Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: Interview with Mr Yohannes Habteselassie p 2 – 10 Jan, 2019

https://www.youtube.com/watch?v=sxPR0gk_bs4&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • geladios ogbai January 11, 2019

    እንታ እዛ ኤርትራና ክንደይ ለባማት ምሁራት እንድሃለልዋ ብሓደ ቀይናን ሰብ ን27 ዓመታት ብጭፍራ ጉጅለ ህግድፍ ሸፋቱ ክትምራሕ ትም ኢልና ክንርኢ ምጽናሕና ኣዝዩ ዘሕዝን ኮይና ጸኒሓ ኣላ። በሉ ሬድዮ ኣሰናን፡ ካልኦትን ኩሉም ኪኢላታት ምሁራት ምኩራትን ለባማትን በብግዚኡ ካብ ዝተሓብእሉ ባዓቲ እንዳውጻኹም ምስ ህዝብና በቲ ውሕሉል ኣቀራርባኹም መገብቲ ስነ ፍልጠትን ሓሳባትን ዘመናዊ ትምህርቲ ምስ ጸኒሓዊ ኣባታዊን ልምድን ክብሪ ባህልን ልዝብን፡ ክብሪ ባይቶን ጽቡቕ ኣሰራት ዝውንኑን ክንስምዖም ልብና ከፊትና ምስ ዘመናዊ ኣካይዳ ዓለምናን ኣዋሃሂድና ንህዝብና ናብ ራህዋን ሰልምን ፍትሕን ሕግን ዝነግሰላ ሃገር ኪትኮነል፡ ብልቢ ንጎየየላ ካብ ፍጹም ውድቀት ከንድሕና ከቢድ ሓላፍነት ተሸክመና ኣላ። ድሒርና ካብ ምሕዛን ንድሕነላ ዘለና ጽቡቕ ዕድል ኣብ ቅድሜና ደው ኢሉ ዝገጥመና ዘሎ ዓቢ ዕዳ ኣብ ክንዲ ኣካላት ናይቲ ሽግር ምኻን፡ ኣካል ናይት ፍትሕ ኣካል ዓቕምና ዝፈቕዶ ሕላፍነትና ክንሽከም መድረኽ ከነድሕን ብትብዓትን ብትግሃትናን ንሰላምን ዕብየትናን መደያይቦ ንመደያይቦ ክንፈጥር መድረኽ ይጠልበና ኣሎ።
    ሃየ ኣለናልኪ ንበላ ንኤርትራ ሃገርና ተስፋ ንኹና። ጽቡቕ ስራሕ መደባት ኣስሰና ብሓበራ ንስራሓላ ኣጆኺ ንበላ።

POST A COMMENT