Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: ላዛታት ስነጥበብ ምስ ኣሰና – Saturday, May 30th, 2015

https://www.youtube.com/watch?v=UYJNZcKCHx0&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Mesinas May 31, 2015

    ሃምበል ኢኻ፡ ኣንበሳ ዓይነታ
    ኣየ ኣናብባ፡ ኣወዳድቓ ረምታ
    መዘና ዘይብልካ ዚዳረግ መሰታ
    ድምጽኻን ቃናኻን ፈጢሩሉ ባህታ
    መጉሰለይ ኢሉኒ ኣድኒቑካ ናዕታ!

    መረዋሕ ድምጽኻ ኣሎዎ ኣላዝቦ
    ዋላ ነቲ ሕሙም ጥዕና እትህቦ
    ሓርነትን ፍትሕን ክሳዕ እንረኽቦ
    ተንኰል ናይቲ ምስሉይ ክሳዕ ዝግንዘቦ
    ምኸሮ ንየዋህ ንህግደፍ ክኽዕቦ!

Post a Reply to Mesinas Cancel Reply