋም ዝግዛእ ግዝያዊ መንግስቲ ብምፍጣር ነዚ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሰላማዊ ጻውዒት ብምቕባል ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዓለምን ርክብ ክጅምር ናይ ህጹጽ ግዜ ኮይኑ ይስምዓኒ። ብቕዋም ዝግዛእ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ እንተዘይተፈጢሩ ነዚ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ዝትክኦ ጥርኑፍ ሓይሊ ዝለዘየሎ ንኹሉ መጻኢ ኩነታት ኣስጋኢ ስለዝኾነ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ይኹን ብመንግስታት ዓለም ተቐባልነት ስለዘይረክብ ሕጂ ለባማት ደቂ ሃገርን ተቓወምትን ምስ ግዜ ክስጉሙ ኣነ’ውን ጻውዒተይ የቕርብ።
    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትናን ሓርበኛታት ኣካለ ስንኩላትናን።

    • Natu May 3, 2018

      Dear ናትና ንግበር !

      you are talking about possible opposition parties -“…ንኹለን ተቓወምቲ ሓይልታት…”. Is there any such party still ? The only quasi-party I can ever imagine is the so-called Andebrhan party, that has formaly consolidated or killed all existing political parties and civic societies..
      Eritrea is defacto dead!
      Waht is happening now is only kidding the people.

POST A COMMENT