ወዱ ንሚኒስተር ተስፋይ ገብረስላሰ ብካራ ተወቒዑ ሞይቱ ተባሂሉ ብ’ድምጺ ወጋሕታ’ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። November 17, 2009 12:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ‘ድምጺ ወጋሕታ’ “ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ምንጭታት ..ወዱ ንሚኒስተር መዓድን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሰ ኣብ ኣስመራ እንዳ ኮርያ ኣብ ዝርከብ ቤትምህርቱ፡ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ብኻራ ተቀቒዑ ንሞት ተቓሊዑ ‘ሎ” ክትብል ዘመሓላለፈቶ ሓበሬታ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታምንጭታትናሞይቱቅኑዕብ’ድምጺብካራተስፋይተባሂሉተወቒዑንሚኒስተርኣረጋጊጾም።ኣስመራከምዘይኮነካብወዱወጋሕታ’ዝተዘርግሐገብረስላሰ
ንሱስ ሞይቱ ንሕና ኸ ‘ሞ መዓስ ኣለና! February 19, 2008 7:31 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ፈጺሙ ዘይርሳዕ ጸገም እዩ ዘለዎ። እቲ ብሕልሚ ዝረኣዮ መጠን ነብሱ ኣዝዩ ደርማስ፡ ብግብሪ ኣዝዩ ንኡስ ኮይኑ፡ ብዓድን ብግዳምን ፈጺሙ ዘየስምዕ ትርጉም ኣልቦ ኮይኑ ተሪፉ ምህላዉ እዩ ሕሰም ሕርቃኑ። እንተኾነ ሕርቃኑ ምስ ነብሱ ክኸውን ኣለዎ። መብጽዕኡን ህዝቡን እንተዘኽብር ሕልሙ ምግሃድ ኣይምኣበዮን። ህዝብኻ ምንዓቕን መብጽዓኻ ምጥላምን ግን የግዲ ሕልሚ ይገብረካ እዩ። ሕልሚ ስለዝኾነ ኸኣ እዩ ኣመና ንኢሱ ብሕርቃን ዝፍሓስ ዘሎ። መስጣ ሃገርን ህዝብን። Continue reading POST TAGS: ‘ሞመዓስሞይቱንሕናንሱስኣለናኸ