ምስልታት ጳውሎስ ኪዳነ July 6, 2007 9:51 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE እቲ ኣብ ኢድ መንግስቲ ኤርትራ ዝዓረፈ ጋዜጠኛ ቲቪ-ኤረ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጳውሎስ ኪዳነ ጋዜጠኛ ጥራይ ዘይኮነ ተዋሳኣይ ‘ውን ነይሩ እዩ። ኣብ ገለ ገለ ፊልምታት ‘ውን ተሳቲፉ። ገለ ካብቶም እናተዋስአ ኸሎ ዝተቐርጹ ካብ ተኸታተልቲ ኣሰና.ኮም ዝተላእኩልና ስእልታቱ ተዓዘቡ። Continue reading POST TAGS: ምስልታትኪዳነጳውሎስ
‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ ንመንግስቲ ኤርትራ ኮኒኑ። July 6, 2007 11:31 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስለ ናጽነት ፕረስን ምግላጽ ሓሳብን ዝጣበቕ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ኤርትራ ንዘውርዶ ዘሎ ሕሱም ግፍዕታት ኮኒኑ። Continue reading POST TAGS: ‘ሪፖርተርስሓዘንብምግላጽብሞትቦርደርስ’ንመንግስቲኣውትኤርትራኪዳነኮኒኑ።ዊዝዓሚቝዝተሰመዖጋዜጠኛጳውሎስ
‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ ንመንግስቲ ኤርትራ ኮኒኑ። July 6, 2007 11:30 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስለ ናጽነት ፕረስን ምግላጽ ሓሳብን ዝጣበቕ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ኤርትራ ንዘውርዶ ዘሎ ሕሱም ግፍዕታት ኮኒኑ። Continue reading POST TAGS: ‘ሪፖርተርስሓዘንብምግላጽብሞትቦርደርስ’ንመንግስቲኣውትኤርትራኪዳነኮኒኑ።ዊዝዓሚቝዝተሰመዖጋዜጠኛጳውሎስ
ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዓሪፉ። July 5, 2007 8:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጳውሎስ ኪዳነ ብሰሉስ 3 ሓምለ 2007 ክምዝዓረፈ ካብ ኣስመራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ቲቪኣምሓርኛኤሪኪዳነዓሪፉ።ጋዜጠኛጳውሎስፕሮግራም