ውድድር ኩዑሶ እግሪ ኤርትራውያን ኣብ ሳንድያጎ ካሊፎርንያ ኣብ ቅነ Thanksgiving
ከምቲ ኩላትና እንፈልጦ ኣብ ቅነ Thanksgiving ኣብዚ ንርከቦ ምዕራባዊ ክፋል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝካየድ ናይ ኤርትራውያን ውድድር ኩዕሶ እግሪ ንንውሕ ዝበለ ዓመታት ክካየድ ጸኒሑ’ሎ።