ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ሰብ ዘለዎን ዘይብሉን እናበለ ብምፍልላይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ተወሳኺ ጸቕጢ ብምፍጣር ገንዘብ ከኻዕብት መደብ ኣውጺኡ ከምዘሎ ተፈሊጡ። March 27, 2010 12:58 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ሰብ ዘለዎን ዘይብሉን እናበለ ህዝቢ ብምፍልላይ፡ ነቶም ኣብ ወጻኢ ሰብ ኣለዎም ዝበሎም ብኩቦን ሃለኽቲ ናይ ምግዛእ መሰሎም መንዚዑ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝነበር ህዝብን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ቤተሰቦምን ተወሳኺ ጸቕጢ ብምፍጣር ገንዘብ ንምኽዕባት፡ ተንኮላዊ ውጥን ኣዋዲዱከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢህግደፍልዕሊመደብሰብስርዓትብምፍልላይብምፍጣርተወሳኺተፈሊጡ።ኣብኣውጺኡእናበለከምዘሎከኻዕብትወጻኢዘለዎንዘይብሉንገንዘብጸቕጢ
ኤርትራውያን ተቐማጦ ናይሮቢ ስርዓት ህግደፍ ገንዘብ ክኸፍሉ ንዝተገብረሎም ጸቕጢ ነጺጎም። December 20, 2008 3:13 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣብ ናይሮቢ ፡ ኬንያ ፡ ስርዓት ህግደፍ ብዝተፈላለየ ጉልባብ ገንዘብ ከዋጽኡ ንዝገበረሎም ጸቕጢ ብስሙር ድምጺ ከምዝነጸጉዎ ሎሚ 19 ታሕሳስ ብዘውጽኡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጦም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍስርዓትተቐማጦነጺጎም።ናይሮቢንዝተገብረሎምኤርትራውያንክኸፍሉገንዘብጸቕጢ