መንቀሊ ጽሑፈይ ብዕለት 31 መጋቢት 2010 ተዳልያ ኣብ ናይ ኤትራውያን መርበብ ሓበሬታታት ዝተዘርገሐት ብ ”The lion of Afabet” ብዝብል ኣርእስቲ ብብርሃን ሓጎስ ዝተባህለ ጸሓፋይ ንኣቶ መስፍን ሓጎስ ዘመላኽዕን ብምሕራር ኣፍዓበት ፡ ወላዃ ሓጺር ይኹን ዝትሓፍሰ ዓወታትን ውጺኢቱን ዝገልጽ ጽሑፍ ኣንቢባ። ዝገርም’ዩ! ለካ ዕድመ እንተሂቡካ ብዙሕ ኢኻ ትርእን ትሰምዕን ዝተባህለስ ሓቂ’ዩ።
“The Administrator of Afabet sub-zone, Mr. Abdu Mohamed pointed out that the destruction of Nadow Ez paved the way for bolder military endeavors and heralded the onset of the final battle.